Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · English / ትግርኛ

ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

Source excerpt: [External image reference] ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

    ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።, ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።. EHREA archive: /library/documents/doc-b39ff1250469058cb53b4b6f/#b-77c47d06f1e56aca8b792baf. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

  2. መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ14 ሕዳር 2010፡ ‘ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል፡ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝዘርግሓቶ ዜና፡ ስርዓት ህግደፍ ናይ ምእሳርን ምጭዋይን ኣመሉ ዘይገድፍ፡ ጠላም መብጽዓን ማሕላንም ከም ዝኾነ ብምጥቃስ፡ ኤርትራውያን በዚ ናይ ሓሶት ጎስጓስ ከይድህለሉ ኣጠንቂቓ እያ። ሕጂ ‘ውን ካልኦት ኤርትራውያን ካብዚ ፍጻሜ ‘ዚ ክመሃሩ ይግባእ።

    ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።, መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ14 ሕዳር 2010፡ ‘ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል፡ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝዘርግሓቶ ዜና፡ ስርዓት ህግደፍ ናይ ምእሳርን ምጭዋይን ኣመሉ ዘይገድፍ፡ ጠላም መብጽዓን ማሕላንም ከም ዝኾነ ብምጥቃስ፡ ኤርትራውያን በዚ ናይ ሓሶት ጎስጓስ ከይድህለሉ ኣጠንቂቓ እያ። ሕጂ ‘ውን ካልኦት ኤርትራውያን ካብዚ ፍጻሜ ‘ዚ ክመሃሩ ይግባእ።. EHREA archive: /library/documents/doc-b39ff1250469058cb53b4b6f/#b-9717ef84afefdefddb9a0677. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 39653091ffa213116a3e2b719a19848ad80e051f85c9b92cd9a7114d44b76cad. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

[External image reference] ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

Saturday, 18 December 2010 16:16 http://assenna.com/index.php?option=com_content&view=article&id=3327:2010-12-18-16-26-12&catid=46:discussion&Itemid=100584#comments

ቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ናብ ኤርትራ ምስከደ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ኣብ ነርወይ፡ ኦስሎ፡ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ በቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ቐረባ እዋን፡ ’ንኹሉ ሰብ ሕድገት ጌርና ኢና’ እናበለ ከካይዶ ዝቐነየ ፕሮፖጋንዳ ተታሊሉ ኣዲኡ ንምርኣይ ናብ ኤርትራ ምስ ገሸ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ርግጽ ኣብ ዘበለሉ ሰዓት፡ ነታ ኣብ ቀጽሪ መዓርፎ ነፈቲ ኣስመራ ዕምበባ ሒዛ ትጽበዮ ዝነበረት ወላዲት ኣዲኡ ከይረኸበ ፡ ብታርጋ ዘይብላ ናይ ኣባላት ጸጥታ ሃገራዊ ድሕነት ስርዓት ህግደፍ መኪና ተዓፊኑ ብኡ ንብኡ ተኣሲሩ ሃለዋቱ ጠፊኡ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

እቲ ዕድሚኡ ኣብ መፋርቕ ኣርብዓታት ዝኾነ፡ ኣብ ነርወይ ነዊሕ ዓመታት ዝተቐመጠ ናይ ኮምፒተር ክኢላ ኮይኑ ናብርኡ ዝመርሕ ኤርትራዊ፡ ነቲ ናይ ህግደፍ ጎስጓስ ኣሚኑ ’ነገር ደሓንዩ’ ኢሉ፡ ነታ ንነዊሕ ዓመታት ዝተፈለያ ኣዲኡ ንምርኣይ ክኸይድ ድሕሪ ምውሳኑ፡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ፡ ኦስሎ፡ 22 ሽሕ ክሮነር ውህሉል ክልተ ካብ ሚእቲ ከፊሉ፡ ናይ ኤርትራ ወረቐት መንነት (ታሴራ) ኣውጺኡ፡ መተኣማመኒ ዝኸውን ናይ ደገፍ ደብዳበ ’ውን በቲ ኤምባሲ ምስ ተጻሕፈሉ እዩ ናብ ኣስመራ ገይሹ።

በዚ ተኣማሚኑ፡ ነቲ ናብ ኣስመራ ከይከይድ፡ ናፍቖቱ ክጽመም፡ ብፈተውቱ ዝተገብረሉ ማዕዳን ምኽርን ሸለል ኢሉ ምስ ከደ ግን፡ እንሆ ኣብ ኢድ እቲ ምሕረትን ሕድገትን ዘይፈልጥ ስርዓት ኣትዩ።

ያቆብ፡ ሳሕቲ ዝመላለሶ ናይ ኣእምሮ ጸገም ከምዝነበሮን፡ ብሓካይም ስነኣእምሮ (Psychiatrist) ምክትታልን ፍወሳን ይካየደሉ ከምዝነበረን ’ውን ተፈሊጡ ኣሎ።

ስርዓት ህግደፍ፡ ከምቶም ሎሚ ቕነ ከነጋልጾም ጀሚርና ዘለና ወይጦታት ብዝለኣኹሉ ሃሱሳዊ ሓበሬታ መሰረት እዩ ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ዓፈናን ማእሰርትን ስጉምቲ ዝወስድ። ኩሉ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ኤርትራዊ ኣብ መዝገብ ስለያ ህግደፍ እቱው ኮይኑ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ በቲ ምስጢራዊ መዝገብ ተጻርዩ እዩ ዝሓልፍ።

መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብ14 ሕዳር 2010፡ ‘ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል፡ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝዘርግሓቶ ዜና፡ ስርዓት ህግደፍ ናይ ምእሳርን ምጭዋይን ኣመሉ ዘይገድፍ፡ ጠላም መብጽዓን ማሕላንም ከም ዝኾነ ብምጥቃስ፡ ኤርትራውያን በዚ ናይ ሓሶት ጎስጓስ ከይድህለሉ ኣጠንቂቓ እያ። ሕጂ ‘ውን ካልኦት ኤርትራውያን ካብዚ ፍጻሜ ‘ዚ ክመሃሩ ይግባእ።

#6 Hagherawi 2010-12-18 19:09

In Asmara airport there are thousands of names in blacklists organized by country. Apparently, most of reports sent by agents abroad are names. Don't trust Higdef, it's the worst enemy Eritrea ever had

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

    http://www.ehrea.org/yaqob.php

    Preserved local original · source record b39ff1250469058cb53b4b6f

    SHA-256: 7496156374745b33b1e4af9235d853dddc759331a1ee6f0a130715aabcd53f16

    All source URLs and preserved captures
    • ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ። · refresh-2
      http://www.ehrea.org/yaqob.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/yaqob.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ። · refresh-3
      http://www.ehrea.org/yaqob.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/yaqob.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 39653091ffa213116a3e2b719a19848ad80e051f85c9b92cd9a7114d44b76cad

Alternate titles: ያቆብ ኣፈወርቂ ዝተባህለ ነርወይ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣባላት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተዓፊኑ ምስ ተኣስረ ሃለዋቱ ጠፊኡ።

  • b39ff1250469058cb53b4b6f: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions