Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

Source excerpt: ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

    ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።, ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።. EHREA archive: /library/documents/doc-60595fa1d74dbf78f2b768b8/#b-cc3930996f267ff564b0f04e. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 1dd331bfb98fcaffe3b1eaec3b9259e1f1945a6dd335aa2bdc60af4a756773a4. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

By Aseye Asena On January 26, 2013 · 7 Comments

እቲ ኣብ ደንደስ ውድቀት ዝርከብ፡ ዕድመ ስልጣኑ ብዝኾነ ዋጋ ከናውሕ ሃነፍነፍ ዝብል ዘሎ እኩይ፡ ፈላላዪ፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ድሌትን መንፈስን ዘንጸባርቕ ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ እዋናዊ ጠለባት ዘቕረበ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ምንቅስቓስ፡ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ ሓላፍነት ንዝጸንሑ እስላማዊ እምነት ዘለዎም ሓለፍቲ ብዝያዳ ዒላማ ብምግባር፡ ይኣስር ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

በቲ ዝበጽሓና ሓበሬታ መሰረት ዛጊት እዞም ዝስዕቡ ወገናት ተኣሲሮም ኣለው፡

1 – ሚኒስተር ጸዓትን ማዕድንን፡ ኣቶ ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ (ኣብ ምእዋጅ ናጽነት ባንዴራ ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝሰቐለ ተቓላሳይ)

2- ሓላፊ ውደባዊ ጉዳያት ህግደፍ፡ ኣቶ ዓብደላ ጃብር

3- ሓላፊ ዞባ ደቡብ፡ ኣቶ ምስጦፋ ኑርሑሰን

4- ሓላፊ ኣጋር ክፍለሰራዊት፡ ኮሌኔል ሳልሕ ዑስማን ( ኣብ ግንባር ዓሰብ ብዝፈጸሞ ጅግንነት ብመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዝዝከር ኣዛዚ)

5- ኮለኔል ሑሰን ሳልሕ፡ ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ሓላፊ ወተሃደራዊ ታዕሊም ዝነበረ

6- ኣምባሳደር ኢማራት ነበር፡ ኣቶ ዑስማን መሓመድ ጅምዕ

ከምኡ ‘ውን

7- መራሒ ብርጊድ ከቢድ ብረት፡ ኮለኔል ኣለም መንግስትኣብ (ጉዝዋ)

8- ኣብ መካናይዝድ ኣሃዱ ሓላፊ መዳፍዕ ዝነበረ፡ ኮለኔል ኣብርሃም (ገላዋ)

ነዚ ድሑር፡ ፈላላዪ ስርዓት ኢሳይያስ ንፍሉይ ኣካል ሕብረተሰብና ዒላማ ብምግባር ዝወሰዶ እኩይ ስጉምቲ ብምዅናን ኣሰና ፋውንዴሽን ንህዝቢ ኣብ ዝሃቦ መዘኻኸሪ፡ እዞም በቲ ስሱዕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ ተባዓት ሃገራውያን፡ ኣብ ቃልሲ ይኹን ሓለዋ ልኡላውነት ሃገር፡ ጅግንነቶም ዘመስከሩ፡ ዋላ ኳ ደንጕዩ እንተመጸ፡ በዚ ዝወሰዱዎ ቆራጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ስጉምቲ፡ ንሃገራውነቶም መሊሶም ዝደርዑዎ ምዑታት ጀጋኑ ምዃኖም ገሊጹ።

ብ2001፡ ነቶም ብለውጢ ዝተንቀሳቐሱ፡ ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ ምቕያድ ‘ ውን ከም መሳርሒ “CIA”ን “ወያነን” ከጸልሞም ከምዝተወሳወሶ፡ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነንዝተቓወሞ ደላይ ፍትሒ፡ ብድሑር መመሳመሲታት ህዝቢ ብምድንጋር ናይ ምንጻል ፈተነ ከካይድ ምርኣይ ሓድሽ ኣይኮነን።

ይኹን’ምበር፡ ነቲ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ፡ ህዝብና ቅድሚ ዘበናውያን መንግስታት ምርኣዩ ኣትሒዙ ብሓበን ዝዝክሮ ስኒት ኤርትራውያን ንምዝራግ ዝፈታተን ውዲት ምሂዙ፡ ነቲ ንጹር ሃገራዊ ሕቶ ናብ ሃይማኖታዊ ኣጀንዳ ክጥምዝዞ ምህቃኑ፡ ካብ ዝኾነ ነገር ንላዕሊ ንቕበጸተ-ተስፋኡ ዝገልጽ፡ ብኹሉ ኤርትራዊ፡ ክፍንፈንን ክዅነንን ዘለዎ፡ ናይ “ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ” ኣዕናዊ ውዲት እዩ።

በንጻሩ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንራሻይዳ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ናይ ጭውያን ቅትለትን “ነጻ ዞባ” ብምፍቃድ፡ ዋላ ነቶም “ንትምህርቲ” ኢሉ ናብ ሳዋ ኣገዲዱ ዝወሰዶም ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን መንእሰያት ወለዶ ከይተረፈ ንሸፋቱ ኣሕሊፉ ብምሃብ፡ ህይወት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘህልቕ ዘሎ ሃይማኖት ኣልቦ፡ ኣረሜናዊ ስርዓት ምዃኑ ህዝቢ ኤርትራ ብጋህዲ ኣብ ባይታ ዝርእዮ ዘሎ ኣሰቃቒ ሓቂ እዩ። ስለዚ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ሕብረተሰብና ምትፍናንን ዘይምትእምማንን ፈጢሩ፡ ብዋጋ ሓድነት ህዝብና ዝተጸንቀቐ ዕድመ ስልጣኑ ከናውሕ ኣጉል ፈተነ ዘካይድ ዘሎ ዘይሓላፍነታዊ ስርዓት ኢሳይያስ ህዝብና ፍጹም ዕድል ክወሃቦ የብሉን።

ሃገርና ኤርትራ ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ቅልውላው ኣብ እትርከበሉ ዘላ ተኣፋፊ መድረኽ፡ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ናይ ለውጢ ተበግሶ ከርእዩ ኸለዉ፡ ካብ ኣየናይ ሃይማኖርን ዓሌትን ምዃኖም ዘይኮነ፡ ፍትሓውነት ዕላምኦም ጥራይ እዩ ከገድሰና ዘለዎ። በዚ መንጽር፡ ነዞም እዋናዊ ናይ ዲምክራስያዊ ለውጢ ተበግሶ ዝወሰዱ ሃገራውያን፡ ብሓበን እናደገፍና፡ ንተበግሶኦም ወኒንና ብምቕጻል፡ ኣብ መወዳእትኡ ናይ ምብጽሑ ሃገራዊ ሓላፍነትን ግቡእን ከምዘለና ክንዝክር ይግባእ።

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

    http://www.ehrea.org/lwti.php

    Preserved local original · source record 60595fa1d74dbf78f2b768b8

    SHA-256: b0d710b0f43d974aff1255723bb7da9f1b16757fe08c4f016d4fb06f16ebcb49

    All source URLs and preserved captures
    • ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ። · refresh-3
      http://www.ehrea.org/lwti.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/lwti.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 1dd331bfb98fcaffe3b1eaec3b9259e1f1945a6dd335aa2bdc60af4a756773a4

Alternate titles: ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ ዲሞክራስያዊ ጠለባት ኣልዒሉ ዝተበገሰ ናይ ለውጢ ምንቅስቓስ ሰራዊት ኤርትራ “እስላማዊ ምንቅስቓስ’ዩ” ኢሉ ብምጥቃን፡ እስላማዊ እምነት ኣብ ዘለዎም ሓለፍቲ ኣተኵሩ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

  • 60595fa1d74dbf78f2b768b8: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions