Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML English / ትግርኛ

Asena - ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ብዘጋጠማ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ተሰዊኣ።

Author
amanuel
Captured
Not recorded
Source status
captured · Local file exists; original HTTP status unknown
Original source ↗

http://www.ehrea.org/senna_files/a.htm

Read in the document library →

Asena

Home

arrow

ትግርኛ

arrow

ዜና

arrow

ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ብዘጋጠማ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ተሰዊኣ።

ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ብዘጋጠማ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ተሰዊኣ።

PDF

Thursday, 29 January 2009

ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ንሓያለ ዓመታት ክትሳቐ ዝጸንሐት ገዲም ተጋዳሊት ሰናይት ደበሳይ ብሰንኪ ኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ከምእተሰወአት ምንጭታትና ሓቢሮም። እታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ደራፊት፡ ተዋሳኢትን ሙዚቀኛን ኰይና ተጋደልትን ህዝብን ኣብ ምንቕቓሕ ድርብ ቃልሲ ዘሰላሰለት ሰናይት፡ ንዘይስነምግባራዊ ኣመላትን ስድነትን ብዓልቤታ ተቓዊማ ኣብ ቤትፍርዲ ምስ በጽሐት እያ፡ ብምትሕብባር እቲ ሽዑ ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ዝነበረ ሕጂ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣካባብን ሓላፊ ክፍሊ መሬት ዘሎ ብዓልቤታ በየነ ርእሶምን ስርዓት ህግደፍን ምስ ሓዋ ኤርምያስ ደበሳይ ክሳብ ዕለተ መስዋእታ ተኣሲራ። ኣደ ሰለስተ ኣዋልድ ሰናይት፡ ካብ ንእስነታ ንናጽነትን መሰልን ማዕርነትን ደቀንስትዮ ዝተቓለሰት ሓርበኛ ብምዃና ንገበናት ብዓልቤታ ‘ኳ እተቃልዓቶ፡ እቲ ምስ ፕረዚደትን ኢሳያስ ጥቡቕ ዕርክነት ዝነበሮ ብዓልቤታ ገበናቱ ንምንሽፋን ግዳይ ናይዚ ህይወታ ዝለከመ ማእሰርቲ ከምዝገበራ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና መሪር ሓዘና እናገለጸት ንቤተሰብ ሰናይት ደበሳይ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል። ክቡራት ተኸታተልትና፡ ሓንቲ ካብ ትእምርቲ ቃልሲ ደቀንስትዮ ኤርትራ ንዝነበረት ስውእቲ ሰናይት ብዝምልከት ኣብ ራድዮ ኣሰና ዝሰፍሐ መደባት ክትከታተሉ ንዕድመኩም።

Last Updated ( Thursday, 29 January 2009 )

  1. Source column 1, source header

    < Prev

    Source column 3, source header

    Next >

[ Back ]

ትግርኛ

ዜና

ቃል ኣሰና

ኣተኵሮ

ህይወት

ኣብነት

ናዕታ

ዕቡሳት ጋዜጠኛታት

ደብዳቤታት

ዋዛን ኣዋዘን

ኪዳን ምስ መን?

ሰነዳት

Copyright © 2005 - 2009 Asena.

Loading...

Shared passages in the archive

These passages also occur in other preserved documents. Each link keeps its own source, language and context.

Read passage and 16 other preserved contexts
Skip to content Skip to main navigation Skip to 1st column Skip to 2nd column Skip to 2nd column

This document

Read passage and 16 other preserved contexts
Home Asena Radio ትግርኛ ህይወት ቃል ኣሰና ዜና ኣተኵሮ ኣብነት ኪዳን ምስ መን? ደብዳቤታት ዕቡሳት ጋዜጠኛታት ዋዛን ኣዋዘን English News Editorial Focus Articles Silenced Journalists Interview About Asena Documnets ብዛዕባ ኣሰና Contact Us ታሪኽ ታሪኽ

This document

Read passage and 18 other preserved contexts
News Editorial Focus Articles Silenced Journalists Interview About Asena Documnets

This document

External references

Links to other sites. Their content is not part of this local archive.