Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ!

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ!. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-478fc72e89404aec30c1d4c1. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  2. written by Desta Ghebre

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, written by Desta Ghebre. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-b12e18951c26b40e551a9503. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  3. ኣብ ገጻት ፌስ-ቡክ ብዛዕባ እታ ብልቢ ዝፈትዋ ዓባይ ሓፍተይን ብጸይተይን ዝነበረት ሚርያም ኣስረስ ክጽሓፍ ርእየ ኣለኹ:: ኣነ'ውን ንድሕሪት 40 ተመሊሰ ተዘክሮታተይን ትዕዝብታተይን ንሚርያም ንምዝካር ገለ ዘይሕንጥጥ ካብ ዝብል ሓሳብ ተበጊሰ እየ ዝጽሕፎ ዘለኹ:: ኣብ መፋርቕ 1979 ኣብ ጥሩቕሩቕ (ላዕላይ ዓራግ) ኣብ ድምጺ ሓፋሽ እንኮለና እዩ ሌላና:: ሚርያም ብመልክዓ ጠባያ ትሕትናኣ ልቦናኣን ለዉሃታን ፍልይቲ ሰብ እያ ነይራ::

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ኣብ ገጻት ፌስ-ቡክ ብዛዕባ እታ ብልቢ ዝፈትዋ ዓባይ ሓፍተይን ብጸይተይን ዝነበረት ሚርያም ኣስረስ ክጽሓፍ ርእየ ኣለኹ:: ኣነ'ውን ንድሕሪት 40 ተመሊሰ ተዘክሮታተይን ትዕዝብታተይን ንሚርያም ንምዝካር ገለ ዘይሕንጥጥ ካብ ዝብል ሓሳብ ተበጊሰ እየ ዝጽሕፎ ዘለኹ:: ኣብ መፋርቕ 1979 ኣብ ጥሩቕሩቕ (ላዕላይ ዓራግ) ኣብ ድምጺ ሓፋሽ እንኮለና እዩ ሌላና:: ሚርያም ብመልክዓ ጠባያ ትሕትናኣ ልቦናኣን ለዉሃታን ፍልይቲ ሰብ እያ ነይራ::. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-3e90b1c67900a1bcb1947bac. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  4. ኩሉ እያ ተዓዲላ:: ከም ንእሽቶይ ሓዋ ኣብ ሕቑፋ የእትያ ርእሰይ ክትደርዘኒ ኣነ ክ ሓፍርን ይዝከረኒ:: በቲ ዘርኣየትኒ ፍሉይ ፍቕሪ ድማ ቀልጢፈ እየ ተማሓዝየያ:: እዚ ፈጣሪ ንሚርያም ፈጢሩ ደው ከብል ነይሩዎ ተብል ፍጥረት እያ ዝነበረት:: ሓደ እዋን ዓሶ ሓሚመ "ብላዕ ክጠቕመካዩ ኢላ ነቲ ቦጅቦጅ ከም ህጻን ከተኾልሰኒ ትዝ ይብለኒ;; ስለዚ ክኣ እዩ እቲ መስዋእታ ፍሉይ ዝገብሮ:: ብመስዋእታ ክኣ ኩሉ እዩ ሓዚኑ:: ልዕሊ ኩሉ ክኣ እቲ ብዓል ቃልኪዳና ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳ:: ኢሰያስ ሓንቲ መዓልቲ እየ ርእየዮ::

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ኩሉ እያ ተዓዲላ:: ከም ንእሽቶይ ሓዋ ኣብ ሕቑፋ የእትያ ርእሰይ ክትደርዘኒ ኣነ ክ ሓፍርን ይዝከረኒ:: በቲ ዘርኣየትኒ ፍሉይ ፍቕሪ ድማ ቀልጢፈ እየ ተማሓዝየያ:: እዚ ፈጣሪ ንሚርያም ፈጢሩ ደው ከብል ነይሩዎ ተብል ፍጥረት እያ ዝነበረት:: ሓደ እዋን ዓሶ ሓሚመ "ብላዕ ክጠቕመካዩ ኢላ ነቲ ቦጅቦጅ ከም ህጻን ከተኾልሰኒ ትዝ ይብለኒ;; ስለዚ ክኣ እዩ እቲ መስዋእታ ፍሉይ ዝገብሮ:: ብመስዋእታ ክኣ ኩሉ እዩ ሓዚኑ:: ልዕሊ ኩሉ ክኣ እቲ ብዓል ቃልኪዳና ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳ:: ኢሰያስ ሓንቲ መዓልቲ እየ ርእየዮ::. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-67fff4d0bc710ecc39c16be4. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  5. ሓደ ምሸት'ዩ ንሚርያም ክርእያ ኢሉ ምስ መጸ ኣብቲ ሩባ ጉጅም ክብሉ ይሪኦምሞ ጸዊዓ " ሰብኣየይ እዩ ተላለዮ" ኢላትኒ:: ሓፊረ ጽቡቕ ጌረ ኣይጠመትኩዎን: መልክኡ እዚ'ዩ ክብሎ ኣይክእልን'የ :: ብጣዕሚ ይፋተው ብምንባሮም ድማ መስዋእቲ ሚርያም ንከርድእዎ ኣዝዮም ተጸጊሞም ከምዝነበሩ'ውን ሰሚዐ:: ሚርያም ምስ ከተተት ኩሉ ደንጊጹ እዩ:: ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝፈልጣ ኣጻብእትኻ ሂብካያ ትናኸስ ዓይነት ሰብ ኣይነበረትን:: ኣዝያ ርህርህቲ ስለዝነበረት ንድፋዕ ሰዲድካያ ከተግድዓካ እንተዘይኮይኑ ብረት ሒዛ ጸላኢ ክትቀትል ትኽእል ሰብ ኣይትመስልን እያ::

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ሓደ ምሸት'ዩ ንሚርያም ክርእያ ኢሉ ምስ መጸ ኣብቲ ሩባ ጉጅም ክብሉ ይሪኦምሞ ጸዊዓ " ሰብኣየይ እዩ ተላለዮ" ኢላትኒ:: ሓፊረ ጽቡቕ ጌረ ኣይጠመትኩዎን: መልክኡ እዚ'ዩ ክብሎ ኣይክእልን'የ :: ብጣዕሚ ይፋተው ብምንባሮም ድማ መስዋእቲ ሚርያም ንከርድእዎ ኣዝዮም ተጸጊሞም ከምዝነበሩ'ውን ሰሚዐ:: ሚርያም ምስ ከተተት ኩሉ ደንጊጹ እዩ:: ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝፈልጣ ኣጻብእትኻ ሂብካያ ትናኸስ ዓይነት ሰብ ኣይነበረትን:: ኣዝያ ርህርህቲ ስለዝነበረት ንድፋዕ ሰዲድካያ ከተግድዓካ እንተዘይኮይኑ ብረት ሒዛ ጸላኢ ክትቀትል ትኽእል ሰብ ኣይትመስልን እያ::. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-ee725597895e27f72d3d77e7. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  6. ንሚርያም ዝኪረ ክሰግሮ ዘይክእል ዝኽሪ ናይ ካልኣይቲ ዓባይ ሓፍተይን ብጸይተይን ዙፋን ኣፈወርቂ ኣለኒ:: ዙፋን ካብ ሚርያም ብዘይፍለ መልክዐኛን ህድእትን ኩርዕትን እያ ነይራ:: ዘየኹርዕ ክኣ ኣይነበራን ብዓልቲ ቤቱ ንተኽላይ ዓደን እያ ነይራ::

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ንሚርያም ዝኪረ ክሰግሮ ዘይክእል ዝኽሪ ናይ ካልኣይቲ ዓባይ ሓፍተይን ብጸይተይን ዙፋን ኣፈወርቂ ኣለኒ:: ዙፋን ካብ ሚርያም ብዘይፍለ መልክዐኛን ህድእትን ኩርዕትን እያ ነይራ:: ዘየኹርዕ ክኣ ኣይነበራን ብዓልቲ ቤቱ ንተኽላይ ዓደን እያ ነይራ::. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-a517884b3477f3723b8b2fe3. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  7. ሚርይምን ዙፋንን ደቂ ሓደ መስርዕ ኮይነን ክልቲኤን ካብተን ቐዳሞት መስረትቲ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ sound editor/ technician እየን ነይረን:: ብሓደ ይሰርሐ ጥራይ ዘይኮነ ብሓደ ይድቅሳ: ብሓደ የዕልላ: ብሓደ ይኸዳ: ጉጅም መብሃልቲ እየን ነይረን:: ኣብ መንጎአን ዝኾነ ክፈሊ ዝኽእል ነገር ኣይነበረን:: ኣብ ልዕሊ መደቀሲየይ ኣብ ኩጀት(ተሽኪል) ይድቅሳ ስለ ዝነበራ ስሓቐን ይሰምዖ ነይረ::ክልቲኤን ዕድል ኣይገበራን ሓድጊ ኣይገደፋን:: ሚርያም ወሊዳ ካብ መወለዳን (Maternity) ከይወጸት ቆልዓኣ ተጎድኣ: ዙፋን ክኣ ክትሓርስ ከይዳ ዕጫ ሚርያም ኣጋጢምዋ:: ምውት ወሊዳ! ሕማቕ ኣጋጣሚ እዩ! ቆልዑተን ሓቑፈን ክመጻ እናተጸበና ጥራይ ኢደን መጽኤናና::

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ሚርይምን ዙፋንን ደቂ ሓደ መስርዕ ኮይነን ክልቲኤን ካብተን ቐዳሞት መስረትቲ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ sound editor/ technician እየን ነይረን:: ብሓደ ይሰርሐ ጥራይ ዘይኮነ ብሓደ ይድቅሳ: ብሓደ የዕልላ: ብሓደ ይኸዳ: ጉጅም መብሃልቲ እየን ነይረን:: ኣብ መንጎአን ዝኾነ ክፈሊ ዝኽእል ነገር ኣይነበረን:: ኣብ ልዕሊ መደቀሲየይ ኣብ ኩጀት(ተሽኪል) ይድቅሳ ስለ ዝነበራ ስሓቐን ይሰምዖ ነይረ::ክልቲኤን ዕድል ኣይገበራን ሓድጊ ኣይገደፋን:: ሚርያም ወሊዳ ካብ መወለዳን (Maternity) ከይወጸት ቆልዓኣ ተጎድኣ: ዙፋን ክኣ ክትሓርስ ከይዳ ዕጫ ሚርያም ኣጋጢምዋ:: ምውት ወሊዳ! ሕማቕ ኣጋጣሚ እዩ! ቆልዑተን ሓቑፈን ክመጻ እናተጸበና ጥራይ ኢደን መጽኤናና::. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-fd2971b2871e3f48d9d1823b. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  8. ናይ ውትህድርና ነገር ኮይኑ ግን ናይ ምፍልላይ እዋን መጺኡ ክልቲኤን ከም ዝኸታ እዩ ተገይሩ: ኣይጸንሓን ክኣ መስዋእተን ተሰሚዑ

    ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ, ናይ ውትህድርና ነገር ኮይኑ ግን ናይ ምፍልላይ እዋን መጺኡ ክልቲኤን ከም ዝኸታ እዩ ተገይሩ: ኣይጸንሓን ክኣ መስዋእተን ተሰሚዑ. EHREA archive: /library/documents/doc-a2fc0054b3d3e8708ccee22d/#b-e935e255264e990a1c32d703. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 37cb7f6e78027d0498f6554c6aabb00f589a3b5586af42949f84fdd51db20126. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ!

written by Desta Ghebre

ኣብ ገጻት ፌስ-ቡክ ብዛዕባ እታ ብልቢ ዝፈትዋ ዓባይ ሓፍተይን ብጸይተይን ዝነበረት ሚርያም ኣስረስ ክጽሓፍ ርእየ ኣለኹ:: ኣነ'ውን ንድሕሪት 40 ተመሊሰ ተዘክሮታተይን ትዕዝብታተይን ንሚርያም ንምዝካር ገለ ዘይሕንጥጥ ካብ ዝብል ሓሳብ ተበጊሰ እየ ዝጽሕፎ ዘለኹ:: ኣብ መፋርቕ 1979 ኣብ ጥሩቕሩቕ (ላዕላይ ዓራግ) ኣብ ድምጺ ሓፋሽ እንኮለና እዩ ሌላና:: ሚርያም ብመልክዓ ጠባያ ትሕትናኣ ልቦናኣን ለዉሃታን ፍልይቲ ሰብ እያ ነይራ::

ኩሉ እያ ተዓዲላ:: ከም ንእሽቶይ ሓዋ ኣብ ሕቑፋ የእትያ ርእሰይ ክትደርዘኒ ኣነ ክ ሓፍርን ይዝከረኒ:: በቲ ዘርኣየትኒ ፍሉይ ፍቕሪ ድማ ቀልጢፈ እየ ተማሓዝየያ:: እዚ ፈጣሪ ንሚርያም ፈጢሩ ደው ከብል ነይሩዎ ተብል ፍጥረት እያ ዝነበረት:: ሓደ እዋን ዓሶ ሓሚመ "ብላዕ ክጠቕመካዩ ኢላ ነቲ ቦጅቦጅ ከም ህጻን ከተኾልሰኒ ትዝ ይብለኒ;; ስለዚ ክኣ እዩ እቲ መስዋእታ ፍሉይ ዝገብሮ:: ብመስዋእታ ክኣ ኩሉ እዩ ሓዚኑ:: ልዕሊ ኩሉ ክኣ እቲ ብዓል ቃልኪዳና ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳ:: ኢሰያስ ሓንቲ መዓልቲ እየ ርእየዮ::

ሓደ ምሸት'ዩ ንሚርያም ክርእያ ኢሉ ምስ መጸ ኣብቲ ሩባ ጉጅም ክብሉ ይሪኦምሞ ጸዊዓ " ሰብኣየይ እዩ ተላለዮ" ኢላትኒ:: ሓፊረ ጽቡቕ ጌረ ኣይጠመትኩዎን: መልክኡ እዚ'ዩ ክብሎ ኣይክእልን'የ :: ብጣዕሚ ይፋተው ብምንባሮም ድማ መስዋእቲ ሚርያም ንከርድእዎ ኣዝዮም ተጸጊሞም ከምዝነበሩ'ውን ሰሚዐ:: ሚርያም ምስ ከተተት ኩሉ ደንጊጹ እዩ:: ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝፈልጣ ኣጻብእትኻ ሂብካያ ትናኸስ ዓይነት ሰብ ኣይነበረትን:: ኣዝያ ርህርህቲ ስለዝነበረት ንድፋዕ ሰዲድካያ ከተግድዓካ እንተዘይኮይኑ ብረት ሒዛ ጸላኢ ክትቀትል ትኽእል ሰብ ኣይትመስልን እያ::

ንሚርያም ዝኪረ ክሰግሮ ዘይክእል ዝኽሪ ናይ ካልኣይቲ ዓባይ ሓፍተይን ብጸይተይን ዙፋን ኣፈወርቂ ኣለኒ:: ዙፋን ካብ ሚርያም ብዘይፍለ መልክዐኛን ህድእትን ኩርዕትን እያ ነይራ:: ዘየኹርዕ ክኣ ኣይነበራን ብዓልቲ ቤቱ ንተኽላይ ዓደን እያ ነይራ::

ሚርይምን ዙፋንን ደቂ ሓደ መስርዕ ኮይነን ክልቲኤን ካብተን ቐዳሞት መስረትቲ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ sound editor/ technician እየን ነይረን:: ብሓደ ይሰርሐ ጥራይ ዘይኮነ ብሓደ ይድቅሳ: ብሓደ የዕልላ: ብሓደ ይኸዳ: ጉጅም መብሃልቲ እየን ነይረን:: ኣብ መንጎአን ዝኾነ ክፈሊ ዝኽእል ነገር ኣይነበረን:: ኣብ ልዕሊ መደቀሲየይ ኣብ ኩጀት(ተሽኪል) ይድቅሳ ስለ ዝነበራ ስሓቐን ይሰምዖ ነይረ::ክልቲኤን ዕድል ኣይገበራን ሓድጊ ኣይገደፋን:: ሚርያም ወሊዳ ካብ መወለዳን (Maternity) ከይወጸት ቆልዓኣ ተጎድኣ: ዙፋን ክኣ ክትሓርስ ከይዳ ዕጫ ሚርያም ኣጋጢምዋ:: ምውት ወሊዳ! ሕማቕ ኣጋጣሚ እዩ! ቆልዑተን ሓቑፈን ክመጻ እናተጸበና ጥራይ ኢደን መጽኤናና::

ናይ ውትህድርና ነገር ኮይኑ ግን ናይ ምፍልላይ እዋን መጺኡ ክልቲኤን ከም ዝኸታ እዩ ተገይሩ: ኣይጸንሓን ክኣ መስዋእተን ተሰሚዑ

  • ሃብቶም ጽጋይ ንመርየምብከምዚ ይገልጻ "ንመርየም ፈልማይ የ ግዘ ርእያ ኣዚ ጽብቅቲ ማራያም ከምሽማ ኣድይ ማርያ ክይተሃከየት ያ ሰሪሓታ ያ ትመስል ኣዝያ ምቅልልትን ትሕትን ብምካንና በቲ፡ፉልይ ፍሽክታኣ ገራ የቀነይለይ,ሃብቶም፡ኣሸጊረኩም ዶ፡ኢላ ተለኣልይትኒ lስውእቲ ሚርያምኣስረስi

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ

    http://www.ehrea.org/zufaa.php

    Preserved local original · source record a2fc0054b3d3e8708ccee22d

    SHA-256: 1e360f2aa1989351f2ed49398e28bcfd121f7b7e3478e12ae7100a35506995e8

    All source URLs and preserved captures
    • ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ · earlier-capture
      http://www.ehrea.org/zufaa.php
      Local original
      Same bytes as extracted source
    • ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ · provisional-1
      http://www.ehrea.org/zufaa.php
      Local original · mirror/provided/www.ehrea.org/zufaa.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ · refresh-2
      http://www.ehrea.org/zufaa.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/zufaa.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ · refresh-3
      http://www.ehrea.org/zufaa.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/zufaa.php.html
      Earlier/different preserved capture; not used for this reader body
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 37cb7f6e78027d0498f6554c6aabb00f589a3b5586af42949f84fdd51db20126

Alternate titles: ሚርይምን ዙፋንን : እተን ክልተ ብጾትን ምሓዙትን ሰብ ሓደ ዕጫ

  • a2fc0054b3d3e8708ccee22d: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions