Explore the archive · Controlled topics
ኤርትራውያን ስደተኛታት
Documents containing this original Tigrinya source phrase. English equivalence and spelling variants await language review.
No source-backed aliases recorded.
Broad subjects: Refuge, migration and trafficking
← All topicsCounts mean unique canonical documents in this archive, not mentions or historical importance. A document can have several topics; topic counts must not be added together. Cloud type sizes stay within five bounded steps.
Only source-validated controlled assignments appear here. Automatic rule assignments are labelled separately from human-reviewed assignments. Uncertain suggestions are withheld.
Interactive filters could not load. The complete static topic lists and documents remain available.
30 unique documents in this topic
All languages · All dates · All formats
1330 archive documents have no validated topic assignment. Browse every document, including unassigned and uncertain cases.
Documents in this topic
No documents match these filters. Clear filters to browse the full topic.
መንግስቲ ሊብያ ዝገፈፎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for መንግስቲ ሊብያ ዝገፈፎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ።መንግስቲ ሊብያ ዝገፈፎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ኣቐድም ኣቢሎም፡ ንኤውሮጳ ኣብ ጉዕዞ እንከለለዉ ጃልብኦም ብምብልሻዋ ብምትሕግጋዝ መንግስቲ ጥልያንን ሊብያን ካብ መዓት ወጺኦም ናብ ሊብያ ዝተመልሱ ዝርከቡዎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ብሰበስልጣን ሊብያ ተገፊፎም ምስ ተወስዱ ደሃዮም ጠፊኡ…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ እቶም ኤርትራውያን ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ሊብያ ዲዮም ተዓቝቦም ዘለዉ ወይስ ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ተጠሪዞም ክፍለጥ ኣይተኻእለን። ስለዚ ድማ፡ ብፍላይ እቶም ካብ ቲ ግፋ ዘምለጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኮነ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ቤተሰብ ናይቶም ግዳያት ኣብ ክቱር ጭንቀት ይርከቡ ኣለዉ።
Source: http://www.ehrea.org/lip.html
Scores missing after Libya refugee boat capsizes
Date not recorded in metadata
Sources and originals for Scores missing after Libya refugee boat capsizesScores missing after Libya refugee boat capsizes Thursday, 07 April 2011 09:46 Ljubomir Milasi http://asmarino.com/news/987-scores-missing-after-libya-refugee-boat-capsizes Scores of people were missing at sea…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን ዝወረደ ናይ 325 ህልቂት ብሓደ ኮይኖም ክሓዝኑሉን ብቐጥታ ንዝተተንከፉ ቤተሰብ ንምጽንናዕን ብዝገበሩዎ መደብ መሰረት፡ ልዕሊ 5 ሽሕ ህዝቢ ሎሚ ንጉሆ 9 ሚያዝያ ኣብ ቴልኣቪቭ ተኣኪቡ ብጸሎተ ፍትሓት መራሕቲ ሃይማኖት ዝተመርሐ ናይ ሓዘን ስነስርዓት ከምዘካየደ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ፡ እቲ ፍጻሜ እናተኻየደ ብቐጥታ ዝደወልናሎም ተሳተፍቲ ናይቲ ስነስርዓት ገሊጾም።
Source: http://www.ehrea.org/missingboat.php
‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ራሻይዳ፡ ንሓንቲ ገንዘብ ምኽፋል ዝሰኣነት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ብካላሽን ቀቲሎም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ፡ ካብ 85 ኤርትራውያን ድማ
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ራሻይዳ፡ ንሓንቲ ገንዘብ ምኽፋል ዝሰኣነት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ብካላሽን ቀቲሎም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ፡ ካብ 85 ኤርትራውያን ድማ‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ራሻይዳ፡ ንሓንቲ ገንዘብ ምኽፋል ዝሰኣነት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ብካላሽን ቀቲሎም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ፡ ካብ 85 ኤርትራውያን ድማ ‘ነጋዶ ሰብ’ ዝኾኑ ራሻይዳ፡ ንሓንቲ ገንዘብ ምኽፋል ዝሰኣነት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ብካላሽን ቀቲሎም ኮላሊታ ከምዝወሰዱዎ፡ ካብ 85 ኤርትራውያን ድማ Friday, 25…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ዝሓለፈ ሒደት ሰሙናት ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ብተመሳሳሊ ኩነታት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ዝለኣኹልና ሓበሬታ ብምጥቃስ፡ ስቅያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምቅላል ኩሎም ሰብኣዊነት ዘገድሶም ኤርትራውያንን ኣህጉራውያን ውልቀሰባትን ማሕበራትን እቲ ጉዳይ ብመንግስታት ምስርን እስራኤልን ኮነ ኣህጉራውያን ውድባት ኣቓልቦ ክወሃቦ ጻዕርታት ክገብሩ ኣዘኻኺርና ኔርና። እዚ ኤርትራዊ ምኳንካ ዘጽልእ ውርደትን ስቅያትን ስደተኛታት ሕጂ ‘ውን እናገደደ ይኸይድ ብምህላዉ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ በብዓቕሙ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ድማ ደጊምና ነዘኻኽር።
Source: http://www.ehrea.org/igado.html
ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም 462 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Date not recorded in metadata
ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም 462 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 15.02.2009 ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 462 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም።…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም 462 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Open source document in contextካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም 462 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 15.02.2009 ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 462 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 462 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልEሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 16 35 65 116 ደቂ ተባEትዮ 11 81 254 346 ጠቕላላ ድምር 27 116 319 462 ድሕሪ
Source: http://www.ehrea.org/Feb1509.pdf
ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Date not recorded in metadata
ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 559 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 550 ስደተኛታት ድማ…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 559 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 550 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
Source: http://www.ehrea.org/Feb0909.htm
ናይ ዓይኒ ምስክር ብዛዕባ ሃለዋት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ
Date not recorded in metadata
ናይ ዓይኒ ምስክር ብዛዕባ ሃለዋት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ http://www.harnnet.org/index.php/articles-corner/tigrinia-articles/2400-2011-09-28-17-21-23 Last Updated on Wednesday, 28 September 2011 17:21 Written by…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ናይ ዓይኒ ምስክር ብዛዕባ ሃለዋት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ግብጺ ሓደ ሰሙን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ጕዕዞይ ናብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮጵያ ቀጸልኩ። ኣብኡ ድማ ሳላ ሽማግለ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣዲስ ኣበባ፡ ካብ መደበራት ንሕክምና ምስ ዝመጹ ስደተኛታት ክራከብ ክኣልኩ። ሓሙሽተ ካብተን ዝረኸብኩወን፡ ካብቶም ካብ ግብጺ ዝተመልሳ ነበራ። ከብደይ ዝበልዓኒ ዛንታታተን ብጽሞና ሰማዕኩዎ። ነብያት ደበሳይ ጓል 17 ዓመት እያ። ናብ እስራኤል ክትኣቱ ኣብ እትፍትነሉ ዝነበረ እዋን፡ ሓለውቲ ዶብ ግብጺ ተኲሶም ኣብ ርእሳ ሃረሙዋ። ናብ ኢትዮጵያ ካብ ትምለስ ሸሞንተ ወርሒ ጌራ ኣላ። ዝያዳ ክንክን ስለ ዘድለያ ናብ ኣዲስ ኣበባ መጺኣ ኣላ። ዛይድ ገብረመድህን ኣብ እግራ ተወጊኣስ ተቘሪጹ፤ ሰብ-ዝሰርሖ
Source: http://www.ehrea.org/gebte.php
ቅሉዕ ደብዳቤ ንስደተኛ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን : መግለጺ ዐለምለኻዊ ኮሚሽን ንስደተኛታት ኤርትራ
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ቅሉዕ ደብዳቤ ንስደተኛ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን : መግለጺ ዐለምለኻዊ ኮሚሽን ንስደተኛታት ኤርትራቅሉዕ ደብዳቤ ንስደተኛ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን : መግለጺ ዐለምለኻዊ ኮሚሽን ንስደተኛታት ኤርትራ Thursday, 07 July 2011 16:56 http://assenna.com/index.php/2011-03-12-15-30-40/2011-03-12-17-45-46/3913-2011-07-07-16-59-26.html ብዶር የዕብዮ…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextማእሰርቲ ብእስራኤል መንግስቲ ኣብ ምህናጽ ምህላዉ ሲጋል ሮዘን ዝተብህለት ግብረ ሰናይ ኣስራኤላዊት ኣባል ዓለምለኸ ኮሚሺን ንስደተኛታት ኤርትራ ኣቃሊዐ። ኣብዚ ክዝከር ዘለዎ ካብ 26,000 ዝበዝሑ ስራሕ ኣልቦ፣ መቐመጢ ኣልቦ፣ ቤት ኣልቦ፣ ናብራ ኣልቦ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ምህላዎም ኣይትዘንግዑ። ኣብ ካልኦት ሃገራት ዐረብ ብሕልፊ ኣብ ግብጽን ሊብያን ዘሎ ክነታት ንምዝርዛር ዓቕልን ናይ ሓንጎል ጽንዐትን የድሊ። ብሓጺሩ ኣብዘን ክልተ ሃገራት ዘሎ ናብራ ስደተኛታት ንጸላኢኻ እኳ ኣይትምነየሉን። መጀመርያ እዘን ሃገራት እዚአተን ኣብ ዝንቡዕ ምሕደራ ኣብ ርእሲ ምህላውን ኢኮኖሚኤን’ውን ድኹም ኢዩ። ግብጺ ብስራሕ
Source: http://www.ehrea.org/sedaaaa.php
ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። Tuesday, 01 September 2009 23:15 [External image reference]ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ገለ ተሓባበርቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ራሻይዳ፡…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextስለዚ ስቅያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምቅላል ኩሎም ሰብኣዊነት ዘገድሶም ኤርትራውያንን ኣህጉራውያን ውልቀሰባትን ማሕበራትን እቲ ጉዳይ ብመንግስታት ምስርን እስራኤልን ኮነ ኣህጉራውያን ውድባት ኣቓልቦ ክወሃቦ ጻዕርታት ክገብሩ ኣሰና ተዘኻኽር።
Source: http://www.ehrea.org/geb.html
Eritrean women who greatly contributed to the victory of the Eritrea revolution
Date not recorded in metadata
Eritrean women who greatly contributed to the victory of the Eritrea revolution Researched and compiled by Resoum Kidane 29/08/2015 “Always bear in mind that the people are not fighting for ideas, for the…
Source excerptSome original source characters may display unclearly.
Sources and originals for Eritrean women who greatly contributed to the victory of the Eritrea revolution
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ከባቢታት መተማ ናይ ሱዳንን ስግር ተከዘ ናይ ኢትዮጵያን፡ ካብን ናብን ኣብ ልዕሊ ዝሰግራ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደቂ-ኣንስትዮ ዝወርድ ዘሎ ጭውያን ዓመጽን ኣብዛ ሒዝናያ ዘለና ዓመት ብልዑል ናህሪ ይብርኽ ምህላዉ ምንጭታት ድምጺ መድረኽ ካብ’ቶም ከባቢታት ኣቃሊሖም። readmore
Source: http://www.ehrea.org/historywomen.php
ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም 471 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Date not recorded in metadata
ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም 471 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 16.04.2009 ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም.ፈ 471 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም።…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም 471 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Open source document in contextካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም 471 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 16.04.2009 ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም.ፈ 471 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 471 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልEሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 11 28 60 99 ደቂ ተባEትዮ 19 63 290 372 ጠቕላላ ድምር 30 91 350 471 ድሕሪ ሓ
Source: http://www.ehrea.org/April1609.pdf
ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 391 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Date not recorded in metadata
ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 391 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 31.01.2009 ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 ዓ.ም.ፈ 391 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 391 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 391 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Open source document in contextካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 391 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 31.01.2009 ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 ዓ.ም.ፈ 391 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 391 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልEሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 11 14 56 81 ደቂ ተባEትዮ 20 87 203 310 ጠቕላላ ድምር 31 101 259 391 ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ ሕጂ ኣብ መደበር ስደተኛታት U
Source: http://www.ehrea.org/Jan3109.pdf
ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንድሕነቶም ሓገዝ ማሕበረሰብ ዓለም ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንድሕነቶም ሓገዝ ማሕበረሰብ ዓለም ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ።ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንድሕነቶም ሓገዝ ማሕበረሰብ ዓለም ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ። Posted on February 17, 2012 by assenna http://assenna.com/ ናብ እስራኤል እናተጓዕዙ ብወተሃደራት ግብጺ ተታሒዞም ኣብ ሓሲና ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ግብጺ ተዳጕኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextናብ እስራኤል እናተጓዕዙ ብወተሃደራት ግብጺ ተታሒዞም ኣብ ሓሲና ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ግብጺ ተዳጕኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ልዕሊ 30 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ኤርትራ ከይስጎጉ ዘለዎም ስግኣት ብምግላጽ፡ ነጻ ክልቀቑን ከም ስደተኛታት መሰሎም ክሕለወሎምን፡ ንድሕነቶም፡ ሓገዝ ኤርትራውያንን ማሕበረሰብ ዓለምን ንምርካብ ህጹጽ ጻውዒት የቕርቡ።
Source: http://www.ehrea.org/hgl.php
ኣብ ዝሓለፈ ዕለታት፡ ካብተን ንፈለማ እዋን ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ ብረት ዓጢቐን ዝተቓለሳ ቀዳሞት ደቀንስትዮ ተጋደልቲ ወርቁ ዘርኣይ፡ ኣብ መበል 75 ዓመታ ብሕማም ዓሪፋ።
Date not recorded in metadata
--[if !mso]> ??? ??? ???? ???? ??? ወርቁ ዘርኣይ 1949-2024 ኣብ ዝሓለፈ ዕለታት፡ ካብተን ንፈለማ እዋን ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ ብረት ዓጢቐን ዝተቓለሳ ቀዳሞት ደቀንስትዮ ተጋደልቲ ወርቁ ዘርኣይ፡ ኣብ መበል 75 ዓመታ ብሕማም ዓሪፋ። ገዲም ተጋዳሊት ወርቁ ከም ኵሎም ሓርበኛታት ተቓለስቲ ንናጽነት፡…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ኣብ ዝሓለፈ ዕለታት፡ ካብተን ንፈለማ እዋን ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ ብረት ዓጢቐን ዝተቓለሳ ቀዳሞት ደቀንስትዮ ተጋደልቲ ወርቁ ዘርኣይ፡ ኣብ መበል 75 ዓመታ ብሕማም ዓሪፋ።
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextንኣስመራ ተመሊሳ፤ ኣብ ሆስፒታል ሓይሊ ኣየር ኣስመራ ዓሪፋ። ተጋዳሊት ወርቁ፡ ፈለማ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፡ ዳሕራይ ኣብ ክፍሊ ሕክምና፡ ክፍሊ ህዝባዊ ምምሕዳር፡ ፖለቲካዊ ምንቕቓሕ፡ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ከምኡ'ውን ኣብ ኮሚሸን ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተመዲባ ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት ከምዝሰርሐት ኣደ ሓንቲ ውላድ ምዃናን ኣብ ዕለተ ቀብራ ዝተነበ ታሪኻ የረድእ።
Source: http://www.ehrea.org/work.php
ኣብ ሸገራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ምህላዎም ሓቢሮም።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ሸገራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ምህላዎም ሓቢሮም።ኣብ ሸገራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ምህላዎም ሓቢሮም። June 8, 2012June 8, 2012 assennaassenna ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ወትሩ ኣብ ድነ ጸጥታዊ ስግኣት እናተሸቝረሩ፡ ኣብ ኣይምዉታት ኣይስሩራት ኮይኖም፡ ሓደገኛ ኩነታት…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ወትሩ ኣብ ድነ ጸጥታዊ ስግኣት እናተሸቝረሩ፡ ኣብ ኣይምዉታት ኣይስሩራት ኮይኖም፡ ሓደገኛ ኩነታት መነባብሮ የሕልፉ ከምዘለዉ ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣምሊጡ ኣብቲ ቦታ ንኣርባዕተ ዓመታት ዝተቐመጠ ግዱስ ኤርትራ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣረዲኡ።
Source: http://www.ehrea.org/shegrea.php
ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
Date not recorded in metadata
ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልዕሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 24 33 84 141 ደቂ ተባዕትዮ 16 58 322 396…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextካብ 1 ጥሪ 2010 ክሳብ 31 ጥቅምቲ 2012 ኣብ ሱዳን፡ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ዑቝባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት 59,324 (58,787 + 537) በጺሑ ኣሎ።
Source: http://www.ehrea.org/ghg.php
ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ 42 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ 42 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም።ካብ 1-31 ጥሪ 2012 ዓ.ም 1545 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 1545 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልዕሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 136 175 211 522 ደቂ ተባዕትዮ 112 308 603…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextካብ 1-31 ጥሪ 2012 ዓ.ም 1545 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 1545 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
Source: http://www.ehrea.org/sudare.php
World Council of Churches in Geneva Told 3,000 Lives, Mostly Eritreans, Perished in the Sinai
Date not recorded in metadata
Sources and originals for World Council of Churches in Geneva Told 3,000 Lives, Mostly Eritreans, Perished in the SinaiWorld Council of Churches in Geneva Told 3,000 Lives, Mostly Eritreans, Perished in the Sinai PDFPrintE-mail Last Updated on Monday, 14 November 2011 20:58 Written by EPDP Information Office Monday, 14…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣባ ሙሴ፡ ብዛዕባ’ቶም በሽሓት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝሳቐዩለንን ብስእነት ሕክምና ዝሞቱለንን ዘለዉ ኣብ ካይሮን ካልኦት ከተማታት ግብጽን ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ውን ዝርዝር ጸብጻብ ኣቕሪቦም ኢዮም። ወተሃደራት ግብጺ፡ ናብ እስራኤል ክሰግር ንዝረኸብዎ ስደተኛ ተኲሶም ክቐትሉ ፍቓድ ተዋሂብዎም ኢዩ። ዋላ’ኳ መብዛሕትኦም እቶም እሱራት ናይ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ናይ መንነት ወረቐት ዝሓዙ እንተዀኑ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ይኹን ቀይሕ መስቀል፡ ክበጽሖም ኣይፍቀደሎምን ኢዩ ኢሎም።
Source: http://www.ehrea.org/3000.php
ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። Tuesday, 01 September 2009 23:15 ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ገለ ተሓባበርቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ራሻይዳ፡ ብውሑድ ገንዘብ ናብ…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextስለዚ ስቅያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምቅላል ኩሎም ሰብኣዊነት ዘገድሶም ኤርትራውያንን ኣህጉራውያን ውልቀሰባትን ማሕበራትን እቲ ጉዳይ ብመንግስታት ምስርን እስራኤልን ኮነ ኣህጉራውያን ውድባት ኣቓልቦ ክወሃቦ ጻዕርታት ክገብሩ ኣሰና ተዘኻኽር።
Source: http://www.ehrea.org/gib.php
ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ብዘሰንብድ ብዝሒ ይቕጽል ኣሎ
Date not recorded in metadata
ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ብዘሰንብድ ብዝሒ ይቕጽል ኣሎ ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 03.01.2009 ካብ ዕለት 11 ክሳብ 17 ታሕሳስ 2008 ማለት ኣብ ሓደ ሰሙን 377 ኤርትራውያ ናብመደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። እዝርዝር ናይ’ዞም ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ዝበጽሑ ኤርትራውያን ድማ…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ብዘሰንብድ ብዝሒ ይቕጽል ኣሎ
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextካብ ዕለት 18-26 ታሕሳስ 2008 ድማ፡ 465 ሓደስቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ’ቲ መደበር ኣትዮም። ዝርዝራቶም ከኣ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
Source: http://www.ehrea.org/EPP_News_72T_Jan0309.htm
ካብ ሊብያ ብጭውያ ናይ ዝተመልሱ ኤርትራውያን ዝርዝር ኣስማት ተረኺቡ
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ካብ ሊብያ ብጭውያ ናይ ዝተመልሱ ኤርትራውያን ዝርዝር ኣስማት ተረኺቡካብ ሊብያ ብጭውያ ናይ ዝተመልሱ ኤርትራውያን ዝርዝር ኣስማት ተረኺቡ Wednesday, 17 February 2010 10:48 administrator E-mail Print PDF መንግስቲ ሊብያ ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሊብያ ብምትሕብባር፣ ብዕለት 12 ወርሒ 2፣ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርቲ ብምውሳድ ናብ ኤርትራ…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextመንግስቲ ሊብያ ምስ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሊብያ ብምትሕብባር፣ ብዕለት 12 ወርሒ 2፣ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርቲ ብምውሳድ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሰ ዝዝከር እዩ። ድሒሩ ዝመጸና ሓበሬታ ከምዘመልክቶ እቶም ግዳያት ኣብ ቤት ማእሰርቲ እምባትካላ ተዳጒኖም ኣለዉ። መብዛሕትኦም ካብዞም ካብ ሊብያ ዝተጨውዩ ኤርትራውያን፣ ኣብ ሚኒስትሪታት ተመዲቦም ዝሰርሑ ዝነበሩ እዮም። ብዘይካ’ቶም ኣብ ናይ ዕለት 7 ፈነወና ዘቕረብናዮም ናይ’ዞም ዝስዕቡ ኣስማት ተረኺቡ ኣሎ። 1. ካፕቴን ዘርኣብሩኽ ጸሃየ 2. ምክትል ተለንተ ዘውደ ተፈሪ 3. ዝግታ ተወልደ 4. ኣስመላሽ ኪዳነ 5. ሰማይነሽ ሃብተ 6. ዮሃንስ ተኽለ 7.
Source: http://www.ehrea.org/secret.php
Situation of Eritreans in Shegarab Refugee Camp in Eastern Sudan since 24th of December 2014
Date not recorded in metadata
Sources and originals for Situation of Eritreans in Shegarab Refugee Camp in Eastern Sudan since 24th of December 2014Situation of Eritreans in Shegarab Refugee Camp in Eastern Sudan since 24th of December 2014 Eight Eritreans from the Shegarab-1 refugee camp in the eastern state of Kassala have drowned trying to cross the…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextማእከል ሱዳን ንምእታው ብጃልባ ድሕሪ ምስጋሮም ብ ነጋዶ ደቂ ሰባት ራሻይዳ ተታሒዞም። እቶም ነጋዶ ደቂ ሰብ ከም ኣመሎም ስደተኛታት ንምጭዋይ ብዕለት 24 ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ኣብቲ ከባቢ ዓሪዶም ይጸናጸንሉ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ሓንቲ ዕስራ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ንእሽቶይ ጃልባ ብምስባራ ዳርጋ ኩሎም ኣብታ ጃልባ ዝነበሩ ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ‘ሎ።
Source: http://www.ehrea.org/tekeze.php
ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ገና ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ገና ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ።ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ገና ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ። Posted on May 18, 2012 by assenna ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብበደዊን ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ዓመጽን ብዝኸፍአ መልክዑ ገና ይቕጽል…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብበደዊን ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ዓመጽን ብዝኸፍአ መልክዑ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ተጣባቒት ስደተኛታት ዝኾነት ግድስቲ ኤርትራዊት ዶር ኣልጋይነሽ ጋንዲ ንድምጺ ኣሰና ሓቢራ።
Source: http://www.ehrea.org/hjh.php
ካብ መቕሎ ናብ መጋርያ ሓዊ
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ካብ መቕሎ ናብ መጋርያ ሓዊካብ መቕሎ ናብ መጋርያ ሓዊ Source http://www.harnnet.org/index.php/news-and-articles/top-headlines/4502-2012-12-03-12-13-24 Written by ወዲ በርሀ ካብ ሸገራብ ብ22 ሕዳር 2012 ወናኒ ቤት መግቢ ካስኮ ዝዀነ ሰመረ ዝብሃል ስደተኛ ምስ በዓልቲ ቤቱን ሓንቲ መሓዛኦምን…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextኣብ ርእስ’ዚ፡ እዞም ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓደ ኣባል ጸጥታ ሱዳን ተሰንዮም ብመኪናኡ እናተጓዕዙ ከለዉ ኢዮም ብቐትሪ ተጨውዮም። እቲ ክሱስ ድማ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢዩ ነይሩ። እዚ ስርሒት’ዚ፡ ኣብ’ቲ ፍርዲ ዝውሃበሉ ዕለት ምፍጻሙ ድማ፡ ኢድ ናይ’ቶም ተኸሰስቲ ማለት ጸጥታ’ታ ሃገር ከምዘለዎ ብሩህ ኢዩ።
Source: http://www.ehrea.org/meqlo.php
Eritreans Flee to Sudan & Ethiopia January 3-August 24 2009 SOURCE EPP
Date not recorded in metadata
Eritreans Flee to Sudan & Ethiopia January 3-August 24 2009 SOURCE EPP Eritreans Fee their Country in Hundreds August 24, 2009 A group of 302 Eritrean refugees have recently fled their country and arrived in…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for Eritreans Flee to Sudan & Ethiopia January 3-August 24 2009 SOURCE EPP
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextካብ 13-20 ነሓሰ 2009 ዓ.ም 302 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም 24.08.2009 ካብ 13-20 ነሓሰ 2009 ዓ.ም.ፈ 302 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 302 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ።
Source: http://www.ehrea.org/EritreanJanuary3.php
ድቅኹም ናብ ኢትዮጵያ ኣህዲምኩምም ተባሂሎም
Date not recorded in metadata
ድቅኹም ናብ ኢትዮጵያ ኣህዲምኩምም ተባሂሎም 12 ተቐማጦ ዓዲ ጉዑር ዝዀኑ ወለዲ ተኣሲሮም ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 02.04.2009 ደቅኹም ናብ ኢትዮጵያ ኣህዲምኩም ብዝብል ምስምስ፡ ስርዓት ኢሳያስ ካብ ዕለት 10-20 መጋቢት 2009 ኣብ ዘሎ ግዜ 13 ተቐማጦ ዓዲ ጉዑር፡ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ፡ ከም ዝኣሰረ…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ድቅኹም ናብ ኢትዮጵያ ኣህዲምኩምም ተባሂሎም
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextብኻልእ ሸነኽ ከኣ፡ ብ28 መጋቢት 2009 ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 11 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግንባር ራማ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉ ተፈሊጡ ኣሎ።
Source: http://www.ehrea.org/April0309.htm
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ-ማEሰርቲ የመንን ግብጽን ይሳቐዩ ኣለዉ
Date not recorded in metadata
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ-ማEሰርቲ የመንን ግብጽን ይሳቐዩ ኣለዉ ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 09.10.2008 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ሕማቕ ዝዀነ ናይ ማEሰርቲ ኵነታት ይሳቐዩ ከምዘለዉ፡ ኣብ የመን ዝርከብ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ሓቢሩ። ያሲን ጀማል፡ ኣሕመድ መሓመድ…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ-ማEሰርቲ የመንን ግብጽን ይሳቐዩ ኣለዉ
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Open source document in contextኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ-ማEሰርቲ የመንን ግብጽን ይሳቐዩ ኣለዉ ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 09.10.2008 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ሕማቕ ዝዀነ ናይ ማEሰርቲ ኵነታት ይሳቐዩ ከምዘለዉ፡ ኣብ የመን ዝርከብ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ሓቢሩ። ያሲን ጀማል፡ ኣሕመድ መሓመድ ኣሕመድ፡ ሙሳ መሓመድ Iድሪስ፡ ኣደም Uመር Iብራሂም፡ ኣሕመድ Uመር Iብራሂም፡ ኣደም ኣሕመድ መሓመድን ብርኽቲ ታደሰ ዮውሃንስ ዝተባህሉ Eሱራት ስደተኛታት፡ ብ6 ጥቅምቲ ናብ ላEለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ዝጸሓፍዎ ጥርዓን፤ Eቶም ስደተኛታት፡ ኣብ ሓደ ብሰበ
Source: http://www.ehrea.org/DH.pdf
ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮምካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ source http://www.harnnet.org/ ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 425 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
Source: http://www.ehrea.org/re01.php
ኣብ ኢትዮጵያ/ትግራይ ዘለዋ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት ኣዋልድ ዝረኽበ ኦ ዘለዋ ጸገም።
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ኣብ ኢትዮጵያ/ትግራይ ዘለዋ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት ኣዋልድ ዝረኽበ ኦ ዘለዋ ጸገም።ኣብ ኢትዮጵያ/ትግራይ ዘለዋ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት ኣዋልድ ዝረኽበ ኦ ዘለዋ ጸገም። ማሕበራት ደቂ ኣንስትዮን ፤ ፖለቲካ ተቓወምቲ ውድባትን፤ ብዛዕባ ኣብ ሃገር ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ኣማዕዲኻ መደረ ካብ ምግባር ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንሰርዮ፤ብሕልፊ “ኣክሰስ” ክርከብ ኣብ ዝካኣል ሀገር ከም ኢትዮጵያ ዝበላ ሃገራት…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextእቶም ብሰንኪ ኣዕናዊ ፖሊሲ ስርዓት ህግደፍ ናብ ስደት ኣምሪሖም ኣብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ሸለልትነት ሰራሕተኛታት UNHCRን ARRAን ብዙሕ ዕንቅፋት የጋጥሞም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ`ቲ ሃገር ሓቢሮም። እዞም ኣዴታትን ህጻናትን ዝበዙሑዎም ስደተኛታት ኣብ
Source: http://www.ehrea.org/erer.php
ሓጺር ታሪኽ ህይወት፡ ሓርበኛ ስዉእ "ኣሕመድ ጣህር ዑመር ባዱሪ"
Date not recorded in metadata
ሓጺር ታሪኽ ህይወት፡ ሓርበኛ ስዉእ "ኣሕመድ ጣህር ዑመር ባዱሪ" 1946-2024 ባዱሪ ኣብ 23 ጥቅምቲ 1946 ዓ.ም.፡ ካብ ኣቦኡ ሰይድ ጣህር ዑመር ባዱሪን ኣዲኡ ሰይዳ ዛህራ ዑስማን መሓመድን ኣብ ሕርጊጎ ንኡስ ዞባ ባጽዕ ዝተወልደ ብጻይ ኣሕመድ ጣህር ባዱሪ፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርትታት ሕርጊጎ፡ ካምቦኒ ኣስመራ፡ ኣልኢልሃም…
Source excerptSource title awaiting review.
Sources and originals for ሓጺር ታሪኽ ህይወት፡ ሓርበኛ ስዉእ "ኣሕመድ ጣህር ዑመር ባዱሪ"
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextn ካብ 1985 ክሳብ 1986 ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህግሓኤ ኣብ ሱዳን ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህግሓኤ ኮይኑ ድማ ፦ ካብ 1987 ክሳብ 1991 ኣባል ሰክረታርያ ክፍሊ ወጻኢ ዝምድናታት ኣብ ሜዳ ካብ 1992 ክሳብ 1993 ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ኮይኑ ድማ፦ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና፡ ሚኒስትሪ ንግድን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢን ተሓጋጋዚ ሚኒስተራት፡ ኮሚሽነር ማእከል ወፍሪ ኤርትራ፡ ቀዋሚ ልኡኽ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን (ኒው ዮርክ) ኮይኑ ብተወፋይነት ሃገሩን ህዝቡን ኣገልጊሉ። ኣብ ርእሲ’ዚ፡ ኣብ ቅድምን ድሕርን ናጽነት፡ ስዉእ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣምባ
Source: http://www.ehrea.org/baduri.php
ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ
Date not recorded in metadata
Sources and originals for ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ Sunday, 05 September 2010 00:28 ምምሕዳር ቤት-ጽሕፈት (ARRA) ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ይቅጽል ኣሎ፡፡ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም!! ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ…
Source excerpt
Why this document has this topic
Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.
Read passage in contextዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ይቅጽል ኣሎ፡፡ 12 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም!!
Source: http://www.ehrea.org/etre.php