Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

Source excerpt: ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Cite a section

Section links use existing reader headings. The sources describe the whole document; paragraph attribution is not established. Add this archive’s address when sharing its local paths.

  1. ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

    ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።, ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።. EHREA archive: /library/documents/doc-188d5346900302ec8ad16f0b/#b-2806d072a05d125ca8c1b110. Document-level sources apply; paragraph attribution is not established.

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 84dd1c5e5670273b30b03c7c123e0b2fc0b07f9ba9f5ca532bdd275168297963. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

http://erigazette.org/?p=4019

Oct 052012

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 01/10/2012 ኣብ ዝጀመረ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከም ቀዳማይ ኣጀንዳ ሰሪዑ ዝረኣዮ ጉዳይ ብዛዕባ ብዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፡ ንባሕቲ መስከረም 2012 ኣመልኪቱ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡ ዕምቆት ብምርኣይ እዚ ከኣ፡ ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋኣቲ ይኹን ክሳብ ሕጂ ኣብ ምምካት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝኸፈሎ ዘሎ መስዋእትን፡ዝትንክፍን ዘናሹን፡ ንኩሉ ፖለቲካውን ማሕበራውን ኣከዋውና ህዝቢ ኤርትራ ዘናኣእስን ስለዝኾነ ነዚ ብዲምሓኩኤ ዝወጸ መግለጺ ብኩሎም ፖለቲካውን ማሕበራውን ኣካላት ህዝቢ ኤርትራ ዝኹንኑመግለጽታትን ጽሑፋትን ብምውጻእ ንጀማሪ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ጀግና ስዉእ ሓሚድ እድሪስ ዓዋተ ምትንካፍን ምንሻውን ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ዘይምኹኑይ እኩይ ተግባርምዃኑ ብምርግጋጽ ንኩሉ ቃልስታት ህዝቢ ኤርትራን ብ24 ግንቦት 1993 ብውጽኢት ብረታዊ ቃልሲ ንዝተረጋገጸ ሃገራዊ ናጽነት ዝትንክፍ ብምዃኑ ኣስሚረምሉ። ስለዚ ዲምሓኩኤ ብዝወሰዶ ዘይሓላፍነታዊ መርገጺ’ዚ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ሓይልታት ታሪኻዊ ሓላፍነቶም ክወስዱ ግድን ይኸውን።

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብ ፖለቲካውን ስርዒታውን ሓላፍነቱ ብምብጋስ ዲምሓኩኤ ንህዝቢ ኤርትራ ብጽሑፍ ይቕሬታ ከቕርብ ተሓቲቱ። ይኹን ደኣምበርኣብ መርገጺኡ ጸኒዑ ብምርካቡ ኩሎም ኣባላት ኪዳን እንኮላይ ዲምሓኩኤ ዝተሰማምዕሉ ሰነዳት፡ነዚ ብምግሃሱ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኣብ ልዕሊ ዲምሓኩኤ ፖለቲካዊ ቻርተርን ቅዋምን ኤዲኪ ከተግብር ይግደድ።

በዚ መሰረት፡-ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ቻርተር ኤ.ዲ.ኪ ሰፊሩ ዘሎ ትሕዝቶ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ፡ ሓፈሻዊ መትከላት ዝብል ኣብ ቁ (2) ”ብጅግንነታዊ ሃገራዊ ተጋድሎ ዝሰረጸ ሃገራዊ ሓድነት ምዕቃብን ምዕዛዝን”፡ ኣብ ቅዋም ኤ.ዲ.ኪ ሰፊሩ ዘሎ ትሕዝቶ ኣብ ዓንቀጽ 4ተ ንኡስ ዓንቕጽ (ለ) ግቡኣት ኣባልነት ዝብል ኣብ ቁ (7) ”ምስ ዕላማታትን መትከላትን ኪዳንኣብ ዝጻረር፡ ወይ ንኪዳን፡ ወይ’ውን ንዝኾነ ኣባሉ ዝኾነ ውድብ ጉድኣት ኣብ ዘኸትል ምንቅስቓስዘይምስታፍ”። ከምኡ’ውን ኣብ ፖለቲካዊ ቻርተርን ቅዋምን ኤዲኪ ኣብ ዓንቕጽ 2ተ ዕላምታት ዝብል ቁ (2) ” ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምስራጽን ምሕላውን፡ ንሓባራዊ ሰላማዊ መነባብሮ ጥዑይ ሃዋሁ ንምፍጣርን ምዕያይ”። ብተወሳኺ ኣብ ቅዋም ኤዲኪ 4ይ ዓንቀጽ፡ ኩነት ኣባልነት፡ ኣብ “መ”ምድስካል ቀዋሚ ኣባልነት ኣብ ዝብል “ኣባልነት ናይ ዝኾነ ውድብ፡ ወይ ሰልፊ ኪዳን፡ ጉዳዩ ኣብ ማእከላይ መሪሕነት ክሳብ ዝቐርብ፡ በዚ ዝስዕብ ምኽንያታት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ከደስክሎ ይኽእል፡- (1) ፖለቲካዊ ቻርተርን ቅዋምን ዝግህስ ተግባራት ምስ ዝፍጽም።”

ካብዚ ብምብጋስ ከኣ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ ብዕለት 2 ጥቅምቲ 2012 ኣብ ዘካየዶ ኣኼባኡ ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

ኣብ መደምደምታ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ ብሰንኪ መሪሕነት ዲምሓኩኤ ንዝተወሰደ መርገጺ መትከላዊ መርገጺና ኣብ ህዝቢ ኩናማ ጽኑዕ ምዃኑ እናገለጽና፡ ህዝቢ ኩናማ ከም ሓደ ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ መጠን ኣካል ዝሓለፈን ዘሎን ኤርትራዊ ሃገራዊ ዕዮታት ምዃኑነረጋግጽ።

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 02 ጥቅምቲ 2012

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

    http://www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php

    Preserved local original · source record 188d5346900302ec8ad16f0b

    SHA-256: a59f4b3907fcb30f4eaac5ce1b335652ec6a82e8848e803a2c3c303964ba9433

    All source URLs and preserved captures
    • ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ። · earlier-capture
      http://www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php
      Local original
      Same bytes as extracted source
    • ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ። · provisional-1
      http://www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php
      Local original · mirror/provided/www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ። · refresh-2
      http://www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php
      Local original · mirror/generations/refresh-2/provided/www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php.html
      Same bytes as extracted source
    • ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ። · refresh-3
      http://www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php
      Local original · mirror/generations/refresh-3/provided/www.ehrea.org/qerneliosfrozen.php.html
      Same bytes as extracted source
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 84dd1c5e5670273b30b03c7c123e0b2fc0b07f9ba9f5ca532bdd275168297963

Alternate titles: ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ …ኣባልነት ዲምሓኩኤ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት መደምደምታ ክሳብ ዝግበረሉ ደስኪሉ ክጸንሕ ወሲኑ።

  • 188d5346900302ec8ad16f0b: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions