Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

    ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::, ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::. EHREA archive: /library/documents/doc-c2bc9398faa17cbd9b00be24/#b-529d0e35463483392735e660. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: c4661bbb123bd9eec673ea8eb9d881f873b3c9d403290b33d9ced50e63da1d6b. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

By assenna on November 12, 2014

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ::

ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

ብሚካኤል ኣጎስቲኖ 12/11/20 ጀርመን::

ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ ሜላ ምስ ዝፈላለዩ መኻልፍ ይፈጥሩ:: እዞም ናይ ሜላ መኻልፍ እዚኣቶም ከም ቀዳማይ ጎንጺ ክስርዑ ዘይግበኦም ምስ ዝኾኑ: እቲ ዝተርፍ ግደ : ናይ ምስማር: ወይ ብሓባር ምስራሕ ዕድል ይህልዎም:: ኣብ ጉዳይና ምስ ንሪኢ : እቶም ናይ ሜላ መኻልፍ : ከም ቀዳማይ ጎንጺ ሰለ እነቅርቦም እዮም:: ብድሕሪኡ እንካይዶ ብሓባር ክንሰርሕ ኣብ ሓደ ጣውላ ኮፍ ክንብል‘ውን ኣይካኣልን :: ርሑቅ ከይከድና ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ: ምስ ኣሕዋትና ኩናማ ዝተራእየ ሓደ ኣብነት እዩ:: ኑሱ ዝፈጠሮ በሰላ ንምዕራዩ ስጋዕ ሕጂ ካብቲ ሓደ ሸጊሩና ዘሎ ጉዳይ እዩ::

በዚ ወዲ ከምዚ ጉዳይና ዓመታት በሊዑልና ይርከብ:: ዝፈላሊየና ክህሉወና ንቡር እዩ:: እንተኾነ ሰብ ዝገብረና: ከማኡ‘ውን ደቂ ሃገር ምኻንና ኢልካ ምስ ሓለግትና: ንዝፈላልየና: ኮፍ ኢልካ :ምስ ንፈትሕ እዩ:: ተቃውምቲ ውድባትን ማሕበራትን ውልቀ ሰባትን :እዚ ግዜ ሂወት ደቅናን:ንብረትናን: ሓድነትናን:እምነትናን: ባህልናን: ዕድመናን:ዝበልዕ ዘሎ ኮፍ ኢሉ ዝጽበየናዶ ይመስለና ኣሎ፤ ሰሚርና እንተጎዩና‘ውን ንኽነርክቦ ኣጸጋሚ እዩ:: ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝጠፋኤ ሂወትን ጉልበትን ድማ ኣይክንረኽቦን ኢና:: ሕጂ በጺሕናዮ ዘሎና መድረኽ ድማ ዘሕፍር እዩ:: ኣብ ሞንጎና መን እዩ ጸላኢ: መን እዩ ፈታዊና: ክንፈልጥ: ሓድነት ወይ‘ውን ትርግታ ህዝብና ሰሚዖም ነዚ ዝድግፉን: ወይ እውን ዘተዓናፍቁ ኣየኖት ውድባት እየን: ኢልካ ብጉሉጽ ንመሪሕነት ኪዳን ድዮም ምሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ምስ ትሓትት ንኽገልጹ ፍቓደኛታት ኣይኮኑን:: እዚ ስለ ዝኾነ ኻኣ መፍቲሒ ተሳኢንዎ : ስለዚ ጉዳይና ኣብ ጽልግልግን ከም ሓሪጭ ዝሓዋውስዎ ንሪኢ ኣሎና:: ድሓር ንምፍላዩ ከጸግመና እዩ: ስለዚ መፍቲሕና እንታይ እዩ ዝብል ጥዑይ ሓታታይ:ምስ ዝሓትት :ንድሕሪት ተመሊስና ካብ ቶሞክሮና ማለት ካብ ምሕዝነት ክጅምር: ንምንታይ 15ዓምት ዝኣክል ወሲዱልና ኢልና ምስ ንሓትት :ፋይልና ምግንጻል ከድልየና ኡዩ::

ከም ዝፍለጥ 11 ውድባት ኣብ ታሪኽና ተገይሩ ዘይፈልጥ ን መጀመርያ ብሓንሳብ ኮፍ ኢለን: ናይ ሓባር ስምምዕ ክፍርማ ምስ ተራእያ:: ኩሉ ንሰላምን ዲሞክራሲ ኤርትራ : ዝብህግ: ኤርትራዊ ኮነ ደገፍቲ ኤርትራ: ንውድባትና ምስጋና ኣቅሪበን እየን:: ኣንተኾነ ግን ከምቲ ዝተጸበናዩ ኣይኮነን:: እዚ‘ውን ሓሊፉ: ዓመታት ወሲዱ: ድሕሪ ክንደይ ውረድ ደይብ ከኣ: ካብ ምሕዝነት ዝሓሸ ተባሂሉ እንኮላይ ብ ህዝባዊ.ግንባር: ነበር ዝዋስእዎ. ናይ ሓደ ሓበራዊ ፖለቲካ ስምምዕ ተበጽሔ:: ኤርትራው ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝብል ክምስረት ተኻእለ:: እዚውን ከምቲ ዝሓለፈ ኣድማዒ ስራሓት ክገብር ኣይተራእየን እንትርፎ ምፍንጫላትን ወረ ምፍንጫላትን:: ብድሕሪ እዚ ኹሉ ሽግራትና:: ካብ ህዝቢ ድዩ ዋላ‘ውን ኣባልት ውድባት :ኣቱም ሰባት እንታይ እዩ ጉድና ኢሉ ከዕዘምዝም ጀመረ: ንኽትሓትት ምስ ትደሊ‘ውን መልሲ የሎን:: ምኽንያቱ ከምቲ ዘበነ ሰውራ እተን ውድባት ኣሳራርሔኤን: ጉሉጽነት ዘይብሉ ምስጢር: ትብል ቃል ተወንዚፎም ስድሪ ትኹን ሓበረታ ክህቡ ዘይደልዩ: ኣንካይ ንህዝቢ: ንኣባላቶም ብዕበጦ ዕበጦ መሬት ዝዕርቡ እዮም :: ድሕሪዚ ሓደ ነገር ክግበር ኣለዎ: ማለት: ህዝቢ ክካፎሎ ኣለዎ ብዝብል: ነዚ ኣብ ዝኾነ ኩርንዓት ዓለምና ኣብ ሰሚናራት ድዩ፤ ኣብ ኣኽባታት ክዝረበሉ ኣሎዎ ዝብል (ተጽዕኖ) ምስ ተገብረ:: ነዚ‘ውን ኣነ ሎሚ ከም ዝርዳኣኒ: ነምሰሉ ወይ (ንምንድንጋር)መራሕቲ ውድባትና ክቅበልዎ ኪኢሎም ባሃላይ እየ:: ድሕሪኡ ወርኪሾብ ኣዳሊኻ ናብ ሃገራዊ ባይቶ ክእቶው ተመዲቡ:: ቐጺሉ ኣብ ሕዳር 2011 ኣብ ኣዋሳ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ድሕሪ ምምስራቱ:: ስድሪ እንተኾነ‘ውን ክስጉም ኣይካለን:: ኣብቲ መጀመርያ ኣብ ኩሉ ዓዲታት እና ዘረት ጉጂለ ድሕሪ ምምስራት ድሕሪኡ ንክልተ ዓመትን ፈረቓን እውን ኣበይ ከም ዘሎ እንታይ ይገብር ከም ዘሎ ከም ጉጂለ ሓንቲ ጽሕፍቲ ትኹን ሓበረታ ረኺቡና ኣይንፈልጥን:: በንጻሩ እንታይ እዩ ጉድይና : ኣበይ ኣሎና: ኣሎ ድዩ እዚ ኤርትራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፤ ኢልካ ብስሪዒታዊ መንገዲ ምስ ዝሕተት መልሲ ዝባሃል የለን ::

ክገርመኩም ኣብ ሃገረ ጀርመን ገለ 8 ጉጂለታት ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣለዋ: እዘን ጉጂለ ብሓባር ካብ ዝሰርሓ ነዊሕ ገረን እየን:: ናይ ሓባር ሽማግለ እውን ኣለወን:: እዛ ናይ ሓባር ሽማግለ ኣብ ጀርመን እትርከብ ንዝምልከቶ ኣካል ማለት ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተዳጋጋሚ ጽሑፍ ኣብ ዝጻሓፈትሉ መልሲ እንተበልካ መልሲ ትመስክር::ኣብ መቸረሽታ:ሓንቲ: በልበል ትብል ጹሑ ይላኣኾም: መልሲ ቡቁልጥፍ እንተደይሂብኩምና ኣብ መርበብ ሓበረታ ኤርትራውያን ክንዝርገሖ ኢና ምስ በልናዮም:: ባይቶ ታኣኪቡ ዘይትፈልጥ ብሁጹጽ ክትእከብ ኪኢላ:: እቲ መልሲ ዝተዋህበና ንግዜ ይገድፎ:: ብድሕሪኡ ውን ወዲ ድሙ ከም ቀደሙ ኮይኑ ስጋዕ እዚ ቁሩብ ግዜ እምም ጉዳይ ባይቶ ኾይኑ ተሪፉ::

ሎሚ ኩላህና ከም ንፈልጦ ኣብ መንጎ ፈጻሚትን: መሪሕነት ባይቶን: ንነዊሕ ግዜ ዘይምርድዳኦም: ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝበልክዎ ምስጢር ተታሒዙ ብምጽናሕ ሕጂ ስለ ዝተተኮሰ: መሪሕነት ባይቶ ኣብ ፓል: ፈጻሚት ኣካል ካኣ: ነቶም ንኽልተ ዓመትን ፈረቃን: ዘይትፍለጦም: ጉጂለታታ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ: ሓንቲ ሕንጻጽ መልእኽቲ : ሊኢኻ ዘይትፈልጥ: ቀሚሽ ኣዳይ ሓንኩሉኒ ዝዓይነቱ ኣብ ከተማ ሽቱትጋርድ ሃገረ ጀርመን : ኣቦ ወንበር ፈጻሚትን ከም‘ውን ምክትል ኣቦወንበር ፈጻሚት ኣኸባ ተገይሩ:: እቲ ዝበልዎ ሰሚዕና :: እቲ ካብ ገዛ ለበዋ ዝተቀበልዎ ግን ምፍንጫል ክንሰምዕ ኣይንደልን ኢና:: ይኣክል: ብሓደ ኣቲኹም ተራዳዲእኩም ክትወጹ ኢዩ ድልየትና እዩ መልሲ ዝተዋህቦም::

ስለዚ ኣብ መደምደምታይ::

ሎሚ ሃገር ንምድሓን እዩ ክንሰርሕ ዝግባእ : እንካይ መራሕቲ ውድባትና: ማንም ኤርትራዊ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ:: ተቓውሞ ውድባትና ግን : ፍሉይ መለለይ ኮይንወን ዘሎ: ኣብ ጸቢብ ውድባዊ ስሚዒት ተሸኺለን: እዚ ዘይባሃል ኣብ መንጎኦም ቅርሕንትታትን: ናይ ስልጣን ውድድር: ከይኣለዩ :: ኣብ ሓቀኛ ሓድነት ከሰርሑ ዝኹእሉ ዱልዱ ጎደና ክበጽሑ ኣሸጋሪ ምኻኑ እዩ:: ሰለዚ ሃገርና ንምድሓን ሕሳብና ክንገብር ኣሎና ባሃላይ እየ:: ወድባት ኤርትራ ከም‘ውን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ: ብጠቅላሉ ንሓድነት ዝብል ምስርሕ ካብ ዝጅምር 15 ዓምት ካብ ገበረ: እሞ ብዘይ ፋይዳ ባሓቂ ካብ ንቅዲሚት ንድሕሪት: ዋላ ሕጂ‘ውን ጉባኤ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ: እንተተገብረ: ነተን ውድባት ጠቅሚ ደኣ እንበር: ንህዚቢ ኤርትራ ከምዘይ ጠቅም በዚ ኣጋጣሚ ሪኢቶ ክገልጽ ይፈቱ::ስለዚ ገለ ዝማሃዘሉ ኩነታት ክፍጠር ኣሎዎ: ይፍረስ ማለተይ ኣይኮንኩን: ብጥርንፉ ንምጽናሕ እውን ሓጋዚ እዩ: ግን ጎኑ ጎኑ ሓደ ሓያል ናይ ህዝቢ ምልዓል እንተደይ ተፈጢሩ:: ሽዑ እዩ ጉዳይ ህዝቢ ወይ እውን ትርግታ ልቢ ክስማዕ ዝኽእል::ብዘይ ቀላዓለም ሃገራዊ ባይቶ ብኺዳን እዩ ዝዝወር: ስለ ዝኾነ መራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ መሪሕነቱ ካብ ኪዳን እዮም:: ኣስናዳዊት ጉባኤ ዘተመስረትት ዕብለላ ብኪዳን እያ:: ማለት ኣሳናዳዊት ሽማግለ 6 እዮም ካባቶም 4 ካብ ኪዳን :: ስለዚ ኩቡራት ኣንበብቲ ኣብ ዝመጽእ ጉባኤና እንታይ ንጽበ:?: በይኑ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክርስያዊ ለውጢ::ከሰጋግረና ማለት ብገምጋመይ ኣይክእልን እዩ ባሃላይ እየ::ምኽንያቱ ን15 ዓምት ኣብ( መካነክ ረውሕ)ኣብ ጋማን ጸኒሕና ኢና እሞ: ሕጂኽ ናበይ: ዝብል ነንበብቲ ይገድፎ ::

ካብ

ምካልኤ ኣጎስቲኖ

ጀርመን

ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::, 5.0 out of 5 based on 1 rating

source assenna.com

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

    http://www.ehrea.org/goodbay1.php

    Preserved local original · source record c2bc9398faa17cbd9b00be24

    SHA-256: 40f1fb8ddd7fe0a6e81a202195ab264bf33d4f6b7137a9eddb923340c8e9ae0c

    All source URLs and preserved captures
    • ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: · earlier-capture
      http://www.ehrea.org/goodbay1.php
      Local original
      Same bytes as extracted source
    • ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: · provisional-1
      http://www.ehrea.org/goodbay1.php
      Local original · mirror/provided/www.ehrea.org/goodbay1.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: · refresh-2
      http://www.ehrea.org/goodbay1.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/goodbay1.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: · refresh-3
      http://www.ehrea.org/goodbay1.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/goodbay1.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: c4661bbb123bd9eec673ea8eb9d881f873b3c9d403290b33d9ced50e63da1d6b

Alternate titles: ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ::

  • c2bc9398faa17cbd9b00be24: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions