Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

Source excerpt: ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

    ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።, ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።. EHREA archive: /library/documents/doc-caab3161a154950e07448891/#b-1b82ed2558e7dc63f1e53abd. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: b7a7e84bc61d39e1c45cd9db34772a00b7a4b0d0de46346843f66c67d7370e02. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

Posted on November 1, 2011 by assenna

Source http://assenna.com

ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ሓደ ምስጢራዊ ትሕቲ መሬት ብበደዊን ንሰለስተ ወርሒ መመላእታ ከም ጅሆ ተታሒዞም ዝሳቐዩን ክፍሊ ኣካላቱም ዝጎድል ዘሎን 42 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ኣፍደገ ጥፍኣት ከምዘለዉ፡ ሓንቲ ካብቶም ግዳያት ዝኾነት ኤርትራዊት መንእሰይ ምስናይ ክቱት ጭንቅትን ምርባጽን ሓቢራ።

ንሳ ኣብ ሓበሬታኣ፡ እቶም ሰብ ሰብ ኮይኑ ዘይስምዖም በደዊን ነቶም ደቂ ተባዕትዮ ገንዘብ ዘየምጻእኩም ኢሎም በብሓደ ኣእዳዎም ክቖርጹዎም ከለዉ፡ ነተን ደቂ ኣንስትዮ ኣጥባትክን ክንቆርጸክን ኢና እናበሉ የፈራርሑውን ከምዘለዉ ኣገንዚባ።

ብመሰረት ሓበሬታኣ፡ ኩሉኹሎም 60 ኳ እንተነበሩ፡ 18 ካብኣቶም ሓደ ሰብ ዓሰርተታት ኣሽሓት ብምኽፋል ናብ እስራኤል ገጾም ሰጊሮም ኣለዉ።

ብቕድሚ ትማሊ ካብ ሓደ ካልእ 50 ደቂ ተባዕትዮ ኤርትራውያን ከም ጅሆ ተታሒዞምሉ ካብ ዘለዉ ናይ ሲናይ ማሕዩር ብቐጥታ ምስ ኣሰና ብቴለፎን ዝተራኸበ ግዳይ፡ ፍርቂ ኣካላቱ ብሓዊ ኣንዲዶም ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ደረጃ ከምዝርከብ ብቓሉ ክሳረብ ከምዝተሰምዐ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ምስጢራዊ ቦታታት ሲናይ ሓያለ ጉጅለታት ጅሆታት ኤርትራውያን ከምዘለዉ ዘረድእ እዩ።

ካብ እስራኤል ነቲ ኩነታት ብቐረባ ዝከታተሉዎ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ ክሳብ ካብ 250 ክሳብ 300 ኤርትርውያን ኣብ ሲናይ ብበደዊውን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ይቕዘፉን ከምዘለዉ ይሕብሩ።

ሓደ ከም ጅሆ ንሓያለ ኣዋርሕ ከምዝተታህዘ ዝሓበረ ኤርትራዊ ‘ውን ኣቐድም ኣቢሎም 5 ሎሚ ቕነ ድማ 3 ሬሳታት ከምዝጎሓፉ ሓቢሩ እዩ።

ብቕንያቱ ብቪድዮ ክትዕዘቡዎ ከምዝቐነኹም፡ ትማሊ ‘ውን ሓንቲ ናይ ዓረብ መደበር ቴለቪዥን፡ ህዋሳቶም ተቖሪጹ ድሕሪ ምውሳዱ ናይ ዝሞቱ ሓያለ ስደተኛታት ዘስካሕክሕ ስእሊ ሬሳታት ኣቕሪባ።

እቲ ኣቐዲሙ ብተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዘርግሐ ጋህሲ ግዳያት ምሉእ ብምሉእ ናይ ኤርትራውያን ምዃኑ ዘተኣማምን ኳ እንተዘይኮነ፡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ምዃኖም ኣብቲ ቪድዮ ብጭብጢ ተገሊጹ ክንሱ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቲቪ ኤረ፡ ‘ናይ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ሬሳታት’ ኢሉ ምሕላፉ፡ ቅንጣብ ሓልዮትን ድንጋጸን ኤርትራውያን ከምዘይብሉ ዘርኢ እዩ። ብቐንዱ ነቶም መንእሰያት ሃገሮም ለቒቖም ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ሓደጋ ክወድቁ ዘገደዶም ስርዓት ህግደፍ ብምዃኑ፡ ብዙሓት ካብኡ ድንጋጸ ዘይጽበዩ ኳ እንተኾኑ፡ በዚ መንገዲ’ዚ ነቲ ኣራዊታዊ ጠባዩ ዝያዳ ብምግሃዱ፡ ደገፍቱ ከይተረፈ ዝግድግድ ክብሎም ይረኣዩ ‘ለዉ።

ስርዓት ህግደፍ 400 ኤርትራውያን ኣብ ገማግም ሊብያ ኣብ ዝጠሓሉሉ ግዜ ‘ውን፡ ‘ዘይ ጸጊቦም እዮም’ ክብል ንጃምላዊ መቕዘፍቶም ብንዕቀትን ብድዐን ከምዝገለጾ ናይ ቀረባ ተዘክሮ እዩ።

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

    http://www.ehrea.org/dnas.php

    Preserved local original · source record caab3161a154950e07448891

    SHA-256: e7ada22a8306f37118907e19733885b3e991efe9a8a803ee950f0f6283551ec5

    All source URLs and preserved captures
    • ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። · refresh-2
      http://www.ehrea.org/dnas.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/dnas.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። · refresh-3
      http://www.ehrea.org/dnas.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/dnas.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: b7a7e84bc61d39e1c45cd9db34772a00b7a4b0d0de46346843f66c67d7370e02

Alternate titles: ኣማኢት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሲናይ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም ይሳቐዩን ህይወቶም ይሓልፍን ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

  • caab3161a154950e07448891: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions