ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም Editorial display title. Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 559 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 550 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልዕሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 26 52 103 181 ደቂ ተባዕትዮ 38 109 222 369 ጠቕላላ ድምር 64 161 325 550 ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ 07.02.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ዑቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 2580 (2030+550) በጺሑ ኣሎ። Author not established. ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም [editorial display title]. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-2f517dd1b6816dc3782ca514/ [1] Nharnet News. Original source: http://www.ehrea.org/Feb0909.htm. Preserved original: /library/originals/8ed3f5e779149dd01dbae0a574138dbdad1384f9d5ca3668b818ac2940a4c25e.html. SHA-256: 8ed3f5e779149dd01dbae0a574138dbdad1384f9d5ca3668b818ac2940a4c25e