Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML English / ትግርኛ

ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 'ሞይቶም' ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ።

Captured
Not recorded
Source status
captured · Local file exists; original HTTP status unknown
Original source ↗

http://www.ehrea.org/mas.php

Read in the document library →

me [External image reference] ትግርኛ [External image reference] ዜና [External image reference] ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 'ሞይቶም' ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ።

ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 'ሞይቶም' ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ።

Friday, 21 August 2009 01:08

Print PDF

[External image reference]

ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 'ሞይቶም' ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ።

እቶም ካብ ሞት ዝደሓኑ ኤርትራውያን ከምዝዝሓበሩዎ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ (ቅድሚ 20 መዓልቲ) ካብ ሊብያ ናብ ኢጣልያ ንምስጋር 80 ኤርትራውያን ኣብ ጃልባ ከምዝተሳፈሩ ንጋዜጠኛታት ሓቢሮም። እቶም ኣብ ጣቓ ሞት ቀሪቦም ኢጣልያ ዝበጽሑ ግን ሓሙሽተ ጥራይ እዮም። ሓደ ካብቶም ኣብ ምድሓኖም ዝተሳተፉ ሰራሕተኛ ናይ ገበርቲ ሰናይ፡ እታ ዝደሃነት ጓልኣንስተይቲ፡ "ናብ ኣስከሬን ተለዊጣ፡ ኣዒንታ ንሂሉ፡ መልኣከሞት" ትመስል ከምዝጸንሓቶ ገሊጹ። ኣብ ኢጣልያ ዝመደበራ ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮምሽን ስደተኛታት ሎራ ቦልድሪኒ ነቲ ትራጀዲ ኣመልኪታ ኣብ ዝሃበቶ ቓል " እዞም ሰባት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ክንድዚ መዓልታት ጸኒሖም ቀልጢፎም ረዲኤት ክረኽቡ ዘይምኽኣሎም ዘሰምብድ እዩ" ክትብል ጓሂኣ ገሊጻ። እቶም ብባሕሪ ተሳጊሮም ናብ ኢጣልያ ዝኣትዉ ዘለዉ ኤርትራውያን ካብ ናይ ዓዶም ሓደጋ ሃዲሞም ዑቕባ ዝሓቱ ስደተኛታት ምዃኖም ድማ ገሊጻ።

ትግርኛ

[External image reference]ዜና

[External image reference]ቃል ኣሰና

[External image reference]ኣተኵሮ

[External image reference]ህይወት

[External image reference]ኣብነት

[External image reference]ናዕታ

[External image reference]ዕቡሳት ጋዜጠኛታት

[External image reference]ደብዳቤታት

[External image reference]ዋዛን ኣዋዘን

[External image reference]ኪዳን ምስ መን?

[External image reference]ሰነዳት

ADVERTISEMENT

www.assenna.com Voice of Asena Fund Raising!

www.geezsoft.com geez word 7.1.0 is compatible with MS Office, including Adobe Illustrator, Photoshop, InDesign and more.

Shared passages in the archive

These passages also occur in other preserved documents. Each link keeps its own source, language and context.

Read passage and 2 other preserved contexts
www.geezsoft.com geez word 7.1.0 is compatible with MS Office, including Adobe Illustrator, Photoshop, InDesign and more.

This document

External references

Links to other sites. Their content is not part of this local archive.