Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

(5) ንጀብሃ ካብ ገበን ሓራ ምግባር

Editorial display title, based on preserved source evidence. Original titles are listed in Sources.

Title review remains pending.

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation uses the editorial display title. Preserved source titles appear below. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 004b4a37e7a25ae1bc6ad331272a60e44053e8695686752b2fb8aaaa96e2dd4e. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

(5) ንጀብሃ ካብ ገበን ሓራ ምግባር ንብዘሓት ጀብሃዊ ዴሕረ-ባይታ ዗ለዎም ተቓወምቲ፡ ኣብ መንጎ ሻዕብያ ንዜኽሰት ቅልውላው፡ ንመሓዯሲ ሽም ጀብሃን ኣተሓታቲ ታሪኽ ዗ለዎም ተጋዯልታ-ነበርን እዮም ከም መሳርሒ ዜጥቀምሉ፥ ነዙ ንምፍጻም ዴማ ምሉእ ግዛኦምን ዓቕሞም የወፍዩ። እዙ 11 ንገዚእ-ርእሱ ግን ካብቲ ህግዯፋዊያን ንሻዕብያ ኣብ ምክልካል ዗ርእይዎ ምስሉይነት ንላዕሊ እዩ። እቲ ምነታይሲ፡ ቲፎዝ ጀብሃ፡ በቲ ሓዯ ንኹሎም ሻዕብያ ዜፈጸሞም ግፍዒታት ክንዜክሮ ይዯልዩና፥ ስእሊ ጀብሃ ንኽዴወን ዗ኸተሉ ረቛሒታት ክንዜክሮም ግን ዗ይፈቕደ ምዃኖም እዩ። እቲ ሓቂ ግን ጀብሃ ኣብ ምሉእ ታሪኹ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓበይቲ ጸገማት ተቐርቒሩ ዜሓለፈ ውዴብ ከምዜኾነ እዩ። ዋላ’ኳ ኣብ ኩሎም እቶም ዴኽመታቱ ምስ ዴኽመታት ሻዕቢያ ተመሳሳልነት እንተሃለዎ፥ ንጸላኢ ናይ ምግጣም ዓቕሙ ግን ኣዜዩ ዴሩት እዩ፥ ምስ ዓቕሚ ሻዕቢያ ዜወዲዯር ኸኣ ኣይኮነን። ግና’ኸ፡ እቲ ንጀብሃ ብልክዕ ዜገልጾስ፡ እቲ ጉጅለኣዊ ባህርያቱ እዩ። ብመሰረቱ እዙ ውዴብ፡ ዓሌታውን ሃይማኖታውን ስምዒታት ዓብሊልዎ፡ ብጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባታት ተዯሪኹ ዜተፈጥረ እዩ። ኣብ ምሉእ ታሪኹ ኸኣ ኣብ ጉጅላኣዊ፡ ማለት ሃይማኖታዊ፣ ኣውራጃዊ፣ ቐቢላዊ፣ ቋንቋውን ስነሓሳባውን ጭቅጭቅ ዜተዋሕጠ እዩ ኔሩ። ብሰሪ ጉጅለኣዊ ባህርያቱ ዗በገሶ ጽልልኣት ዴማ ዕምሩ ክሓጽር ክኢሉ። እቲ ኣብ 70ታት ክግብሮ ዜፈተነ ጽገናታት፡ ብፍርቂ-ልቢ ዜተገበረ ምንባሩ ሰንከልከል ካብ ምባል ዓዱ ኣይወዓለን። እቲ ቀንዱ ምኽንያት፡ ንነብሱ ካብ ጸቢብ ጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባ ከልግስ ብ዗ይምክኣሉን፡ ኣብ ጉዕዝ ቃልሱ ዴማ ነቶም ጉጅላዊ ኣተሓሳስባ ዜነበሮም መራሕቱ ንኽኣልዮም ፍቓዯኛ ብ዗ይምንባሩ እዩ። ሎሚ’ውን እንተኾነ፡ እቲ ካብ ሓሙኽሽቲ ጀብሃ ዜተረፈ ጃንዲ፡ ነቲ ውዴብ ናብ ውዴቐት ንኸምርሕ ዜዯረኸ ግጉይ መስመር ተኸቲሉ ክኸይዴ ምርኣይ ዗ገርም ኣይኮነን። ኣብዙ እዋን ኸኣ፡ ነቶም ናይ ሃይማኖትን ዓሌትን ካባታቶም፡ ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዜነበሩ ከብሒታት ኣውጺኦም፡ ለቢሶሞም ናብ ናይ ኤርትራዊ ዱሞክራሲያዊ ኪዲን ኣኬባታት ክኸደ ንዕ዗ብ። ዯገፍቲ ጀብሃ ዗ርእይዎ ተገራጫዊ ሓሳባት ኣብ ኩሉ ጎሊሑ ይርአ እዩ። ብንቕሓት ንሕሉፍ ታሪኽ ሻዕብያ ክፍትሹን ዓስከሬናቱ ክጋልሁን ንዕ዗ብ፥ ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ብተመሳሳሊ ንታሪኽ ጀብሃ ክንገልህ ምስንፍትን- ማለት ኣብ ልዕሊ ፋሉል፣ ስርየት ኣዱስ፣ መንፈረ፣ ራስያን ኩሎም ቅዴምን ዴሕሪን ዋዕላ ኣድብሓ ዜተፈጸሙ ጭፍጨፋታት ምስ እተልዕለሎም፡ ኣዜዮም ይንዴሩ። ንኢሰያስ ብዜገበሮም ጌጋታትን ዜፈጸሞም ገበናትን እርይ ቁጽር ኣቢሎም ክነቕፍዎ ባህ ይብሎም፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ነቶም ዗ይምዕቡላት፣ ዗ይዱሞክራሲያውያን፣ ፈላለይትን ጨፍጨፍትን መራሕቶም ዜምልከት ዜኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ነቐፌታ ክሰምዕዎ ኣይድልዩን ጥራይ ዗ይኮነስ፡ ነዝም መራሕቲ ኮሓሒሎም ሂወት ክሶኽዕሎም ህርዱግ ይብሉ። ህዜቢ ኩናማ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ ዗ጋጠሞ ምግልልን ግፍዕታትን ከይሰልከዩ የ዗ካኽሩና፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ኣብ ልዕሊ ህዜቢ ኩናማ ዜተፈጸመ ናይ ምግልልን ምግፋዕን በዯል ነዊሕ ታሪኽ ዗ለዎ ሙዃኑ፣ ብጀብሃ ብዘሓት ዓዴታት ኩናማ ከም዗ይነበራን ናብ ሓሙክሽቲ ከምዜተቐየራን፣ ብዘሓት ዯቒ ኩናማ’ውን ከምዜተቐትሉን ከብቶም ከምዜተራሰያን እንተ ኣልዒልካሎም ርእሶም ይሓሙን ይቑጥዑኻን። ለይትን መዓልትን ብሻዕብያ/ህግዯፍ ኣብ ልዕሊ እሱራት ዜፍጸም ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ክዜርዘርልካ ዗ሰልክዮም ኣይኮነን፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ካብቶም ኣብ ታሪኽ ገዴሊ ዜተፈጸሙ ኣዜዩ ዗ሕንኽ ተግባራትሲ፡ እቲ ኣብ ሰብዓታት ኣብ ግዛ ምዜላቕ ብጀብሃ ኣብ ልዕሊ እሱራት ኢትዮጵያውያን ዜተፈጸመ ጃምላዊ ናይ ምርሻን ስጉምቲ እዩ። በዙ መንጽር ክርአ እንከሎ፡ ሻዕብያ’ውን ነዙ ዜዲረግ ግፍዒ ዚጊት ኣይፈጸመን። 12 እቲ ዜርዜር ምዯርዯርክዎ፦ ብጀብሃ ዜተጀመረ ዗ስካሕኽሕ ግፋ፣ ኣብ ልዕሊ ዯቂ-ኣንስትዮ ዜፍጸም ዜነበረ ጾታዊ ዓመጽ (ብፍላይ በቶም ብልሽዋት ካዴራትን ወተሃዯራዊያን ሓለፍትን)፣ ለበዲዊ ብልሽውና መሪሕነትን ወ.዗.ተረፈን። ኩሎም እዙኦም ዗ሕንኹ ፍጻሜታትን ተግባራትን ቅዴም ኢሎም ብጀብሃ ዜጠረዩ ተመክሮታት ኮይኖም፡ ጸኒሑ ሻዕብያ ከም ውርሻ ተቐቢሉ ብዜበለጸ ኣገባብ ዜተራቐቐሎም እዮም።

ምቅንጃው ገዴሊ

Title, language and source notes

Opening text requires a fluent reader to confirm title boundaries and language. Retain source spelling; do not infer an English title or use social-profile names as authors.

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. romat.php

    http://www.ehrea.org/romat.php

    Preserved local original · source record 7ac37abbd3f65d64a1e88352

    SHA-256: 42551a16a1c807e13c25d589d89fbcac650c1a3b69e64f0d0f1b24e73a1072de

    All source URLs and preserved captures
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 004b4a37e7a25ae1bc6ad331272a60e44053e8695686752b2fb8aaaa96e2dd4e

Alternate titles: romat.php · (5) ንጀብሃ ካብ ገበን ሓራ ምግባር

  • 7ac37abbd3f65d64a1e88352: retained: distinct complete document. 1 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions