ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 559 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 550 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።
- Source column 2
ትሕቲ 5 ዓመት
- Source column 3
ካብ 5-18 ዓመት
- Source column 4
ልዕሊ 18 ዓመት
- Source column 5
ድምር
- Source column 1
ደቂ ኣንስትዮ
- Source column 2
26
- Source column 3
52
- Source column 4
103
- Source column 5
181
- Source column 1
ደቂ ተባዕትዮ
- Source column 2
38
- Source column 3
109
- Source column 4
222
- Source column 5
369
- Source column 1
ጠቕላላ ድምር
- Source column 2
64
- Source column 3
161
- Source column 4
325
- Source column 5
550
ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ 07.02.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ዑቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 2580 (2030+550) በጺሑ ኣሎ።