ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ
Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.
Research this document
Cite this document
The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.
The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.
Author not established. ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/ [1] ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ. Original source: http://www.ehrea.org/generalhab.php. Preserved original: /library/originals/b30d70d34386dfbc8ba21224243364f4a4e873e45c5339a7d03a1e43f49e5aa1.bin. SHA-256: b30d70d34386dfbc8ba21224243364f4a4e873e45c5339a7d03a1e43f49e5aa1
Cite a section
Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.
- · ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, · ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-616c56026c7bddb33a76be79. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከም ፓይሎት ኣብራሪ ነፋሪት ውግእ ሚግ 23 ብሙዃን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ስምን ዝናን ዘጥረየ፡ ኣብ ራሻ ኣብ ዝወሰዶ ትምህርቲ ካብ መላእ ኢትዮጵያውያን ብዝላዓለ ነጥቢ ቀዳማይ ብምውጻእ እተመረቐ፡ ከም ሰብ ምንም ነገር ዘይግድሾ ተባዕ፡ ኣስተብሂሉ ዝዛረብ፡ ሰባት ክሃሲ ዘይብገስ ሎዑል ወተሃደራዊ ዲሲፕሊን ዝውንን ምኩር ፓይሎት'ዩ ዝነበረ ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ።
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከም ፓይሎት ኣብራሪ ነፋሪት ውግእ ሚግ 23 ብሙዃን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ስምን ዝናን ዘጥረየ፡ ኣብ ራሻ ኣብ ዝወሰዶ ትምህርቲ ካብ መላእ ኢትዮጵያውያን ብዝላዓለ ነጥቢ ቀዳማይ ብምውጻእ እተመረቐ፡ ከም ሰብ ምንም ነገር ዘይግድሾ ተባዕ፡ ኣስተብሂሉ ዝዛረብ፡ ሰባት ክሃሲ ዘይብገስ ሎዑል ወተሃደራዊ ዲሲፕሊን ዝውንን ምኩር ፓይሎት'ዩ ዝነበረ ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ።. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-82ffbb4170f1c108c88cae38. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- ኣብ ትሕቲ ከምዚ ኩነታት ካኣ'ዩ፡ በቲ ግዜ'ቲ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ጀነራል እምሃ ደስታን፡ ምኒስተር ንግድን ኢንዳስትርን ዝነበረ ሜጀር ጀነራል ፋንታየ በላይን ነቲ ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክልምን ናብ ጀርመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኮሎኔል መንግስቱ ሃ/ማርያም ዕልዋ መንግስቲ ከካይደሉ ዝወሰኑ። እቲ ናይ ዕልዋ መንግስቲ ዕለት፡ ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያም ናይ ምብራቕ ጀርመን ወግዓዊ ናይ ስራሕ መገሻኡ ኣብ ዝዛዝመሉ (10 ግንቦት 1989) ብምንባሩ፡ ጀነራል ፋንታየ በላይ፡ መንግስቱ ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝኣትወሉ ግዜ፡ ናብ ቦሌ መዕልቦ ነፈርቲ ከይዓለበ ኣብ ሰማይ እንከሎ ብነፋሪት ውግእ ተወቒዑ ክካረጅ ወጢኑ ነበረ። ነዚ ክትግብር ዝኽእል ተባዕ ሰብ ሃሰው ብምባል ካኣ መወዳእትኡ ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ነቲ ዕማም ክፍጽም ዝኽእል እንኮ ፓይሎት ብምባል ሮቖሖ። መዓልታት ብሰዓታት፡ ሰዓታት እውን ብደቓይቕ ተተኻኺኡ ናይ ፍጻመ ዜሮ ሰዓት ምስ ኣኸለ ግዳ፡ እታ ንመንግስቱ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ሒዛ ብምንባራ ንከይትህረም ተወሲኑ። በዚ ግዜ ስለ እተበልዐ ካኣ፡ እቲ ዕልዋ መንግስቲ እውን ፈሺሉ ተረፈ። ኤርትራዊ ብርጋዴር ጀነራል ገብረመድህን መድሃኔ (ኣዛዚ ኮር 606 ዝነበረ ኮይኑ፡ ዛጊት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ተኣሲሩ ዝርከብ'ዩ) ብርክት ብዝበላ ኣንተኖቭ ተጠቒሙ ብዙሓት ወተሃደራት ብውራድ ንኹሉ ስርሒታት ኣፍሸሎ። ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያም ምስ ነፋሪቱ ንምሕምሻሽ ኣብ ናይ ቋሕ ሰም ኩነት ዝነበረ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ካኣ፡ ነገራት ከም እተቐያየረ ብኡ ንቡኡ ኣስተብሃለ። ጅግናን ትክን መውጻኢ ነይስእኑ ከም ዝባሃል ካኣ፡ ሃብተጽዮን "ቁም"! እናተባህለ እንከሎ ሚግ 23 ኣልዒሉ ኣንፈቱ ሰሜን ብምቕናዕ ኣብ ከተማ ናቕፋ ወረደ። ብዙሓት ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣኻኺቡ ካኣ፡ ሓይሊ ኣየር ሰውራ ኤርትራ ንምቛም በርቲዑ ሰርሐ። እናበለ ናጽነት ብዘርከበ ካኣ፡ ከም ቀዳማይ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብምዃን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ማዕረ'ቲ ናይ 70 ዓመት ዕድመ ዝነበሮ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከም ዝዳረግ ገበሮ።
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, ኣብ ትሕቲ ከምዚ ኩነታት ካኣ'ዩ፡ በቲ ግዜ'ቲ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ጀነራል እምሃ ደስታን፡ ምኒስተር ንግድን ኢንዳስትርን ዝነበረ ሜጀር ጀነራል ፋንታየ በላይን ነቲ ናይ ኣጽዋር ሓገዝ ክልምን ናብ ጀርመን ኣቕኒዑ ዝነበረ ኮሎኔል መንግስቱ ሃ/ማርያም ዕልዋ መንግስቲ ከካይደሉ ዝወሰኑ። እቲ ናይ ዕልዋ መንግስቲ ዕለት፡ ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያም ናይ ምብራቕ ጀርመን ወግዓዊ ናይ ስራሕ መገሻኡ ኣብ ዝዛዝመሉ (10 ግንቦት 1989) ብምንባሩ፡ ጀነራል ፋንታየ በላይ፡ መንግስቱ ናብ ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝኣትወሉ ግዜ፡ ናብ ቦሌ መዕልቦ ነፈርቲ ከይዓለበ ኣብ ሰማይ እንከሎ ብነፋሪት ውግእ ተወቒዑ ክካረጅ ወጢኑ ነበረ። ነዚ ክትግብር ዝኽእል ተባዕ ሰብ ሃሰው ብምባል ካኣ መወዳእትኡ ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ፡ ነቲ ዕማም ክፍጽም ዝኽእል እንኮ ፓይሎት ብምባል ሮቖሖ። መዓልታት ብሰዓታት፡ ሰዓታት እውን ብደቓይቕ ተተኻኺኡ ናይ ፍጻመ ዜሮ ሰዓት ምስ ኣኸለ ግዳ፡ እታ ንመንግስቱ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ሒዛ ብምንባራ ንከይትህረም ተወሲኑ። በዚ ግዜ ስለ እተበልዐ ካኣ፡ እቲ ዕልዋ መንግስቲ እውን ፈሺሉ ተረፈ። ኤርትራዊ ብርጋዴር ጀነራል ገብረመድህን መድሃኔ (ኣዛዚ ኮር 606 ዝነበረ ኮይኑ፡ ዛጊት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሰምበል ተኣሲሩ ዝርከብ'ዩ) ብርክት ብዝበላ ኣንተኖቭ ተጠቒሙ ብዙሓት ወተሃደራት ብውራድ ንኹሉ ስርሒታት ኣፍሸሎ። ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያም ምስ ነፋሪቱ ንምሕምሻሽ ኣብ ናይ ቋሕ ሰም ኩነት ዝነበረ ጅግና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ካኣ፡ ነገራት ከም እተቐያየረ ብኡ ንቡኡ ኣስተብሃለ። ጅግናን ትክን መውጻኢ ነይስእኑ ከም ዝባሃል ካኣ፡ ሃብተጽዮን "ቁም"! እናተባህለ እንከሎ ሚግ 23 ኣልዒሉ ኣንፈቱ ሰሜን ብምቕናዕ ኣብ ከተማ ናቕፋ ወረደ። ብዙሓት ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣኻኺቡ ካኣ፡ ሓይሊ ኣየር ሰውራ ኤርትራ ንምቛም በርቲዑ ሰርሐ። እናበለ ናጽነት ብዘርከበ ካኣ፡ ከም ቀዳማይ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብምዃን ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ማዕረ'ቲ ናይ 70 ዓመት ዕድመ ዝነበሮ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከም ዝዳረግ ገበሮ።. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-2ca7fa5c8a579229bce0fcb0. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- ኮማንደር ብኸምዚ ዝስዕብ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ኣብ ዝነበረሉ ህሞት ካኣ ኢዩ፡ ዶባዊ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ግንቦት 1998 ዝፈለመ። ኲናት ገና ከይረሰነ እንከሎ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት መሳርሕቱ ዝነበረ ኮሎኔል በዛበህ ጴጥሮስ ካኣ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምጥሓስ ንመዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ኣስመራ ደብዲቡ ክምለስ ኣብ ዝፈተነሉ ንኻልኣይ ግዚኡ ተወቒዑ ወደቐ እሞ፡ ኣብ ከባቢ ዓዛይሃ (ምብራቕ ካብ ዓዲ ሳህላይ) ወዲቑ ተማረኸ። ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ኣብ መንጉዳ ብዓይነይ እውን ብዝራእኹዋ ጻዕዳ ፒክ ኣፕ ተጠቒሙ ናብቲ በዛበህ ዝወደቐሉ ቦታ ብምኻድ ሒዙዎ መጸ እሞ፡ ኮማንደር ኩነታት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከብርሃሉ ተወከሶ። በዛበህ ድማ "ስምዓኒ ሃብተጽዮን፡ ንስኻ ሰባኣይ ምዃንካ ይፈልጥ ኢየ! ሕጂ ሕጂ መቐለ 9 ነፈርቲ ውግእን 3 መጓዓዝያ ነፈርትን ለም ኢለን ኣሎዋ! ያላ ከይድካ ሓሙኽሽቲ ቀይረን! በሎ።
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, ኮማንደር ብኸምዚ ዝስዕብ ኣብ ጽዑቕ ስራሕ ኣብ ዝነበረሉ ህሞት ካኣ ኢዩ፡ ዶባዊ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ግንቦት 1998 ዝፈለመ። ኲናት ገና ከይረሰነ እንከሎ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት መሳርሕቱ ዝነበረ ኮሎኔል በዛበህ ጴጥሮስ ካኣ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምጥሓስ ንመዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ኣስመራ ደብዲቡ ክምለስ ኣብ ዝፈተነሉ ንኻልኣይ ግዚኡ ተወቒዑ ወደቐ እሞ፡ ኣብ ከባቢ ዓዛይሃ (ምብራቕ ካብ ዓዲ ሳህላይ) ወዲቑ ተማረኸ። ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ኣብ መንጉዳ ብዓይነይ እውን ብዝራእኹዋ ጻዕዳ ፒክ ኣፕ ተጠቒሙ ናብቲ በዛበህ ዝወደቐሉ ቦታ ብምኻድ ሒዙዎ መጸ እሞ፡ ኮማንደር ኩነታት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ከብርሃሉ ተወከሶ። በዛበህ ድማ "ስምዓኒ ሃብተጽዮን፡ ንስኻ ሰባኣይ ምዃንካ ይፈልጥ ኢየ! ሕጂ ሕጂ መቐለ 9 ነፈርቲ ውግእን 3 መጓዓዝያ ነፈርትን ለም ኢለን ኣሎዋ! ያላ ከይድካ ሓሙኽሽቲ ቀይረን! በሎ።. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-fe313c8758ce63305b46e457. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- ኣሻቡ ሚግ 29 ብምልዓል ካኣ፡ ጅግና ጀነራል ሃብተጽዮን ኣንፈቱ ብዞባ ደቡብ ኣቢሉ ናብ ከተማ መቐለ ኣምረሐ። ብድምሩ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ናብ ሓሙኽሽቲ ብምቕያር ካኣ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኢድ ኣትሓዞ። በቲ ናይ ኮማንደር ኣደንጻዊ ፍጻመ፡ ናይ ሽዑ ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ነበር ዊልያም ጀፈርሰን ክሊንተን ካኣ፡ ነቲ ኲናት ደው ካብ ምባል ሓሊፉ፡ ክልቲአን ሃገራት ብኣየር ናይ ዘይምጥቕቓዕ ውዕላት Moraterium Agreement ንክፍርማ ኣገዲዱ።
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, ኣሻቡ ሚግ 29 ብምልዓል ካኣ፡ ጅግና ጀነራል ሃብተጽዮን ኣንፈቱ ብዞባ ደቡብ ኣቢሉ ናብ ከተማ መቐለ ኣምረሐ። ብድምሩ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ነፈርቲ ውግእ ናብ ሓሙኽሽቲ ብምቕያር ካኣ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኢድ ኣትሓዞ። በቲ ናይ ኮማንደር ኣደንጻዊ ፍጻመ፡ ናይ ሽዑ ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ነበር ዊልያም ጀፈርሰን ክሊንተን ካኣ፡ ነቲ ኲናት ደው ካብ ምባል ሓሊፉ፡ ክልቲአን ሃገራት ብኣየር ናይ ዘይምጥቕቓዕ ውዕላት Moraterium Agreement ንክፍርማ ኣገዲዱ።. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-3bc82496e907efd557b37768. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- ብድሕሪኡ ኣብ ዝሰዓበ ምሉእ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ እውን እንተኾነ ሃብተጽዮን፡ ቃፍላይ ሰራዊት ወያነ ምስ መካይኖም ኣብ ምሕምሻሽ ልዑል እጃም ዘበርከተ ሕሉፍ ሃገራዊ ኢዩ። ኣብ ጎኘ ዝሓረራ ከባቢ 40 ኦራላት ጸላኢ ካኣ ሒደት ካብቲ ብዙሕ ቅያታቱ ምዝካር ይካኣል።
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, ብድሕሪኡ ኣብ ዝሰዓበ ምሉእ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ እውን እንተኾነ ሃብተጽዮን፡ ቃፍላይ ሰራዊት ወያነ ምስ መካይኖም ኣብ ምሕምሻሽ ልዑል እጃም ዘበርከተ ሕሉፍ ሃገራዊ ኢዩ። ኣብ ጎኘ ዝሓረራ ከባቢ 40 ኦራላት ጸላኢ ካኣ ሒደት ካብቲ ብዙሕ ቅያታቱ ምዝካር ይካኣል።. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-0ce1c75ce62fe96bf602039f. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- እዚ ኹሉ ዕዮታት ዝዓየየ ጅግና ኣቦና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ግዳ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብምዃኑ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኮፍ ኢሉ ፓይሎታት ብምእዛዝ ጥራሕ ኣብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ሱታፌኡ መረጋገጸ ነይሩ። እዚ ይኹን እምበር፡ ኮማንደር፡ እቶም ኣብቲ ኲናት ዝሳተፉ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን መሳርሕቱ ብምንባሮም፡ ድማ ኻኣ በዛውሮኦም'ውን ስለ ዝፈልጦም፡ እቶም ኣስጋእቲ'ዮም ኢሉ ዝኣምነሎም፡ ምኩራት ፓይሎታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጹሉ ኣጋጣሚ፡ ባዕሉ ነፋሪቱ ኣልዒሉ የጓዪዮም ምንባሩ'ዮም ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዝገልጹ። ኣብ 2ይ ወራር ኣብ ባድመ ካፒተን ዮናስ ብ4 ነፈርቲ ኢትዮጵያ ምስ ተኸበ ንኣብነት፡ ኮማንደር ዮናስ ካብ ከበባ ንምውጻእ ዘራኣዮ ኩሉ ዓይነት ምክልኻል ካብ ተዘኩሮ ኣባላት ሓይሊ ኣየርና ዘይሃሰሰ ናይ ትማሊ ተዘኩሮ ኢዩ።
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, እዚ ኹሉ ዕዮታት ዝዓየየ ጅግና ኣቦና ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ግዳ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብምዃኑ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኮፍ ኢሉ ፓይሎታት ብምእዛዝ ጥራሕ ኣብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ሱታፌኡ መረጋገጸ ነይሩ። እዚ ይኹን እምበር፡ ኮማንደር፡ እቶም ኣብቲ ኲናት ዝሳተፉ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን መሳርሕቱ ብምንባሮም፡ ድማ ኻኣ በዛውሮኦም'ውን ስለ ዝፈልጦም፡ እቶም ኣስጋእቲ'ዮም ኢሉ ዝኣምነሎም፡ ምኩራት ፓይሎታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጹሉ ኣጋጣሚ፡ ባዕሉ ነፋሪቱ ኣልዒሉ የጓዪዮም ምንባሩ'ዮም ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዝገልጹ። ኣብ 2ይ ወራር ኣብ ባድመ ካፒተን ዮናስ ብ4 ነፈርቲ ኢትዮጵያ ምስ ተኸበ ንኣብነት፡ ኮማንደር ዮናስ ካብ ከበባ ንምውጻእ ዘራኣዮ ኩሉ ዓይነት ምክልኻል ካብ ተዘኩሮ ኣባላት ሓይሊ ኣየርና ዘይሃሰሰ ናይ ትማሊ ተዘኩሮ ኢዩ።. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-92c70d7ed1b0a38cc3c9cee8. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
- ካፒተን ዮናስ ኣብቲ ግጥም ስለ ህዝቡን ሪሙን ኣብ ሰማያት ኤርትራ ክሓልፍ እንከሎ፡ ኮማንደር መታኾሲ ቡንባታት ወዲኡ ክንሱ፡ ንቕድሚትን ድሕሪትን እናተገላበጠ፡ ሚሳይላት ጸላኢ ብምስሓት ንስክላ ክድሕን ዝኻኣለ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ። ስለ ህዝብን ሃገርን ትንፋሱ ኣብ ኢዱ ጨቢጡ፡ ካብዚ ኹሉ መዓት ወጽዩ ግዳ ሎሚ ልዕሊ 15 ዓመታት ብዘይ ሕግን ፍርድን ኣብ ጉድጓድ ሰፊሩ ይርከብ ። ምንጪ #mewal mhansho
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ, ካፒተን ዮናስ ኣብቲ ግጥም ስለ ህዝቡን ሪሙን ኣብ ሰማያት ኤርትራ ክሓልፍ እንከሎ፡ ኮማንደር መታኾሲ ቡንባታት ወዲኡ ክንሱ፡ ንቕድሚትን ድሕሪትን እናተገላበጠ፡ ሚሳይላት ጸላኢ ብምስሓት ንስክላ ክድሕን ዝኻኣለ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ። ስለ ህዝብን ሃገርን ትንፋሱ ኣብ ኢዱ ጨቢጡ፡ ካብዚ ኹሉ መዓት ወጽዩ ግዳ ሎሚ ልዕሊ 15 ዓመታት ብዘይ ሕግን ፍርድን ኣብ ጉድጓድ ሰፊሩ ይርከብ ። ምንጪ #mewal mhansho. EHREA archive: /library/documents/doc-3a409b9e74c4ec82be8c6b8f/#b-95b4e2b1bc48ec6c59f9982a. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.
Compare with original
Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.
Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.
Report a problem
This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.
Document version and correction history
Current reader content signature: fa8bcdfeafb6e88503998c2ff3699938c1a5ecb457925fd96c55e975c8005888. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.
No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.
A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.
Title, language and source notes
Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.
Sources
These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.
ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ
http://www.ehrea.org/generalhab.php
Preserved local original · source record
3a409b9e74c4ec82be8c6b8fSHA-256:
b30d70d34386dfbc8ba21224243364f4a4e873e45c5339a7d03a1e43f49e5aa1All source URLs and preserved captures
- http://www.ehrea.org/generalhab.php
- http://ehrea.org/generalhab.php
- http://ehrea.org/generalhab.php.html
- http://www.ehrea.org/generalhab.php.html
- https://ehrea.org/generalhab.php
- https://ehrea.org/generalhab.php.html
- https://www.ehrea.org/generalhab.php
- https://www.ehrea.org/generalhab.php.html
- ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ · refresh-3
http://www.ehrea.org/generalhab.php
Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/generalhab.php.html
Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision
Full-content signature: fa8bcdfeafb6e88503998c2ff3699938c1a5ecb457925fd96c55e975c8005888
Alternate titles: ኮማንደር ሃብተጽዮን ሓድጉ
- 3a409b9e74c4ec82be8c6b8f: retained: distinct complete document. 2 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.