








Mysterious death of Tuku'e The ELF & EPLF leaders'crimes

Crimes ELF and EPLF's victim civilians Mysterious death of Chekini



Mysterious death of Ibrahim Afa Mysterious death of Abraham Tewelde


2026-10-30

Compiled by Resoum Kidane
ኣብ መጀመርታ ሰብዓታት ምምስራት ሰልፊ ናጽነት ካብ ደቀምሓረ ናብ ዓላ እንተመላለሰ ምስ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ እናተራኸበ ክሳብ ኣስመራ ቃኘው ንኢሳያስ መሪሑ ብምእታው ምስ ዝተፈላለዩ ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ኣሜሪካውያንን ዘራኸበን ሚስጥራትን ዕላማን ኢሳያስ ኣዳቒቑ ዝፈልጥን ኣብ ሓንቲ "የምጽዋ ሲምፐዚዩም! እትብል መጽሓፍ ብኸፊል ናይ ኢሳያስ ክፍኣት ዘቃለዐን ኣብ መወዳእታ ክኣ ኣብ መጀመርታ ናጽነት 1991 ዓ.ም ከልእ ሚስጥራት ውን ከውጽእ ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ ዝለዝተኣመነሉ ሰለማዊ ሂወቱ ይመርሓሉ ኣብ ዝነበረ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዱርኩዂት ኣፍ ደገ ገዝኡ ብናይ ኢሳያስ ናይ ጸጥታ ትካል ኣባላት ብቓጻ ሂወቱ ዝሓለፈ ንጹህ ኤርትራዊ ኣቶ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ሃብቲት እዚ ኣብ ስእሊ ዝርአ ዘሎ ኢዩ[source http://www.facebook.com/isaias.asfaha]
ኣቶ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ሃብቲት

Why does Issays always accuse CIA? Is he trying to cover up his 1970 secret meeting with the CIA?

Source




Tesfa Mikel Giorgio interview in Amarin Read full text
HOW RICHARD COPELAND (MILES COPELAND )OF THE CIA RECRUITED ISSAYAS AFEWORK :1969
Issayas Afeworki Interview about the way C.I.A. is working in Africa
Kab Mezgeb Tarich(Essayas Afeworki and CIA Connection’ story , 1970)
Revisiting the Kagnew Station Incident


"At the end of the meeting, the negotiators went to Kagnew for dinner. Essayas and Wodi Giorgio spent the night at Copland's residence. The next day, Essayas and Wodi Giorgio were taken out of Kagnew Station in a Cadillac car driven by Copland himself, with curtains drawn, and flying the US flag". Excerpt from Revisiting the Kagnew Station Incident.Amar(2004)
The venomous despot DIA and The “ Kagnew Station CIA ”Connection

ኣብ 1975 ኣብቲ ውEውE ኵናት ሕድሕድ ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. ምስ ተጋደልቲ ህ.ሓ.ም.ሓ.ኤ ዝተባርዔሉ ስድራቤታት ኤርትራ ከህድUን ከረዳድUን Iሎም ኣብ ወክን ዛግርን ብኣEላፍ ዝቑጸሩ ምስ ከዱ፡ ምስኣቶም ተሸጎሩ Eሉም ልUል ራስ ኣስራት ካሳ፣ ተስፋሚካኤል ገርጊስ ሃብቲት (ወዲ ጆርጆ) ተለልዩ ብጸጥታ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተታሒዙ ተጨውዩ ምንባሩ ይዝከር፡፡ ኣብቲ Eዋን Eቲ ብዛEባUን ርክባት ልUል ራስ ኣስራተ ካሳ ምስ ጠላም Iሳያስ ኣፈወርቅ ደላሊ ምንባሩ ፍሉጥ ዝነበረ Eዩ Eሞ፡
ሀ/ ጸጥታ ተ.ሓ.ኤ. Eንታይ መርሚሮም?
ለ/ ዝሃቦ ሓበሬታ ስለምንታይ ሓቲሞም?
ሐ/ ንEቲ ብዛEባ ጠላም Iሳያስ ኣፈወርቅ ዝብሉዎን ዝነግርዎን ዘውርዩዎን ዝነበሩ ጭብጣ ምስክርነት ንህዝቢ ኤርትራ ክንገር ዘይተደልየ Eቲ ምስጢሩ Eንታይ Eዩ?
መ/ Eዚ ሰብ Eዚ ኣብ ሕቑፎ ጸጥታ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ኣስታት ሓሙሽተ ዓመት 1975 ክሳE 1981 ጸኒሑ ኣብ ስንብታ ፋሕፋሕነት ተ.ሓ.ኤ. ናብ ወታሃደራዊ ስርዓት ደርግ Iዱ ሂቡ Eሞ Eዝስ ብኸመይ Eዩ ክግለጽ ዝሕሰብ ወይ ዝከኣል፡
ጸጥታዊ ስለያ!!! ኤርትራ ኣብ ምድሪ Iትዮጵያ ምውፋሮም ዝተገብረኸ Eንታይ ንመንን ክሕልው? ተስፋሚከኣል ገርጊስ ሃብቲት (ወዲ ጆርጆ) ፈላጥ ምስጢር የሰሜን ሃይል መደብ ግዛት ኣብቲ ግዜ Eቲ ብሰለያ ሸፋቱ ህ.ግ.ደ.ፍ ከም ተቐትለ ይዝከር፡ ከምU Eውን ኣብቲ Eዋን Eቲ ኣብ በርሚል ናይ መካይን ጽEነት ተጨውዮም ንኤርትራ ዝተወስዱ ይዝከር፡ ጸላEን ፈዳሕን ሻEቢያ ተባሂሉ ንዓመታት ካብ ዘመነ ወታሃደራዊ ስርዓት ደርግ ኣትሒዙ ሰብ ዘበሳብስ ዝነበረ መዳምይቲ ልUኽ Iሳያስ ኣፈወርቅ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ዘገልገለ ተኽለ ዓደን ግን ኣብ ድሮ ተሳዓርነት ደርግ ሸተት Iሉ ባሕሪ ውቅያኖስ ሰጊሩ ንሆላንድ ዓሊቡ Eሞ ብዛEባ Eዚኣ መግለጺ ወይ ምስጢር ዝተነግረ Eውን የልቦን፡፡
Eritrean leader blames CIA plot for youth exodus

Issays’s hypocrisy concerning Anti-Americanism and CIA
ኣብ 1984 እቲ ኣብ ሞንጎ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ዝነበረ ዝምድና ተበቲኹ ኣብ ዘይእረየሉ ደረጃ በጺሑ ብምንባሩ፡ ንማእከላይ መደበር ስለያ ኣመሪካ C.I.A.፡ ነዞም ክልተ ሓይልታት ኣራኺቡ ክሰርሕ ጸገም ከም ዝነበሮ ብምስትብሃል፡እቲ ከምእንኮ ኣማራጺ ዝወሰዶ ናይ ስራሕ ሜላ፡ ንኽልቲOም መሻርኽቱ ብተናጸል ረኺቡ ሓበሬታU ክልግስ ስለ ዝነበሮ'ዩ፡ ከም መኽፈቲ ናይ'ዚ መሳልል'ዚ ኣብ ክፍላ ወርሒ 08/1987፡ ጡሉል ዝኾነ ወትሃደራዊ ስለያዊ ሓበሬታ ንኽልቲOም ወገናት ክልግስ ዝጀመረ። ከም ውጺIቱ ኸኣ፡ ልIሉ ከም ዝተገልጸ፡ ክልቲAን ውድባት ብተናጸል ናብ በሪ ዓወት ከሰጋግረን ዝኽEል በርቃዊ ወትሃደራዊ መጥቃEቲ ከካይዳ ዝበቕዓ። Read more
Kab Mezgeb Tarich by Alem Tesfay(Issayas Afeworki and CIA Connection’story , 1970)

The mysterious death of Abraham Twelde in 1970
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ ጀብሃ ተፈልዩ ምስቶም ኣብ ዓላ ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣብ ዝተሓወሰሉ ግዜ፣ ነቲ ብመንገዲ ሃብተስላሰ ገብረመድህን ተጀሚሩ ዝነበረ ዝርርብ ቃኘው በቲኹ ባዕሉ ነቲ ርክብን ዝርርብን ምቕጻሉ፤ ብድሕሪ መስዋእቲ ኣብርሃም ተወልደ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ድማ ሃብተስላሰ ተመሪጹ ከብቅዕ፦

“… ኣብ ጀብሃ ዝነበረኒ ሓላፍነት ጠንጢነ ስለዝመጻእኩ፣ ኣነ እየ ሓላፊ ክኸውን ዝግባእ። ወላ ክሳብ ኣብ ካልእ ስፍሕ ዝበለ ጉባአ ዓቢ ምርጫ ዝግበር ድማ ኣነ ከም ግዝያዊ ሓላፊ ክምረጽ ኣለኒ” በሎም ደረቐኛ ኢሳይያስ። ከም እንሰምዖ ከኣ ሃብተስላሰ “ኣነ’ውን ካብ ሓላፊ፣ ተራ ተጋዳላይ ኮይነ ክሰርሕ እዩ ዝብርሃኒ። ሓላፍነት’ኳ ንዓይ ቀናዝማች ወይ ግራዝማች ክኾነኒ ኣይኮነን” ምስ በሎ ኢሳይያስ ብደስታ ነታ ናይ ዲያብሎስ በትረ-ስልጣን ኣብ በዓቲ ዓላ ተረከባ። ኢሳይያስ ኣብ ግዜ ናጽነት /1991/ ቀደም ምስ ሃብተስላሰ ገብረመድህን ዝተሳእላ ስእሊ ኣብ እንዳ ዘመድ ሃብተስላሰ ተሰቒላ ከም ዝነበረት ሰምዐ። ብህጹጽ ሰብ ልኢኹ ከኣ ጠርነፋ።
ብዛዕባ ጉዳይ ሰብዓታት ርክብ ኢሳይያስን ኣባላት ሲ.ኣይ.አ.ን ኣብ ቃኘው፤ ብዙሕ ግዜ ብሓርበኛ ኣቦ ኣቶ ሃብተማርያም ኣብርሃን ካልኦት ዜጋታትን ይግለጽ ስለዝነበረ ኣብዚ ኣይክደግሞን እየ። ነቲ ዝነበረ ርክብ ኢሳይያስ መራጎዲ ግን ኣይሰኣንን ነይሩ። ኣብ 1975 ዑስማን ሳልሕ ሳበን መሓመድ ስዒድ ናውድን ምዕባለታት ሜዳ ንክዕዘቡ ንሜዳ ኣትዮም ነበሩ። ኣብ ምምላሶም ከኣ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ክሳብ ፖርት-ሱዳን ንከፋንዎም ምስኣቶም ተበገሰ። ሽዑ ወዲ ናውድ ንዑማሮ “እዚ ኢሳይያስ ኣባል ሲ.ኣይ.አ. ስለዝኾነ ጽቡቕ ጌርኩም ተኸታተልዎ ኢኹም። ብላዕሊ መዓር ብታሕቲ ግን ዕረ ሰኒቑ ዝተበገሰ ሰብ ኢዩ” ኢሉዎ ነይሩ። እቲ ካብ ግዜ ሰብዓታት ክሳብ ምእሳር ጉጅለ 15 ብሓሶት ዝልለ ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ከኣ ነታ ዘረባ ተቐቢሉ ናብ ኢሳይያስ ኣመሓላለፋ። ኢሳይያስ ካብ ሽዑ ኣብ ስኑ ነኺሱዋ ክሳብ ግዜ ናጽነት ከየውጽኣ ጸኒሑ። Read more
- Source column 1

- Source column 2
ቃለ መሕትት ምስ ገዲም ተጋዳላይ ተስፉይ ተመነዎ

Part 1 Part 2 Part 3 Part 4 Part 5 Part 6 Part 7 Part 8 [Part 9 Part 10 Part 11[Part 12 Part13 Part 14 Part 15 Part 16 [Part 17 [Part 18] [Part 19][ [Part 20] [Part 21] [Part 22][Part 23][Part 24[ Part 25 [Part 26][Part 27][Part 28] [29] [30][31]] [32][33] [34][35]
Issays propoganda campaign againt Menka in 1970 [video clip]

ehrea
ehrea.org © 2004-2017. Contact: rkidane@talk21.com