HTML · ትግርኛ
Archived reference: “three major factions”
Descriptive archival label; editorial title review pending.
- Captured
- 2026-10-30T16:54:03.337513+00:00
- Source status
- captured · HTTP 200
Original source ↗http://www.ehrea.org/3d.php
Read in the document library →
አብ ከባቢ1983 ጀብሃ ናብ ሰልስተ ትምቀል። ጉጀለ ራሳይ (ናይ ሎሚ ተዳሙን) ሰውራዊ ባይቶ፡(ናይ ሎሚ አብ ሰዲህኤ ዝአተዉ) ሳግም (ናይ ሎሚ አ/ወ ኪዳን ተወልደ ገብረስላሴ ዝመርሖም) ፡ ተባሂሎም ከአ ተጸውዑ። ሳግም ምስ ህግ ስምምዕ ብምግባር ንሜዳ ይአቱ፤ አብ ሓድሕዶም ምስምማዕ ይስአን፤ በዓል ቶቲል፡ ዘምህረት፡ ስውእ ብርሃነ ሃይለ፡ አብርሃለይ ፡ ገበሬ..ዘለዎም ናብ ህግ ይኸዱ፡፡ እዚ ሕጂ አቦ ወንበር ኪዳን ዘሎ፡ ተወልደ ገብረስላሴ ዝመርሖም ክፋል ሳግም፡ ምስ ወያነ ስምምዕ ብምግባር አብ ከባቢ1983-1984 ናብ ትግራይ ይሶልኩ። ሰውራዊ ባይቶ አብ ሱዳን ይንቀሳቐሱ፡ ብኽሲ አንዳ ዓብደላ ኸአ ብዙሓት ካድራቶም ብመንግስቲ ሱዳን ይእሰሩ። እንዳ ዓብደላ፡ ደቂ ከበሳ ዘይብላ ጽርይቲ ጀብሃ ፈጢርና ኢሎም አምባሕ በሉ። ንይምሰል ግን፡ ነዞም ተዳሙን ክምስርቱ ኸለዊ ዝሰጎጉዎምን ከምኡ እውን ስዉእ ወልደ-ዳዊት፡ ተስፋይ ገብረመደህን ይሳቕን ካልኦትን ሒዞም ገጾም ማስከራ ኽገብርሉ ፈተኑ። መስዋእቲ ወልደ-ዳዊትን ካልኦትን ይስዕብ። ቅንጸላ ወልደ-ዳዊት፡ ምስ ኩነታት ናይቲ አብ ራሳይ ዝተቐትለ ጦፉ ዘተአሳሳርዎ አይሰአኑን። እወ። እቲ ጦፍ ናይ ወልደ ዳዊት፡ ካብ ራሳይ ክሃደም ተረኺቡ ተባሂሉ፡ ብጥይት ተዅሲ ከይስማዕ ብእምኒ ጨፍጪፎም ዝቐተልዎ እዩ ኢሎም አብ ራሳይ የዕልሉ ከም ዝነበሩ ይጽወ። ስዉእ ወልደ-ዳዊት በዚ ጉዳይ ጉህዩ ከም ዝነበረ አውን ይዕለል እዩ። እዚ ኹሉ ኣብ ራሳይ። ዘተሓትት ነገር ዘለዎ ይመስል። አብ ጊዚኡ።
ኣሕመድ ናስር ምስ ሰውራዊ ባይቶ ይውግን። መራሒ ሰውራዊ ባይቶ ኰይኑ ኸአ ንነዊሕ ይጸንሕ። ድሕሪ ስደት፡ ንቑሩብ ጊዜ ካብ ቃልሲ የዕርፍ። ጸኒሑ ናብ ቃልሲ ይምለሰ። ደጊሙ ኸአ አቦ ወንበር ሰውራዊ ባይቶ ይኸውን። ድሕሪ 5ይ ጉባኤ ሰውራዊ ባይቶ፡ ሰውራዊ ባይቶ ይፍንጨል። ኣሕመድናስር ምስ’ታ ደሓር ተ.ሓ.ኤ. ሃገራዊ ገባኤ ተባሂላ ዝተሰምየት ክፋል ሰውራዊ ባይቶ ይውግን። ተ.ሓ.ኤ ሃገራዊ ባይቶ ውድቡ ኣፍሪሱ አካል ናይቲ ዝሰመረ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ይኸውን። አብዚ ቀረባ ጊዜ፡ እቶም ብብርሃነ ሃንጀማን ዓብደላ ሱለማንን ዝመርሑ ዝነበሩ አካላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ እንተ ብኸፊል አንተ ብምልአቶም ካብ ድሕነት ግንባር ይፍለዩ እሞ ብተግባር ግንባር ድሕነት በቶም መሪሕነትን አባላትን ተ.ሓ.ኤ ሃገራዊ ግንባር ዝቐመት ኰነት። ከም ኣቦ ወንበራ ኸአ ኣሕመድ ናሰር ተመርጸ። ኣሕመድ ናስር፡ ካብ 75 ኣተሒዙ፡ ኣቦ ወንበርነት ከይተፍልዮ፡ ሎሚ ንድሕነት ግንባር ከም ኣ/ወ ክመርሕ ይርከብ።
Source ጥልመት መራሕትን ካድራትን ጀብሃ
Shared passages in the archive
These passages also occur in other preserved documents. Each link keeps its own source, language and context.
Read passage and 1 other preserved context
አብ ከባቢ1983 ጀብሃ ናብ ሰልስተ ትምቀል። ጉጀለ ራሳይ (ናይ ሎሚ ተዳሙን) ሰውራዊ ባይቶ፡(ናይ ሎሚ አብ ሰዲህኤ ዝአተዉ) ሳግም (ናይ ሎሚ አ/ወ ኪዳን ተወልደ ገብረስላሴ ዝመርሖም) ፡ ተባሂሎም ከአ ተጸውዑ። ሳግም ምስ ህግ ስምምዕ ብምግባር ንሜዳ ይአቱ፤ አብ ሓድሕዶም ምስምማዕ ይስአን፤ በዓል ቶቲል፡ ዘምህረት፡ ስውእ ብርሃነ ሃይለ፡ አብርሃለይ ፡ ገበሬ..ዘለዎም ናብ ህግ ይኸዱ፡፡ እዚ ሕጂ አቦ ወንበር ኪዳን ዘሎ፡ ተወልደ ገብረስላሴ ዝመርሖም ክፋል ሳግም፡ ምስ ወያነ ስምምዕ ብምግባር አብ ከባቢ1983-1984 ናብ ትግራይ ይሶልኩ። ሰውራዊ ባይቶ አብ ሱዳን ይንቀሳቐሱ፡ ብኽሲ አንዳ ዓብደላ ኸአ ብዙሓት ካድራቶም ብመንግስቲ ሱዳን ይእሰሩ። እንዳ ዓብደላ፡ ደቂ ከበሳ ዘይብላ ጽርይቲ ጀብሃ ፈጢርና ኢሎም አምባሕ በሉ። ንይምሰል ግን፡ ነዞም ተዳሙን ክምስርቱ ኸለዊ ዝሰጎጉዎምን ከምኡ እውን ስዉእ ወልደ-ዳዊት፡ ተስፋይ ገብረመደህን ይሳቕን ካልኦትን ሒዞም ገጾም ማስከራ ኽገብርሉ ፈተኑ። መስዋእቲ ወልደ-ዳዊትን ካልኦትን ይስዕብ። ቅንጸላ ወልደ-ዳዊት፡ ምስ ኩነታት ናይቲ አብ ራሳይ ዝተቐትለ ጦፉ ዘተአሳሳርዎ አይሰአኑን። እወ። እቲ ጦፍ ናይ ወልደ ዳዊት፡ ካብ ራሳይ ክሃደም ተረኺቡ ተባሂሉ፡ ብጥይት ተዅሲ ከይስማዕ ብእምኒ ጨፍጪፎም ዝቐተልዎ እዩ ኢሎም አብ ራሳይ የዕልሉ ከም ዝነበሩ ይጽወ። ስዉእ ወልደ-ዳዊት በዚ ጉዳይ ጉህዩ ከም ዝነበረ አውን ይዕለል እዩ። እዚ ኹሉ ኣብ ራሳይ። ዘተሓትት ነገር ዘለዎ ይመስል። አብ ጊዚኡ።
This document
- ጥልመት መራሕትን ካድራትን ጀብሃትግርኛ · b-92c97f1c29c2190d489b5ab5
Passage provenance
Record ID: ff9170a777c2862156741024
Original source: http://www.ehrea.org/tel.htm
Original SHA-256: 13298ad1e636d587d536b174dbb6e9958925f6aaf5ab8c66282d0e6df9c09c64
Read passage and 1 other preserved context
ኣሕመድ ናስር ምስ ሰውራዊ ባይቶ ይውግን። መራሒ ሰውራዊ ባይቶ ኰይኑ ኸአ ንነዊሕ ይጸንሕ። ድሕሪ ስደት፡ ንቑሩብ ጊዜ ካብ ቃልሲ የዕርፍ። ጸኒሑ ናብ ቃልሲ ይምለሰ። ደጊሙ ኸአ አቦ ወንበር ሰውራዊ ባይቶ ይኸውን። ድሕሪ 5ይ ጉባኤ ሰውራዊ ባይቶ፡ ሰውራዊ ባይቶ ይፍንጨል። ኣሕመድናስር ምስ’ታ ደሓር ተ.ሓ.ኤ. ሃገራዊ ገባኤ ተባሂላ ዝተሰምየት ክፋል ሰውራዊ ባይቶ ይውግን። ተ.ሓ.ኤ ሃገራዊ ባይቶ ውድቡ ኣፍሪሱ አካል ናይቲ ዝሰመረ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ይኸውን። አብዚ ቀረባ ጊዜ፡ እቶም ብብርሃነ ሃንጀማን ዓብደላ ሱለማንን ዝመርሑ ዝነበሩ አካላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ እንተ ብኸፊል አንተ ብምልአቶም ካብ ድሕነት ግንባር ይፍለዩ እሞ ብተግባር ግንባር ድሕነት በቶም መሪሕነትን አባላትን ተ.ሓ.ኤ ሃገራዊ ግንባር ዝቐመት ኰነት። ከም ኣቦ ወንበራ ኸአ ኣሕመድ ናሰር ተመርጸ። ኣሕመድ ናስር፡ ካብ 75 ኣተሒዙ፡ ኣቦ ወንበርነት ከይተፍልዮ፡ ሎሚ ንድሕነት ግንባር ከም ኣ/ወ ክመርሕ ይርከብ።
This document
- ጥልመት መራሕትን ካድራትን ጀብሃትግርኛ · b-edf09b2b0f0998d45f3ab063