Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ

Source excerpt: ቅድሚ ሕጂ ከደዓት ክእርነቡ ጸውዒት ምቅራብኹም ኩላትና ንዝክሮ ሓቂ’ዩ። ብዙሓት ለባማት ነቲ ጸውዒት ተቀቢሎም ልቢ ዘዕብዩ ዘለው ክኾኑ ከለው እቶም ገለ ብጥቅሚ ዝሰድዑ ግና ሕጂ’ውን ገበን ኣብ ርእሲ ገበን ናደርዑ ይኸዱ ኣለው።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ

    ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ, ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ. EHREA archive: /library/documents/doc-be8e4906dbf5bdb63372d94b/#b-46f92c1b06037cb8691e79f6. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: c512d3b35f7148090e8a46114707023f56bad71f459b5f66f40534b38dd430de. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ

Sunday, 29 August 2010 15:11 ካብ ባርዕ በለዛ

ሰላም ወጋሕታውያን፤

ቅድሚ ሕጂ ከደዓት ክእርነቡ ጸውዒት ምቅራብኹም ኩላትና ንዝክሮ ሓቂ’ዩ። ብዙሓት ለባማት ነቲ ጸውዒት ተቀቢሎም ልቢ ዘዕብዩ ዘለው ክኾኑ ከለው እቶም ገለ ብጥቅሚ ዝሰድዑ ግና ሕጂ’ውን ገበን ኣብ ርእሲ ገበን ናደርዑ ይኸዱ ኣለው። ነዚኦም መአደቢ ተኾነ ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ ዘለው ገበነኛታት ብተኸታታሊ ክነቅርበልኩም ኢና። ንህዝብና ብታ ድምጺ ሓቂ ሬድዮኹም ኣቃልሑልና ንኩለን ሃገራዊ ማዕከናት ከኣ ብመገድኩም ክተብጽሑልና ንላቦ።

ይብጻሕ ናብ ዝከበርካ ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትነብር ህዝብና፤

[External image reference] እቲ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት፣ እቲ ድሑር ኣሰራርዓ መሓውር ስለያ ገረብ ብሓኽላ ኣወዳድባ፣ ካብ መፈጠሩ ኣትሒዙ ዝጥቀመሉ’ኳ ተነበረ፣ ካብ 1996 ደምበ ተቓውሞ እናሓየለ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ኣብ መሬት ትግረን ሳሆን ብድሑር ኣተሓሳስባን ብቅዓትን ንጽባሕ ዘይብሉ ዕሱባት ካብ ዘይቲ ታኒካን ዓሸና ፊኖን ስጋብ 300ን 1500 ናቕፋ ዝተቆጸሩ ወተሃደራት ደቂ ብሄረ ሳሆ ብምእካብ ሎሚ እነሆ ደቂ ብሄረ ሳሆ ኣብ ፈቆዶ ጎዳጉዲ ይኣስሩን ይርሸኑን ኣማውተኦም ከፊኡ እነሆ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ፋሕ ኢሎም ክርከቡ ቀሲቦምዎም ኣለው።

ድሕሪ ሕጂ እዞም ከምዚ ዝበሉ ብሕፍንቲ እኽሊ ገዛእ ህዝቦም ዘበሳብሱ ከዳዓት ካብ ተግባሮም ተዘይተኣርኒቦም ናተኸታተልና ኣብ ቃልዕ ከምነውጸኦም ናሓበርና ንሕጂ ካብቶም ቀንዲ ከዳዓት ዝስዕቡ ናብ ደንበ ህዝቦም ክምለሱ ነተሓሳስቦም።

1. ዓቡዱራሕማን ጃስር ምክትል ኣዛዚ ሃገራዊ ድሕነት ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ዳሳማ ምክትል ወዲ ካሳ 2. ሌተናል ኮነሬል ሹፋ ዑመር ኣዛዚ ዞባ 03 ስለያ ምክልካል ዓዱ ካሪቮሳ ዓሌት ሓሳባዓረ 3. ሌተናል ኮነሬል ኣደም መሓመድ ዓሊ (ደርግ) ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 28 ዓዱ ቡሔሌ (ቁማዓረ) 4. ሸክ ኣደም ዑስማን ናይ ቀረባ ሃሱስ ኢሳይያስ ዓዱ ዋዓይተን (ታሩባዓ) 5. ናስር ያሕያ ጸረ ስለያ 03 ስለያ ምክልካል ዓዱ ቆሓይተ ሲበራሶ (ዓሰሌሳ) ስርሑ መንደፈራ 6. ዑስማን ዓብደላ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ዓዱ የባዞ ዓለት ቁማዓረ ዘለዎ ዲዖት (ሩባ ሓዳስ) 7. መሓመድ መሓሙድ ኣዛዚ ሓይሊ ማይድማ መርማሪ ቤትማእሰርቲ 03 (ዓዱ ገርደስ (ገዓሶ) 8. መሓመድ ኢብራሂም ሸንደጋንዲን ወዳቢ ንኡስ ዞባ ፎሮ ስለያ ምክልካል ዓዱ ባከና 9. ሳልሕ መሓመድ ዓሊ ጡዑም ወዳቢ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ከባቢ ሶይሮ ዕንደሊን ግያሲሓ ዓሌት ደብራሜላ 10. ማጆር ሳልሓዲን ኢብራሂም ምክትል ኣዛዚ ዞባ 01 ስለያ ምክልኻል ዓዱ ሰንዓፈ ኣጋራ ዓለት ገዓሶ (ስራሕ ቦትኡ ዓሰብ) 11. ኣሕመድ ዓድናን ወዳቢ ንኡስ ዞባ ዓዲቀይሕ ስለያ 03 ዓዱ ሩባ ሓዳስ ዓሌት ዓሳካሬ 12. ካፒቴን ሑሰን ሙሳ ሓላፊ ንኡስ ዞባ ባዶ ሓደ ስለያ ምክልካል ዓዱ ነፋሲት ዓሌት ታሪባዓ 13. ተለንተ ዓብዱ ዳውሻ ወዳቢ ንኡስ ዞባ ዓዲቀይሕ ሃገራዊ ድሕነት ዓዱ (ዑቡሪጋጋ) ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ 14. ዓብዱ ዓሊ ዘይኑ ምክትል ኣዛዚ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ሃገራዊ ድሕነት ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ሓዞ ስራሕ ሰንዓፈ 15. ካይራ ሳልሕ ኣስኳላ ኮብራል ምክትል ኣዛዚ ንኡስ ዞባ ጾሮና ስለያ ምክልኻል ዓዱ ሩባ ሓዳስ ዓሌት ሓሳባተዓረ 16. እስማዒል ዑመር ዓሊ ኣሞገነ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት (ሃሱስ) ዓዱ ሰይራ ዓሌት ጋዓሶ (ስራሕ ቦታ ኣስመራ) 17. ወ/ሮ ብሪ ሳልሕ ወካሊት ስለያ ምክልኻል ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ዓዳ ሰንዓፈ ዓሌት ዳብሪሜላ (ሰንዓፈ) 18. ሱሌማን ዳውድ ወኪል ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ስለያ ምክልኻል ዓዱ ኣሰድ ዓሌት ደብሪሜላ 19. መሓመድ ዓሊ ሓጂ ዓብደላ ወኪል ንኡስ ዞባ ስለያ ምክልካል (03) ዓዲ ኣሰድ ደብሪሜላ 20. ዓብደላ ዒጎ ወኪል ስርሒት ዞባ 5 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ 21. ኢስማዒል ሓመዶ ኣመሓዳሪ ዕንደሊ ወኪል ስለያ ስርሒት ዞባ 5 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ 22. ወ/ሮ ሓሊማ ዓብደላ ወካሊት ስርሒት ዞባ 5 ዓዳ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ (በሓሊማ) 23. ካፒተን እስማዒል መሓመድ ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ዞባ ማእከል ዓዱ ሰሎሎ ዓሌት ዓሻካሬ 24. ሑሴን ሽም ዑመር ወኪል ስለያ ዞባ 3 ዓዲ ካሪቮሳ ዓሌት ሓሰባታዓረ 25. ኣይፈራሕ ኢብራሂም ኣዛዚ ሓይልን ወዳቢ ዞባ 03ን ዓዱ ውልሾ ዓሌት ገዓሶ 26. ሳልሕ መሓመድ ዓሊ ኣቦወንበር ሃማመተኤ ንኡስ ዞባ ኣቁርደት ዓዱ ካሪቮሳ ዓሌቱ ሓሰባትዓረ 27. እስማዒል ዓሊ ኣዛዚ ጋንታ ስለያ ምክልኻል ዞባ 03 ዓዱ ፈሲሖ ዓሌት ኢላሼ 28. ኣሕመድ ሸኽ ኣልኣሚን ኣዛዚ ጋንታ ዞባ 03 (መነኮሰይቶ) ዓዱ ሩባ ሓዳስ ዓሌት ሓሰባትዓረ 29. ዓብደላ ኣሕመድ ወኪል ዞባ 03 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ 30. ኢድሪስ ኣሕመድ ወኪል ዞባ 03 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ 31. ዑመር ሳልሕ ዑስማን ወኪል ሃገራዊ ድሐነት ንኡስ ዞባ ጾሮና ዓዱ እንዳባስቲፋኖስ ዓሌት ገሌሸ ዓረ 32. ዑስማን ኣሕመድ ጋላ (ኣባጋላ) ወኪል ስርሒት 3 ዓዱ ውጡሕ ዓሌት ዓሳካሬ 33. ኢድሪስ ሳልሕ ዓሊ ወኪል ዞባ 03 (ስለያ ምክልኻል ዓዱ ውጡሕ ዓሌት ዓሳካሬ 34. ሮሞዳን ኢድሪስ ዓሊ ሹም ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ስለያ ስርሒት 3 ዓዱ ውጡሕ ገሊሻ ዓረ 35. ወ/ሮ ፋጡማ ዑስማን ኣሕመድ ጋላ (ኣባጋላ) ስለያ ስርሒት 3 (ወኪል) ዓዳ እንዳባስቲፋኖስ ዓሌት ዓሳካሬ 36. ዑመር ስዒድ ወኪል ስለያ ዞባ 03 (ስለያ ምክልኻል) ዓዱ እንዳርጋብ ዓሌት ፍቁረትታዓ (ስራሕ እንዳዕሽ) 37. ሮሞዳን ሓጂ ዓሊ ወኪል ስለያ ዞባ 03 (ሰንዓፈ) ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ጋዓሶ 38. መሓመድ ሽሙ ሓሰን ወኪል ስለያ ዞባ 03 ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ጋዓሶ (ስራሕ ሰንዓፈ) 39. ኣደም ዑስማን ሓሴን ወኪል ስለያ ዞባ 03 ዓዲ መሳጎለዞላ ዓሌት ሓኮታዓ (ዓዲቀይሕ ስራሕ) 40. መሓመድ ኢብራሂም ዑስማን ኣዛዚ ሓይሊ ዞባ 03 ዓዲ መሳጎላዞላ ዓሌት ሓኮተዓረ 41. ዓብዱ ሓንደ ወኪል ስርሒት 5 ሰንዓፈ ጋዓሶ

ካብዚ ወጻኢ ዘለው ከኣ ካብዚኦም ተማሂሮም ኢዶም ተዘይኣርኒቦም ኣብ ቀጻሊ ስሞም ጠቂስና ክነስዕቦም ኢና ሰላም ቅነ።

ካብ ባርዕ በለዛ 26/08/2010

List of Mercenaries People Criminals in Eritrea

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ

    http://www.ehrea.org/saho.php

    Preserved local original · source record be8e4906dbf5bdb63372d94b

    SHA-256: d2c37d80fd887d6a502689c8ccd98c8e03068b442e818d341861c157ffc9cb5a

    All source URLs and preserved captures
    • ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ · refresh-2
      http://www.ehrea.org/saho.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/saho.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ · refresh-3
      http://www.ehrea.org/saho.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/saho.php.html
      Earlier/different preserved capture; not used for this reader body
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: c512d3b35f7148090e8a46114707023f56bad71f459b5f66f40534b38dd430de

Alternate titles: ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ

  • be8e4906dbf5bdb63372d94b: retained: distinct complete document. 4 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions