Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

Explore the archive · Controlled topics

ሃገራዊ ኣገልግሎት

Documents containing this original Tigrinya source phrase. English equivalence and spelling variants await language review.

No source-backed aliases recorded.

Broad subjects: Education, youth and national service

← All topics

Counts mean unique canonical documents in this archive, not mentions or historical importance. A document can have several topics; topic counts must not be added together. Cloud type sizes stay within five bounded steps.

Only source-validated controlled assignments appear here. Automatic rule assignments are labelled separately from human-reviewed assignments. Uncertain suggestions are withheld.

18 unique documents in this topic

All languages · All dates · All formats

1330 archive documents have no validated topic assignment. Browse every document, including unassigned and uncertain cases.

Documents in this topic

  • Original PDF ትግርኛ

    ምቅንጃው ገዴሊ (ቀዲማይ ክፋል)

    Date not recorded in metadata

    1 ምቅንጃው ገዴሊ (ቀዲማይ ክፋል) ብዮሴፍ ገብሪሂወት 12 መጋቢት 2008 መእተዊ፡ ምቅንጃው ገዴልን ምስምሳቱን ኣብዙ እዋን፡ ሓዯ ካብቶም ንህዜቢ ኤርትራ ኣጋጢሞሞ ዗ለው ጸገማት፥ ኣብ ልዕሊ ተቐናጅዩ ዜቐረበ ገዴሊ ዗ለዎም ኣምልኾ ክርሕርሕዎ ፍቓዯኛታት ብ዗ይምዃኖም እዩ። ምቕንጃው ንሓዯ ሃገር ክቀትል እንተኾይኑ፡ ከምዙ ናይ…

    Source excerpt

    Source title awaiting review.

    Sources and originals for ምቅንጃው ገዴሊ (ቀዲማይ ክፋል)
Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ታዊ ፓሊሲኡ (ኣብ’ቲ ናይ ሜዲ ቅዋሙ ዗ስፈሮ)፣ እታ ንዓለም ዗ማዕዴወላ ዗ይርግእትን ራዕዱ ዜመልኣን መነጽርሩ - እታ ንናይ ወጻኢ ፓሊሲታቱ ትሕብር ፊሎሶፊ (ማለት፡ “ንሕና ኣንጻር ምልእቲ ዓለም” ብዜመልአ ኣተሓሳስባ ዜተዓብለለት)፣ እዙ ሕጂ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተዯጋጊሙ ዜርአ ዗ሎ ተሞክሮ ገዴሊ (ምስናይ ኩሉ ዗ይተጻዋሪን ተጻራሪን ዓንዴታቱ)፣ ተጋዯልቲ ዜነበርሉን ዜላዯይሉን ምልካዊ ኣተሓሕዚ (ማለት፡ እዙ ሕጂ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ሰፊኑ ዜርከብ)፣ ገዴሊ ንኽቕጽል ተራ ዜተጻወተ ንመስዋእቲ ቁሩብ ናይ ምዃን ባህሊ (ሕጂ’ውን ን ህ.ግ.ዯ.ፍ ኣብ ስልጣን ንኽጸንሕ ዜጽዓተሉ ዗ሎ)፣ ወ.዗.ተ.። ኩሎም እዝም ኣ

    Open source document in context

    Source: http://www.ehrea.org/Roma.pdf

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ሕነትን ቤ/ጽ ፕረሲዳንትን ‘ዩ፡፡ • ሜጀር ጸጋይ ገብረሂወት (ዓዲ፡- ኮኾባይ መንበሪ፡- ሓዝሓዝ) ንዓመታት ከም ምኽትልን መርማሪ ኮይኑ ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ’ዩ፡፡ ኣብ ትሕቲ ዞም ክልተ ሓለፍቲ ብግዴታ ይኹን ብወለንታ ዝዓዩ መርመርቲ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ድማ ዝስዕቡ ‘ዮም፡፡

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/karc.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ውግኣት ሓርነት ማይ ሓባር 1994 መንEሰይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዓዲ ኣበይቶ 2004 ዝኽሪ መበል 10 ዓመት ማይ ሓብር ? ኣብ ሙሉE ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ከይወዓለ ከይሓደረ ኣውያት ንዓለም ከስምE ኣለዎ። ድሕሪ’ዚ Eዚ ተርኽቦ ዓዲ ኣበይቶ ህዝቢ ናይ መጨረሻ ክጽውር ዘይክEል ተግባራት ህ.ግ.ደ.ፍ ከቃልE ኣብ ዘዝነብረሉ ሃገር ጸሊምን ጻEዳን ጨርቂ ሒዙ፡ ሓዘኑን፡ ናቶም ዝሞቱ ከኣ ሰላምዊ ድሌቶምን ክገልጸሎም ክኽEል ክገብር በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ክንድOም ንኩሉ ደላይ ሰላም ኤርትራዊ/ኤርትራዊት ብትሕትና ጸዋIት የቅርበ

    Open source document in context

    Source: http://www.ehrea.org/1994.pdf

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ርቲ ርእሰ-ዓንቐጻት እዩ ዝፍለጥ። ገለ ካብኡ፡ ኮሚሽን ምጥያስ ምስ ተመስረተ፡ እቲ ኮሚሽን ኣብ 1993 ካብ ዝተራእየ ጌጋታት መስርሕ ምጥያስ ክመሃርን ንሰራዊት ከጣይስ ከሎ ብግቡእ እግሪ ከትክሎምን ጸዊዑ። ብተወሳኺ’ውን ኣብ ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ድማ ብፍላይ፡ ንዝግበር ዝነበረ ሕማቕ ኣተሓሕዛን ግፍዒን ጭቖናን ተቓዊሙ። ኣብ ርእሲ’ዚ “መድፍዓጂ ጀበና” ተባሂለን ኣብ ቤት ጽሕፈት ሓለፍቲ ንዝተወዝዓን ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ንዝዀና ደቀኣንስትዮ መሰለን ክሕልወለን ኣብ ጽሑፋቱ ይጣበቕ ነይሩ። ድሒሩ ጋዜጣታት ቅድሚ ምዕጻወን፡ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት (ውሽጢ ሃገርን ወጻኢ

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/matj.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ንዘብ ንምውጻእ ናይ ድራር ግብጃ ኣካየድና። ኣብታ ምሸት እቲኣ፡ ገሬ መንእሰያት ናብ ስደት ዘምርሑሉ ዘለዉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ብብዙሓት ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን “ሃገራዊ ባርነት”ተባሂሉ ዝጽዋዕ ብስርዓት ኤርትራ እተኣወጀ፡ ደረትን ዓስብን ዘይብሉ “ሃገራዊ ኣገልግሎት” ምዃኑ ገለጸ።

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/gebte.php

  • Source document English / ትግርኛ

    execution of some prisoners since 1993

    Date not recorded in metadata

    From Archive : the PFDJ fascistic crimes 1993-2020 Black Sunday ኣብቲ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ግፍዓዊ ቅንጸላ ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ እትርከቦም ብድምር 6 ንጹሃት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝተቐዝፉ ክረግገጽ ከሎ፡ ኣብ ጋሽ ባርካ 5 ንጹሃት ዜጋታት ከምዝተረሸኑ ተፈሊጡ። read more On…

    Source excerpt
    Sources and originals for execution of some prisoners since 1993
Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ትን ክፋል ሕብረተሰብን ይትሓዝ ስለዝነበረ፣ ካብ ምኒስትሪ ዜና እታ ኣብ ፊልም ‘ኳና’ ዘላ ቀያሕ ላንድ ክሩዘር ናይ ዓሊ ዓብዱ ዝነበረት ሒዙ ሓደ ቤተሰብ ሰቡ ከውጽእ መጸ። ኣብ ወሰን ኔርና ምስ ረኣየኒ “እሂ ኣንታ ተስፊት” ይብለኒ። ሓደ ኣባሉ ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት (ሕጂ ኣብ ኣመሪካ ኣሎ) ምሳይ ኔሩ። “ናብቲ ዓቢ ሓወይ ብምምልካት ነዚ ጥራይ ውሰደለይ በጃኻ” በልኩዎ። መሰትኡ እዩ። ተዘራሪቡ ወሲድዎ። ብድሕሪኡ ከባቢ ሰዓት 3ተ ድሕሪ ቀትሪ ነቶም ውሑዳት ብሓይሊ ተሰቀልና። ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ወሰዱና። እተን ካብ ዝተፈለለየ ከባቢ ዝመጻ ዝነበራ ኣብቲ ጸቢብ ጎደና ንስረ ካብ ምግጫው ድሒና። እታ ንምሸቱ ብኣድራጋ ተኩሲ ዝተቀ

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/exe1999.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ጀመረ ኣብ ትምህረቲ ግዜ ናይ ምብኻን ኣካይዳ ኣብ ዩ ኒቨርስቲ’ውን ክረአ ጀሚሩ ነይሩ፡፡ እዚ ተርእዮ’ዚ ኣብተን ድሕሪ ምዕጻው ዩኒ ቨርስቲ ኣስመራ ዝተኸፍታ ብኮሌኔላት ዝመሓደራ ኮሌጃት’ውን ብሰፊሑ ዝንጸባረቕ ዘሎ እዩ ፡፡ እዚ ማለት ግን ሳዋን “ሃገራዊ ኣገልግሎት”ን ጥራይ እዮም መንፈስ ጽልኣት ትምህርቲ ንኽሓድሩ ዝገብሩ ዘለው ማለት ኣይኮነን፡፡ እቲ ቀንዲ ንመንእሰያትና ምስ ትምህርቲ ን ኽባተኹ ዝገበሮም ምኽንያት እቲ ኣብ እዋን ትምህርትን ድሕሪ ትምህርትን ዘሎ ሂወትን ኣተሓሕዛን መንግስቲ ህግደፍ እዩ፡፡ መንግስቲ ህግደፍ ነተን ከም መተካእታ ናይታ “ስግኣት’ ያ”Ύ ኢሉ ዝዓጸዋ ዩ ኒቨርስቲ ኣስመራ ክኾና ዝ

    Open source document in context

    Source: http://www.ehrea.org/Education%20Article%2024.03.pdf

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ሰራዊታና ብደካ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክሳብ ሕጂ ተጋዳላይ ዚሕመረቱ ኮይኑ ስለዚጸንሐ ኣብ ፖለቲካዊ ህይወት ሃገር ጸግዒ ውድብ ሒዙዉኳ እንተኾነ ንቕዋም ዚምእዘዝን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ፍልልያት ውሽጢ ሃገር ከምሃገራዊ ትካል ኢዱ ከእቱ ስለዘይብሉን፡ እዚ ዘሎ ፍልልይ ናብ ጎነጽን ሓይሊ ምጥቃምን ከምርሕ ኣይክእልን። ኣይግባእን ከኣ።

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/deru.htm

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ወትሩ ኣብ ድነ ጸጥታዊ ስግኣት እናተሸቝረሩ፡ ኣብ ኣይምዉታት ኣይስሩራት ኮይኖም፡ ሓደገኛ ኩነታት መነባብሮ የሕልፉ ከምዘለዉ ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣምሊጡ ኣብቲ ቦታ ንኣርባዕተ ዓመታት ዝተቐመጠ ግዱስ ኤርትራ መንእሰይ ንድምጺ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/shegrea.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ም ምልኪ ዘምረሐ መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ. ነቲ ሓዱሽ ሜላ እዝን ቁጽጽርን ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብጽኑዕ ከተኣታትዎ፡ ሰራዊት ብግበርን ኣይትገበርን ዝብሉ ሓለኽቲ መምርሒታት ከምዝቕየድ ንምግባሩ ደቂሶም ዝሓድርሉ ለይቲ ኣይነበረን፡፡ ቀዳማይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምስ ተጋደልቲ ከይተሓናፈጹ ንበይኖም ኣብ ክፍለ ሰራዊት 2001 (ኮር 2001) ንኽጸንሑ ዝደረኸ ቀንዲ ምኽንያት ውን እዚ እዩ፡፡ ካብ መፋርቕ 1995 ዓ/ም እቲ ኣብ ሰራዊት ብቐዋሚነት ንኽገልግል ካብ ምጥያስ ዝተረፈ ኣስታት 30,000 ተጋዳላይ ብክልሰ-ሓሳብ ዝተሰነየ ዘመናዊ ወታሃደራዊ ስልጠናን ትምህርትን ን3ተ ኣዋርሕ ብሓዱሽ ኣገባብ ከምዝመሃር ተገይሩ፡፡

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/19591.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • መራ ዩኒቨርሲቲ ኸኣ ብስነ-ቁጠባ (Economics) ተመሪቑ። ብፍላይ ነቲ ናይ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ መጽናዕቱ፡ ቀትሪ ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ከም መምህር እናኣገልገለ፡ ምሸት ከኣ ንርእሱ እናተማህረ እዩ ብትግሃት ፈጺሙዎ። ፍስሃ ወልደዳዊት፡ ኣባል 2ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብምዃን ከም ኩሎም መንእሰያት ኤርትራ ውዑይን ዝሑልን ኣሕሊፉ እዩ። ሓላፊ ክፍሊ ፋይናንሳያዊ ጉዳያት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ-ባሕሪ ኮይኑ እናሰርሐ ኸሎ ኸኣ ‘ዩ ናይ ቅትለት ማሽን ኢሳያስ ኣረኻኺቡሉ። ፍስሃ ወልደዳዊት፡ ኣብ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ቁጠባ ሓላፊ ኮይኑ ኣብ ዘገልገለሉ ጊዜ፡ ናይቲ ዞባ ገንዘብ ብትእዛዝ ፕረዚደንት ኢሳያስ “ካልእ ወጻኢታት” (ot

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/commit.htm

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ናይ ዶብ ኩናት ምስ ኢትዮጵያ ምስተባርዐ ከቲቱ ናብ ተዋጋኢ ሰራዊት ብምኻድ ኣዛዚ ብርጌድ ኮይኑ ኣብ ምፍሻል እቲ ኩናት ዳግም ብቅዓቱ ብምምስካር ዕዙዝ ግደ ተጻወተ። ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ዝነበሮ ሓልዮትን ውሕሉል ኣተሓሕዝኡን ብኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ተፈታውነቱ ጥርዚ ደየበ። ዝንኡ ካብ ኣሃዱኡ ሓሊፍ ናብ ምሉእ ግንባር ብምልሓም ኣብ ሓድሽ ወለዶ ጽልውኡ ሓየለ። ካብ ፍጥረቱ ንዝረኣዮ ጉድለት ካብ ምንቃፍ ድሕር ዘይብል ብምዃኑን ብኣካይድኡ ስለዝቀንኡ ኩናት ጠጠው ምስበለ ብኩሎም ላዕለዎትን ኣብ ማዕርኡ ጽፍሒ ዝነበሩ ሓለፍቲ ክጥመት ጀመረ። ከምዚ ዓይነት ኣመለኻኽታ ኣብ ሂወቱ ሓድሽ ስለዘይኮነ ግምት ከይሃቦ ና

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/Astes_files/a.htm

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ሳዋ ሃገራዊ ኣገልግሎት!!! ጉድ በሉ ጉድ!!!! ኣብየት ዝካየድ ዘሎ ምዕባለ። ኣብየት ዝካየድ ዘሎ ፍትሒ!!! ኣብ የት ዝካየድ ዘሎ ናይ ናብራ ዕብየት!!! ትቪ ኤረ ብብሩህ ሰብ ዲግሪ በብእዋኑ ከተመርቕ ትርአ111 ዓሊ ዶ ዓሊታት ክንብል? ዶክተር ክስቶ ወይ ሰመረ ርእሶም መሪቖም ይበሃል። ሃገር ብጥምየት ተፋሒሳ ዘሎ ዓጸቦ ንማንኪ ክሕተት ከሎ ዝተጋነነ ኢዩ ኢሉ። ተነፊሑ ክምልስ ከሎ ንዝረኣዮ ድማ ኤርትራ ዶኾን ንኻልኦት ሃገራት ትምጽውት ወይ ትቶክብ ከይትህሉ ኢኻ ትጠራጠር። መን ክጠራጠር። ኣብ ቲቪ መሬት ቀጠልያ ንቀጠልያ ክትርኢ ከለኻ እዞም ጋዘጠኛታት ዶኾን ተለቭዝን ኤርትራ ዘይሪኡ ኮይኖም ትብል። የብል እንበር። ኣብ ደቡ

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/mame.php

  • Source document English / ትግርኛ

    EPLF Prisoners executed in the 1970s & 1980s

    Date not recorded in metadata

    } --> ehrea By Erimedrek / November 24, 2017 / 130 መሬት ጤሳ ተዋሂቦም ዝነበሩ ዜጋታት ነበርቲ ዞባ ማእከል ብኣባላት ፖሊስ ተኣሲሮም። እዞም ብ9 ሕዳር ዝተኣስሩ ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሎም ፍርቂ ኮነ ምሉእ ዝሸጥዎ ኢዮም። እቶም ዜጋታት ካብ ጎዳይፍ፣ገጀረት፣ቃሕውታ፣ዓዲ ሰግዶ፣ቤት…

    Source excerpt
    Sources and originals for EPLF Prisoners executed in the 1970s & 1980s
Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ርስትያን ፣ቑሸት, ዓዲ ኣቢቶን ፣ወኪድባን ዝተኣስሩ ዜጋታት ብኣባላት ፖሊስ ከካብ ገዛውቶም ብለይቲ ተለቒሞም ናብ መደበራት ፖሊስ 5ይን 6ይን ከምኡ እውን ዓዲ ኣቤቶ ተወሲዶም ምህላዉ ተገሊጹ። መብዛሕተኦም እቶም ዜጋታት ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመት ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ወፊሮም ዝነበሩ ብሙኻኖም እቲ መንግስቲ ዝኣዘዞም ዕዳ ኪኸፍሉ ዘይከኣሉ ኢዮም። እቶም ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘለዉ ዜጋታት ኣብ ወርሒ 10 ኣሃዱታቶም ኣሲረን ናብ ፖሊስ ዞባ ማእከል ክልእከኦም ተሓቢረን ከምዝነበራ ዝገለጹ ምንጭታት ሬድዮ መድረኽ ኣሃዱታቶም ኣብ ኣገልግሎት ከርተት ዝብሉ ዘለዉ ኣባላትና ኣይንልእካን ብምባለ ምልኣኾም ስለዝተቓወማ ፖሊስ ዞባ

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/asap.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ተሰጒጎም ይርከቡ። ቤተክርስትያን ውሉድ ኣልቦ ኮይና ብዘይ ተተካኢ ወለዶ ንኽትተርፍ ድማ ኮነ ኢልካ መንእሰያት ብመደብ ፋሕ ኪብሉን ኪብተኑን ተገይሩ። ኣብ ቤተ ክርስትያን መድሃኔ ዓለም ዝነበረ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ተዓጽዩ ይርከብ። ካህናት ብመደብ ናብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንኽከዱ ኣቶ ዮፍታሀ ዲመጥሮስ ባዕሉ ፈሪሙ ከምዝኸዱ ገይሩ።

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/ordo.php

Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2000፡ ስዒድ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምፍጻመ ናብ መደበር ታዕሊም ሳዋ ወረደ። ብዝተገብረሉ ሕክምናዊ መርመራ ብምኽንያት ጸገም ዓይኒ፡ ንውትህድርና ዘይብቑዕ (ኣንፊት) ተባሂሉ ኣገልግሎቱ አብ ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ተመዲቡ ንኽቕጽል ተገብረ። ስለዚ እምበኣር ከም ኣካል ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ-ኤርትራ እናሰርሐ’ዩ ነታ ዘሰናድኣ ጋዜጣ’ውን ዘዳሉዋ ነይሩ።

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/siop.php

  • Source document ትግርኛ

    Siriyet Addis

    Date not recorded in metadata

    እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ዒራዒሮ source http://sacttism.com/817-2/ ኩሉ ሻዕ መስዋእቲ ከም በዓል ሃይለ ድሩዕ ዝኣመሰሉ፡ ምእንቲ ናጽነት ከይበቐቑ ንእስነቶም ዘወፈዩ ገዳይም ተጋደልቲ፡ ዘስካሕክሕ ስቅያትን ህልቂትን ዜጋታትና ኣብ በረኻታት ሲናይን፡ ማእከላይ ባሕርን፡ ዋሕዚ ምዑታት ዜጋታት ናብ…

    Source excerpt
    Sources and originals for Siriyet Addis
Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ብስልጣኖም ተጠቒሞም፡ መንእሰያት ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከምዝሃድሙ ምግባሮምን፡ ናይ ህዝብን መንግስትን ንብረት ናብ ናይ ብሕቲ ስሱዕ ድሌታቶም መርወይ ምግባሮም ዝብሉ’ዮም፡፡

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/scit.php

  • Source document ትግርኛ

    ምንቅስቓስ ተጋደልቲ 20 ግንቦት 1993

    Date not recorded in metadata

    ምንቅስቓስ ተጋደልቲ 20 ግንቦት 1993 ኣበድ ተስፋይ22-9-2014 ገለ ደለይቲ ፍትሒ ኣብ facebook ብዛዕባ'ዚ ምንቅስቓስ ስለ ዝነበርካሉ ገለ መብርሂ እንተትህብ ጽቡቕ ነይሩ ዝብል መዘኻኸሪ ስለ ዝጸሓፈለይ፡እቲ ኣነ ዝፈልጦን ዝዝክሮን ኣሕጽር ኣቢለ ከቕርብ ክፍትን'የ። ምንቅስቓስ ተጋደልቲ 20 ግንቦት ፡ሕቶ ደሞዝን ከምኡ…

    Source excerpt
    Sources and originals for ምንቅስቓስ ተጋደልቲ 20 ግንቦት 1993
Why this document has this topic

Automatic rule assignment with validated source evidence; not human reviewed. A topic match does not establish the truth of statements in the source.

  • ገለ ስጉምቲ እንተዝውሰደሎም ነይሩ፡ እዚ ሕጂ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ኣይምመጸን ይብሉ፣ ንሕና ሽዑ ብዛዕባ ሰላምን ብልጽግናን ህዝቢ ኤርትራ ኢና ንሓስብ ኔርና እምበር፡ኣብ1993 ኰንና፥ኣድማ ዝገበሩ ክእሰሩ ፡ስንኩላን ተጋደልቲ ኣዲሞም ክቕተሉ፡ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክመጽእ፡ኤርትራ ኣብ ናይ ዶብ ኲናት ክትሽመምያ፡መንእሰይ ብዘይእመን ቁጽሪ ዓዱ ገዲፉ ክስደድ'ዩ፡ዝብል ትጽቢት ኣይነበረናን።ኣብቲ ግዜ'ቲ ስጉምቲ ኣብቶም ዝነበሩ መራሕቲ ተወሲዱ ኣንተዝነብር'ከ ኣዛ ሃገር ምቐጸለት'ዶ?፡ካብ ዂናት ሓድሕድ ናጽነትና ከየረጋገጽና ምደሓንና'ዶ?ኣብ ግምት ክኣትው ዘለዎም ሕቶታት እዮም።ብተወሳኺ እቲ ኣድማ ፍኑው እምበር ዝኣልዩ መራሕ

    Read passage in context

    Source: http://www.ehrea.org/may231993.php

Search documents with this topic filter