Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!

Source excerpt: ኣብ ካይሮ ዝርከብ ቤትጽሕፈት UNHCR ድማ ኣባል መንግስቲ ኤርትራ ከይከውን ትጠራጠረሉ እዋን ከምዝበጻሕና ኣብዚ ኣብ ካይሮ ንነብር ንፈልጥ እካ እንተ ኮንና ኣብ ዓለም ትርከቡ ድማ በዚ ኣጋጣሚ ክትፈልጡልና ንሕብር እዚ መበልየይ ድማ ከምዚ የጋጥም ኣሎ ምስ ዝብሃሉ እቲ ነገር ምስ ኣጋጠመ ክንሓትት ኢና ዚብሉዎ መልሲ ኣሎ።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!

    ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!, ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!. EHREA archive: /library/documents/doc-83c506a777151c3cc98d2bbd/#b-f6cf8ff0e6bafcdac6ee8451. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 922da81a9e84fb855448061a8a918ea0149d2e0cfb6884e526fa28c3c438804b. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!

ሰላም ኢለ ክጅምር ምኽንያቱ እንታይ ደኣ ተሃዊኹ ከይትብሉኒ እየ እምበር ኣነስ ቀልጢፈ ናብቲ ክሕብሮ ዚደለኹ ኪኣቱ ምደለኹ ዘሀውኽ ስለዝኾነ እየ። እሞ አንታይ ኣጋጢሙ ትብሉ ኣለኹም እነሆ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ኣብ ዕለት 29/10/2011 ኣብ ኣስዋን ዚርከቡ እሱራት ኣሕዋቲና መከራ ክረኽቡላ ዝወዓሉ መዓልቲ ስለዚኾነት ኤምባስይ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ምስ ወተሃደራት ግብጺ ብምኻን ን ኤርትራ ኪምለሱ ስለዝኾኑ ፎርም ክመልኡ ከምኡውን ኣብቲ ዚመልኡዎ ፎርም ክፍርሙ ካብ ካይሮ ብዝተልኣከ እድሪስ ዝብሃል ኣባል ኤምባስይ ኤርትራ ኣብ ካይሮ ተነጊሩዎም። እቶም እሱራት ድማ ነቲ ሓሳብ ብኡ ንብኡ ነጺጎሞ በዚ ዝሓረቐ ወኪል ኤምባስይ ድማ ነቶም ወተሃደራት ግብጺ በሉዎም ከይፈተዉ ኪፍሩሙ ኢዮም ብምባል ብበትሪ ኪሰሃሉዎም ዊዒሎም ዚገርም ኤርትራውያን ብኤርትራዊ ሓዎም ንክቕጥቀጡ ተፈሪዱዎም ናይ ራሻይዳ እንዳጎሃናስ ናይዚ ድማ ዘስደምም ዉሳነ ኮነ። እቲ ዝወረደ መከራ ድማ ገሊኦም ዓይኖም ዝተሃስዩ፡ እዝኖም ደም ክሳብ ዘውጽእ ዝተቐጥቐጡ ዳርጋ ዚበዝሑ ብደም ዝጨቀው ኮይኖም ኣለዉ። እቲ ጸገም ድማ በዚ ኣየብቀዐን ማህረምትን ምፍርራህን ሓዊሶም ብሓይሊ ኢዶም እንዳ ሰሓቡ ከም ዘይተማህረ ሰብ ብኣጻብዕቶም ኣብ ቀለም እንዳ ኣለኩ ከፈርምዎም ዊዒሎም። ነዚ ጉድ እዚ ከይወጽእ ህዝቢ ዓለም ከይሰምዖ ምስ ዝኾነ ወገን ከይራኸቡ ተኣጊዶም ይርከቡ።

ነዚ ስዒቡ ድማ ኣዝዮም ዝተሓስዩ ስለዝለውና ሓካይም ኣምጽኡልና ኢሎም ሓቲቶም ኮይኑ ግን ህይወት ሰብ ዘይዓጅቦም ግብጻውያን ገና ኩሉኹም ክሳብ ትፍርሙ ዝኾነ መሰል ኣይትሓቱን ኢኹም ብምባል ምስ ደሞምን ቃንዛኦምን ይሳቐዩ ኣለዉ። እቲ ቤት ማእሰርቲ ሸላተን ዝበሃል ኮይኑ ኣብ ኣስዋን ደቡባዊ ግብጺ ዝርከብ እዩ። እዞም እሱራት ድማ ኣብ ከባቢ ኣስዋን ኣብ ዝተፈላለየ ቤትማእሰርቲ ዝነበሩ ኮይኖም ኣብዚ እዋን’ዚ ግን ኣብ ሓንቲ ቤት ማእሰርቲ ኣኪቦሞም ይርከቡ እዚ ድማ ንጭውያ ክጥዕሞም ሻዕብያ ዝኣለምዎ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ኣብዚ ቤት ማእሰርቲ 160 ኣወዳትን 30 ድማ ደቐንስትዮ ምስ 6 ህጻናት ይርከባ ካብዚኦም ድማ እቶም 118 ብሓይሊ ዝፈረሙዎም እዮም። ነዚ ጉድ ከይቃላዕ ብጽኑዕ ይሕለዉ ከምዘለዉ ድማ ክንሕብር ንፈቱ። እቲ ዘፍርህ ድማ ኣብዛ ሰሙን ክጨውዩዎም እዮም ዝብል ጽንጽንታ ስለዘሎ እቲ ክገብር ዝኽል ሰብ ነዞም ሰብ ካብዚ ዓብይ ዝኾነ ሓደጋ ከድሕኑዎም ኣውያቶምን ጥርዓኖምን ይገልጹ ኣለዉ።እንተ ተመሊሶም ኩሎም ኣብ ሓደጋ ዝወድቁ እካ እንተ ኾኑ ገለ ሰባት ግና ምስዝምለሱ ናይ ህይወት ሓደጋ ከጋጥሞምም ከም ዝኽእል ብኣጋኡ ክፍለጥ ዘለዎ ጉዳይ እዩ።

ኣብ ካይሮ ዝርከብ ቤትጽሕፈት UNHCR ድማ ኣባል መንግስቲ ኤርትራ ከይከውን ትጠራጠረሉ እዋን ከምዝበጻሕና ኣብዚ ኣብ ካይሮ ንነብር ንፈልጥ እካ እንተ ኮንና ኣብ ዓለም ትርከቡ ድማ በዚ ኣጋጣሚ ክትፈልጡልና ንሕብር እዚ መበልየይ ድማ ከምዚ የጋጥም ኣሎ ምስ ዝብሃሉ እቲ ነገር ምስ ኣጋጠመ ክንሓትት ኢና ዚብሉዎ መልሲ ኣሎ። እዚ ድማ ኣብ ዝብጻሕ ምስ በጻሕካ ኣውያት ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን እሞ ኣቐዲምና ነዞም ኣብ ኣስዋን ዘለዉ ኣሕዋትና ካብዚ ኣንጸላልዩዎም ዘሎ ናይ ሞት ሓደጋ ክነድሕኖም ሓደራ ንብል ኣለና።

ነዚ ጉዳይ ተኸታቲለ ኣብ ምንታይ ከም ዝበጸሓ ክጽሕፈልኩም ምኻነይ ክሕብር ዪፈቱ።

ጥዑም ወዲ ካብ ካይሮ ግብጺ 30/10/2011

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!

    http://www.ehrea.org/gbd.php

    Preserved local original · source record 83c506a777151c3cc98d2bbd

    SHA-256: b7c11d2f9ecbbe02974fc73d31ca2d4abf719709d92d34d0786c7f5bf56d4302

    All source URLs and preserved captures
    • ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ! · refresh-2
      http://www.ehrea.org/gbd.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/gbd.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ! · refresh-3
      http://www.ehrea.org/gbd.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/gbd.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 922da81a9e84fb855448061a8a918ea0149d2e0cfb6884e526fa28c3c438804b

Alternate titles: ናብ ኩሉኹም ግዱሳት ኣሕዋት ዓቕሚ ዘለዎኩም ሃየ ሕጂ ርድኡ!

  • 83c506a777151c3cc98d2bbd: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions