Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

ዋዛማ፡ ዗መነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ዒስራይ ክፋሌ

Editorial display title, based on preserved source evidence. Original titles are listed in Sources.

Title review remains pending.

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation uses the editorial display title. Preserved source titles appear below. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 59305870c26ab5eaaae8e416378b88a8c90c76d1f5ec30ad36bc9983d10473ce. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

Sourceዋዛማ፡ ዗መነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ዒስራይ ክፋሌ ኣሇና

ምስ ምእዋጅ ናጽነት ሕዴሪ ስዉኣት ዜጠሇመ ገበነኛ ስርዒት፣ ነቶም ከም ታቦት ኢየሩሳላም ከብካብ ገይሮም ዗እተዉዎም ተጋዯሌቲ፣ መሌክዐ ብዜነጸረ ክሕዯቶም ኣረጋገጹ። ብዴሕሪ ኣዴማ ተጋዯሌቲ 1993 ኣሸበሸብ ተጋዯሌቲ ንምጽናት ኣብ ዜተገብረ ሰባብ ውጥን ‚ምጥያስ‛ ሽደሽተ ሽሕ ናይ ምንባር ጸገም ምስ ዜነበሮም ስንኩሊን ዯቂ ተባዕትዮን ዯቀንስትዮን ሌዕሉ 55,000 ገዲይም ተጋዯሌቲ ከም ዜጓሓፉ ተገብረ። ዓጀብ! ስንኩል ተጋዳላይ ጥዑም ተወልደ ኣብ ግራት እንጣጢዕ (ሊስትሮ!) የማነ ገብረኣብ ብጻማ ስዉኣትን ስንኩላንን ኣብ ለሰ (ሕዛእቲ ሃገረ- ኤርትራ!) 2 ጥዩሳትን ስንኩሊንን ተጋዯሌቲ ናይ ኣስመራ ፎርማ ከየበሊሽዉ ብምባሌ ብመኾስተር ህግዯፍ ምስ ተጸርጉ ከኣ ከም ዯቂ ዚግራ ናብ መሊእ ኤርትራ ተበታተኑ። እዙ’ውን ንኢሳይያስ ዴቃስ ዜህብ ኣይነበረን፣ ነቶም ዜተረፉ ዯቂ ህዜባዊ ግንባር ናብ እጉዴ መጋርያ ንምህንኳት ኲናት ባዴመ ብምስጢር ወሌዏ። ኲናት ቅዴሚ ምጅማሩ ኣብ ዜነበራ ጽምዱ መዒሌታት፣ ሓሊፊ ፖሇቲካዊ ጉዲያት ህግዯፍ የማነ ገብረኣብ ናብ ከተማ ከረን ወሪደ ነቶም ካብ ቁራዕ ሳሕሌ ከም ካብ ብሱሌ ጥረ ኮይኖም ዜኣተዉ ጥዩሳትን ስንኩሊንን ተጋዯሌቲ ኣኼባ ገበረልም። ብዘሕ በዲሂ ሕቶታት ቀሪቡለ ነይሩ’ዩ። ‚…ሕጂ ሃገር ናይ ምክሌኻሌ ተበግሶ ስሇዜኾነ ናብ ቅዴመ-ግንባራት ንኸይዴ ኣልና። እንተተሰዋእና ማዒ ሳሊማ! እንተተመሇስና ግን ጽባሕ ንግሆ ናባኹም ናብ ሓሇፍቲ ህግዯፍ እነቕርቦ ሕቶታት ኣልና‛ ብዜብሌ መዯረ ኢዩ እቲ ሆጭ ዜበሇ ኣኼባ ዜተዯምዯመ። ኣብቲ ሽዐ ዜተገብረ ኣኼባ ንምዴርባይን ምብታንን ተጋዯሌቲ ዜምሌከት መዯረ፣ ብፍሊይ ከኣ እተን ታሪኽ ዜሰነዲ ጀጋኑ ተጣየስቲ ተጋዯሌቲ ብሰንኪ ሕሰም መነባብሮ ናብ ስራሕ ባሪስታን ምንዜርናን ከም ዜተዋፈራ ተ዗ርበ። ሊፕ-ቶፕ ኢሳይያስ ዜኾነ የማነ ገብረኣብ ግን፦ ‚…እቲ ጉዲይ ወጽዒ ተጣየስቲ ብዴሕሪ ምምሊስኩም ከም ብሓዴሽ ክረአ ኢዩ። ብዚዕባ መነባብሮ ተጣየስቲ ዯቀንስትዮ ግን እንተ዗ይተጋነነ ይሓይሽ። ናብ ስራሕ ምንዜርና ዜተዋፈረት ተጣያሲት ኣይሰማዕናን‛ በሇ። ሓንቲ ኣብቲ ኣኼባ ንምስታፍ ካብ ከተማ ባረንቱ መጺኣ ዜነበረት ገዱም ተጋዲሉት ብርጌዴ 44 ዜነበረት (ስማ ኣይክጠቕሶን እየ) ንየማነ ከምዙ ኢሊ መሇሰትለ፦ ‚…ኣነ ኣብ 1978 ዒ.ም. ዜተሰሇፍኩ ተጋዲሉት እየ። ከምዙ ክበሃሌ ዜጸንሐ ብመኾስተር ምስ ተጸረግና ምዴረ-ሰማይ ጸሌሚቱና ኢዩ። ናብ ስራሕ ባሪስታ ዜተዋፈራ የሇዋን ኢሌካ ኣቶ የማነ፣ እምበኣር ኣነ ሓንቲ ካብኣተን ምዃነይ ብ዗ይ ሕፍረት ክነግረካ እዯሉ‛ በሇቶ። ኣብ ሌዕሉ ኤርትራውያን ተጋዯሌቲ ነበር ዜወረዯ መሰክሕ ኣዯራዕ ብዜኾነ ቃሊት ክግሇጽ ዜከኣሌ ኣይኮነን። እቲ ወረጃ ማዕድ ስርዒት ህግዯፍ፣ ‘ናብ ስራሕ ምንዜርና ዜተዋፈራ ተጣየስቲ የሇዋን’ ኢለ ክሓባብእ’ኳ እንተፈተነ፤ ‘ኣዯስ ትሓብእ’ሞ ሓበሊ ዒይኒ ነይትሓብእ’ ከም ዜበሃሌ፣ ወሊ’ኳ ብባህሌና ንምዜራቡ ነውሪ እንተመሰሇ፤ ብሕሰም መነባብሮ ናብ ምንዜርና ምስ ተዋፈራ ኣብ ከተማታት ዒሰብ፣ ተሰነይ፣ ከረን ወ.዗.ተ… ገሇ ተጣየስቲ ተጋዯሌቲ ብሕማም አይዴስ ተሰዊአን እየን። ኣርሒቖም ብምኹብሊሌ ናብ ቅሇቱና ዜኣተዉ፣ ናብ ሌመና ዜተዋፈሩ’ውን ውሑዲት ኣይነበሩን። ኣብ ሕሽክብ (ሳሕሌ) ዜነበረ፣ ተስፋንኪኤሌ ዜተባህሇ ተጋዲሊይ ኣባሌ እንዲ ስንቂ ምስቶም ኣብ ኣስመራ ኣብ ፈቐድ ኣብያተ-ክርስትያናት ተሰሪዖም ዜሌምኑ፣ ንገጹ ብነጸሊ ሸፊኑ ይሌምን ነበረ። ክሳብ ምብቃዕ ኲናት ባዴመ፣ ህግዯፍ ነባር ተጋዲሊይ ዜበሃሌ ንምጥፋእ ውጥናቱ ኣይወዴአን ነይሩ። ኣብቲ ብመዯብ ኢሳይያስ ዜተወሌዏ ኲናት ዴማ ተረፍ ወይ መሊስ ኣውያት ከም ዗ይርከብ ብምግባር ኣብ ግንባራት ባዴመን ገምሃልን፣ ዒሉ-ቴና፣ ዚሊምበሳን ዒሰብን ከም ዜህንኮቱ ተገብረ። እቲ ምንታይ ተረፍ ተጋዲሊይ እንተተመሉሱ ‚ብዴሕሪ ኲናት ናባኻትኩም እነቕርቦ ሕቶታት ኣልና‛ ኢልም ስሇዜተበገሱ። እቶም ካብ ቅዴሙ ኣብ ሰራዊት ናይ ምምራሕ ቦታ ተዋሂቡዎም ዜነበረ ብማይክሮስኮፕ ህግዯፍ ብብዘሕ መሇክዑታት ዜተመመዩ፣ ከምቲ ኣብ ግዛ መግዚእቲ ጣሌያን ‚ብየማን ዗ሇኹም ሹምባሽ፣ ብጸጋም ዗ሇኹም ብለቕባሽ‛ ኢለ ናይ ይምሰሌ ሽመት ዜዒዯሇ፤ ኣብ ግዛ ስርዒት ህግዯፍ ዴማ ሳጓ ዴዩ መዒርግ ዗ይርዯኣካ፤ ብኣሌማማ ‚ላተናሌ ኮልኔሌ‛ ዜተባህሇ ማዕረግ ተዒዯሇ። ስሇዙ እቶም ብስም ‘ይከኣል’ ዜተጠመቑ ገዲይም ተጋዯሌቲ ስሇ ላ/ኮ ሽመቶም እንተ዗ይኮይኑ፣ ጥፍኣት ዜተጣየሱ ስንኩሊን ብጾቶም ዜዒጅቦም ኣይነበረን። ‘በዒሌ ሓንቲ ዒይኒ ኣይገስግስ፣ በዒሌ ሓዯ ብዕራይ ኣይሇግስ’ ከም ዜበሃሌ፤ ሓንቲ ዒይኒ፣ ሓንቲ ኢዴ፣ ጠረው እግሪ ዜወነኑ ስንኩሊን ከም ዜኸቱ ተገይሩ ኢዩ። ከምቲ ኣብ ግዛ ዯርግ ‚ንወንበዳታት ኣሲርኩም ኢኹም ከተምጽእዎም! ስሇዙ ገመዴ ተማሌኡ‛ ኢለ ንመእሰሪ ተጋዲሊይ ዜኸውን ገመዴ ሂቡ ንበዒሌ ደባሇ ዗በገሶም መንግስቱ፣ ኣብ ግዛ ኢሳይያስ ዜተዯግመ ተዋስኦ ከኣ፦ ‚…ኣጸቢቕና ንፋሇጥ ኢና! ኲናት ምስ ወያነ ካብ ወርሒ ዜሓሌፍ ኣይኮነን። እንተ ረሽራሽ ሒዜኩም፣ እንተ ኣብ ታንኪ ዯይብኩም ኢኹም ክትዋግኡ! ጉዲይ ስዴራ-ቤትኩም ናባና ግዯፍዎ። ህዜቢ ኤርትራ ሓንቲ መርከብ ብ዗ምጽኣቶ እኽሉ ዜናበር ህዜቢ ኢዩ ‛ ዜብሌ ሕሱር ፕሮፓጋንዯ ዜንዚሓለ ዜነበረ ግዛ ኣይረሳዕናዮን። 3 ኣብ ኲናት ባዴመ ዜነበረ ኣሰሊሌፋ ሰራዊት ኤርትራ ከም ቂሐ-ጽሌሚ ‚ይከኣል፣ ዋርሳይ፣ ዕቑር‛ ብዜብሌ ኣስማት ዜተዯባሇቐ ኢዩ ዜነበረ። ኲናት ተጀሚሩ ክሳብ ዜውዲእ ዴማ፣ ብ዗ይካ ገሇ ንጣር፣ ዜተረፉ ጥዩሳት ተጋዯሌቲ ኣይነበሩን። ኣብቲ ከም እሳተ-ጎመራ ዜተፍእ ዜነበረ ኲናት ጥዩሳት ተጋዯሌቲን ዋርሳይን ኢዮም ዜሃሇቑ። ኮነ ከኣ ከምቲ ብዋዚ ዜተ዗ርበ፦ ‚ዋርሳይ ንመሬቱ፣ ይከኣል ንሽመቱ፣ ዕቑር ንሰበይቱ‛ ተባህሇ። ስንኩሌ ተጋዲሊይ እቲ ኢንደስትሪ ሩስያ ዗ፍረዮ መራት ሓጺነ-መጺን ከም ኮሊሉትን ሊሉሽን ኣብ ጽሊት ከብደ ቦታ ተማሲሑ እንከል ኢዩ ዲግም ናብ ኲናት ዜኣተወ

Sourceዋዛማ፡ ዗መነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ዒስራይ ክፋሌ ኣሇና

Title, language and source notes

Opening text requires a fluent reader to confirm title boundaries and language. Retain source spelling; do not infer an English title or use social-profile names as authors.

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. aaa.php

    http://www.ehrea.org/aaa.php

    Preserved local original · source record 4200f5cfd9c82bf843dde34c

    SHA-256: 0f7a77584adadcb9de41344881a3e93caf9a3bc37d4999f1045ccdaddb966d69

    All source URLs and preserved captures
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 59305870c26ab5eaaae8e416378b88a8c90c76d1f5ec30ad36bc9983d10473ce

Alternate titles: aaa.php · ዋዛማ፡ ዗መነ-ቅብጸት ኢሳይያስ ዒስራይ ክፋሌ

  • 4200f5cfd9c82bf843dde34c: retained: distinct complete document. 1 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions