Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

Source excerpt: ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

    ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።, ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።. EHREA archive: /library/documents/doc-a3ac4e26aafd7a7fd14d51db/#b-b95a770ab6fdb535979dd72a. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 40536a4d39c7916dc20a125aa809fee00d2e69ecc2ecbc99f572797252f713d3. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

Tuesday, 01 September 2009 23:15

ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ገለ ተሓባበርቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ራሻይዳ፡ ብውሑድ ገንዘብ ናብ እስራኤል ከነስግረኩም ኢሎም ብምትላል ካብ ሱዳን ድሕሪ ምብጋስ ኣብ ምድረበዳ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ምስ በጽሑ ኣዝዩ ዝተዓጻጸፈ ገንዘብ ክኸፍሉ ብማረምትን ማእሰርትን ሓዊ ምንዳድን የገድዱዎም ኣለዉ። እዞም ሞቶም ዝብሃሉ ዘለዉ ሰለስተ መንእሰያት ከኣ ግዳያት ናይ ከምዚ ዝኣመሰለ ግፍዒ እዮም።

ነዚ ብዝምልከት ካብ ሓደ ኤርትራዊ ዝተላእከልና መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

“ብዝተኻእለኩም ንኹሉ ሰብ ከተብጽሑለይ ብሽም እዝግኣቢሄር ኣምላኽ ይምሕጸነኩም ኣለኹ። እዚ ማለተይ ኸኣ፡ ኣብ ዶብ እስራኤልን ግብጽን ዝፍጸም ዘሎ ኣስካሕካሒ ተግባር፡ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ እዩ። ብሓደ ክልተ ዘይረብሑ፡ ክብሪ ሰብ ዘይፈልጡ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ራሻይዳ ካብ ሱዳን ብጥርሑ (ብዘይገንዘብ) ክሳብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ክንወስደኩም እሞ ካብኡ ኸኣ 300-400 ዶላር እንተገደደ ከኣ 1000 ዶላር ትኸፍሉ ኢሎም ካብ ሱዳን ናብ ዶብ ናይዘን ክልተ ሃገራት (ግብጽን እስራኤን) ብምምጻእ፡ ደሓር ግን ካብ 3500 ክሳብ 4000 ዶላር ክፈሉ እናበሉ ይቕጥቅጡዎም፡ ብገመድ ኣሲሮም ከኣ ሓዊ የንድዱዎም ኣለዉ። በዚ ድማ ዛጊት 3 ኤርትራውያን ሞይቶም ኣለዉ። ሓደ ኸኣ 5000 ዶላር ከፊሉ ፍርቂ ነብሱ ሓዊ ነዲዱ እስራኤል ኣትዩ ኣሎ።” ይብል።

ኣሰና ነዚ ሓበሬታ ‘ዚ መበግሲ ብምግባር ነቲ ኩነታት ንምርግጋጽ ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራውያን ተወኪሳ። ኣብ ዶባት ምስርን እስራኤል ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ብምስራውያን ዕጡቓት ሕሱም ግፍዕን ቅትለትን የጋጥሞም ከምዘሎ ድማ ኣረጋጊጻ።

ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ‘ውን 75 ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ብጅምላ ሃሊቖም እዮም።

ስለዚ ስቅያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምቅላል ኩሎም ሰብኣዊነት ዘገድሶም ኤርትራውያንን ኣህጉራውያን ውልቀሰባትን ማሕበራትን እቲ ጉዳይ ብመንግስታት ምስርን እስራኤልን ኮነ ኣህጉራውያን ውድባት ኣቓልቦ ክወሃቦ ጻዕርታት ክገብሩ ኣሰና ተዘኻኽር።

ዘይሕጋውያን ኣመላለስቲ ናይ ገንዘብ ስስዐ ‘ምበር ናይ

Copyright © 2009 asena. All Rights Reserved. Assenna

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

    http://www.ehrea.org/gib.php

    Preserved local original · source record a3ac4e26aafd7a7fd14d51db

    SHA-256: 12e820c98ba43834246712f1ffedf602c02f5683970bcdd9c76e23c3f8d5686e

    All source URLs and preserved captures
    • ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። · refresh-2
      http://www.ehrea.org/gib.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/gib.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። · refresh-3
      http://www.ehrea.org/gib.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/gib.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 40536a4d39c7916dc20a125aa809fee00d2e69ecc2ecbc99f572797252f713d3

Alternate titles: ኣብ ዶብ ግብጽን እስራኤል ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብዘውረዱሎም ስቓይ 3 ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝሞቱ መሰኻኽርር ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

  • a3ac4e26aafd7a7fd14d51db: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions