Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

Archived reference: “ኣብ አርትራ ኣብ ቤት ማሕቡስ ንዜሞቱ እሱራት ጃምላዊ መርድእ ተነጊሩ”

Editorial display title, based on preserved source evidence. Original titles are listed in Sources.

Title review remains pending.

Some source characters use legacy or private glyph encodings and may not display clearly. Text is retained as supplied; compare the preserved originals in Sources.

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation uses the editorial display title. Preserved source titles appear below. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: ad1a44c02810d57273b75d1511170b29f8dad6457a1c65f5e93792212ab83ed0. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

 ኣብ አርትራ ኣብ ቤት ማሕቡስ ንዜሞቱ እሱራት ጃምላዊ መርድእ ተነጊሩ ብክውንን ዗ይክውንን ምኽንያት ካብ ብዘሕ ዒመታት ኣትሒዝም ኣብ ቤት ማሕቡስ ዜተኣስሩ ካሳብ ሎሚ ኣለው እናተባህለ ስልጣንያን ክዲውንትን ዜበጽሓሎም ዜነበረን ኤርትራውያን፡ ኣብ ዜሓለፈ ሰሙን ስርዒት ህግዯፍ፡ ንቤተሰቦም በብሓዯ ጸዊዐ ብህይወት ከምየለው ጃምላዊ መርድእ ኣርዱኡ። ቤተሰብ እሱራት ኣብ ዜሓለፈ ሰሙን ‚እከለ.... ዜተባህለ እሱር ሞይቱ እዩ! ሬሳ ኣይወሃብን እዩ! ናይ ግፍዑ ዲስን ቴንዲን ፡ ኣይፍቀድን ! ንክትፈልጡ ኢልና ኢና! ሓ዗ን ኣምሲልካ ምትእኽካብውን ኣይፍቀድን እዩ! ድሕሪ ሕጂ ስልጣንያ ወይ ክዲን ከይተምጽኡ‚ ብምባልን ነዙ መርድእዙ ብምስጢር ክሕዜዎ ከም዗ለዎም ተሪር መጠንቀቕታ ብምሃብን፡ ንብዘሓት ስድራቤታት ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ ኣስመራ ንዜርከቡ ኣፋንዩ። እዝም መርድኦም ዜተነግረ እሱራት ዙኣቶም እቶም ብፖለቲካዊ ሕቶ ዜተኣስሩ ዗ይኮኑ፡ ብኻልእ ብዜተፈላለየ በብዒይነቱ ምኽንያታት ዜተቐየደ ኢዮም። እዝም መርድኦም ዜተነግረ እሱራት፡ ኣብ ቤት ማሕቡስ ኣብ ዜነበሩሉ እዋናት፡ ካብ ቤተሰቦም፡ ምግቢን ክዲንን ምእታው ይፍቀዯሎም፡ እቲ ዜኣተወ ክዲን ወይ ስልጣንያ ግን ናብ ቤተሰብ ኣይምለስን፡ ናብቲ ዜምልከቶ እሱርውን ብሓቅዶ በጺሑ ወይስ ኣይበጽሐን ኣይፍለጥን። ኣብ ቤትማሕቡሳት ሃገርና፡ ኩሉ ኩሉ ክሳብ 30 ሽሕ ዜኣኽሉ እሱራት ክህልው እንከለዉ ፡ ካብ 350 ክሳብ 400 ዜኣኽላ ፡ ናይ ፖሊስ፡ ናይ ህግዯፍ፡ ናይ ፕረሲዯንት ቤት ጽሕፈት፡ ናይ ሰራዊት፡ ተባሂለን ዜጽውዒ ቤት ማእሰርቲ ኣለዋ። ስርዒት ህግዯፍ ነዙ መርድእዙ ሎሚ ዗ካየዯሉ ምኽንያት ፍሉጥኳ እንተ዗ይኮነ፡ ነዙ ናይ ልብያ ሓ዗ን ኣጋጣሚ ተጠቒሙ ንቡር ናይ ግፍዑ ምትእኽኻባት ንኸይህሉ ተባሂሉ ዜተማህ዗ ከይኮነ ኣይተርፍን ተባሂሉ ይግመት። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዗ጋጠመ ህልቀት ኤርትራውያን ኣብ ህዜቢ ኤርትራ ዒቢ ቁጥዏን ምዕዜምዚማትን ብምፍጣሩ ንስርዒት ህግዯፍ ዒቢ ስግኣት ፈጢሩሉ ይርከብ። ነቲ ኩነታት ንምህዲእ ድማ ካብ ወለዱ ወይ በዒልቲ ቤት ምስ ስግረ ዶብ ብምትሕሓዜ 50,000 ናቕፋ መቕጻዕቲ ዜጥቀመሉ ዜነበረ ስርቒን ዗ረፋን በቲ ኩነታት ተዲሂሉ ብ዗ይ እውጅ ንግዜይኡ ጠጠው ከም዗በሎን፣ ካብ መገሻ ተኸልኪሎም ዜነበሩ ገያሾ ድማ ነዙ ዕድል‘ዙ ተጠቒሞም መገሽኦም ከምዜኸደ እሙናት ምንጭታት ካብ ውሽጢ ይሕብሩ።

ኣብ ሱዲን ዜርከቡ ብዘሓት መንእሰያት ተዒፊኖም ይውሰደ። ቅድሚ ሎሚ ተራእዩ ዗ይፈልጥ ዒቐን፡ ኣብ ሃገር ሱዲን፡ ብዘሓት ኤርትራውያን መንእሰያት መንነቶም ብ዗ይተፈልጡ ኣካላት ተጨውዮም ይውሰደ ከም዗ለው ተፈሊጡ። ናይ መንእሰያት ምጭዋይ ዜያዲ ዜረኣየለን ከተማታት፡ ከሰላን ስዋኪንን ካርቱምን ኮይነን፡ ኣወዲት ምሸት ካብ ጽልምት ዜበለ ጎዯናን ቤት መ዗ናግዕን ክውሰደ ከለዉ፡ ዯቀንስትዮን ድማ፡ ምሸት ወይ ቀትሪ ዯገ ንክወጻ ኣብ ጽምው ዜበለ ቦታ ምስከዲ ከምዜጭወያ ተፈሊጡ። ነዙ ዗ስካሕክሕ ፍጻሜ ዗ካይደ ኣካላት ብዘሕ ጨናፍር ዗ለዎም ናይ ማፍያ ጉጅለ ይኹኑምበር ኣብ ክልተ ዒበይቲ ጉጅለ ይምቀሉ። እቲ ቀዲማይ ጉጅለ ብሓፈሻ ብሄረ ራሻይዲ ምስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ኤርትራ ብምትሕብባር ዗ካይድዎ እዩ ክበሃል ይከኣል፡፡ እዝም ኣባላት ብሄረ ራሻይዲ፡ ካብ ማእከል ኤርትራ ካብ መዯበሮም ካብ ወድ ዑሎን ( 30 ኪሜ ሰሜን ባጽዕ) ፡ ጉልጅን፡ ዒሊግዯርን ይብገሱ። ነጋዶ ተመሲሎም ክሳብ ሲናይን ጫድን ሊብያን ዯቡብ ሱዲንን እናተጓዕዘ ንገለ ከነብጽሓኩም እናበሉ ንገለ ድማ ካብ ማእከል ኤርትራ ከተረፈ ጨውዮም ብምውሳድ፡ ብዘሕ ብዘሓት መንእሰይ ለኪሞም። ቀንዱ ተልእኮ ናይዝም ነጋዶ ራሻይዲ ከኣ ስለያዊ ጸብጻብ ንህግዯፍ ንምውፋይ ስለዜኾነ ፡ እዝም ጨወይቲዙኦም ብ዗ይ ገለ ስክፍታ ኣብ ማእከል ኤርትራ ይንቀሳቐሱ፡፡ ከም መርዲእታ ናይዙ፡ ቅድሚ ዒመትን ፈረቓን ካብ ባጽዕ ወዱ 12 ዒመት ቆልዒ፡ ወዱ ሓዯ ካፕተን ናይ ሓይሊ ኣየር፡ ጨውዮም ወሲዶም። ክሳብ ሎሚ ኣሰሩ የለን። እቲ ካልኣይ ጉጅለ ከም እኒ ተኽለ ወዱ ሰንዒፈን ቴድሮስን ዜተባህሉ ሕልና ዗ይብሎም ውልቀሰባት፡ ንቑሩብ ገን዗ብ ክብሉ ኮነ ኢሎም ኣሕዋቶም ብምትላል ንሸቃጦ ዗ረክቡን፡ ኢዮም። እዝም ሸቃጦዙኦም ድማ ብወገኖም ኩሊት ምስዜዕድጉ ጉጅለ (Organ Procurement & Transplantation Network OPTN) ብሓባር ይሰርሑ ተባሂሉ ይጥርጠር። ኣብ ሃገረ እስራኤል፡ ሓንቲ ኩሊት ብ75,000 ዶላር ንተጠቃሚ ትሽየጥ።

source EPM

Title, language and source notes

Source contains legacy glyphs, private-use characters or extraction replacement characters. Inspect original with its font/encoding; verify a transcription before replacing the label.

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Some supplied characters use legacy glyphs or could not be extracted reliably. Compare the preserved original; no replacement text or translation has been inferred.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. EP.php

    http://www.ehrea.org/EP.php

    Preserved local original · source record 35ebd28704cf314bc6c812c6

    SHA-256: f955c23773c55ee91e6cf74734559920978aea15354d0fc3317f780059fc5a96

    All source URLs and preserved captures
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: ad1a44c02810d57273b75d1511170b29f8dad6457a1c65f5e93792212ab83ed0

Alternate titles: EP.php · Archived reference: “ኣብ አርትራ ኣብ ቤት ማሕቡስ ንዜሞቱ እሱራት ጃምላዊ መርድእ ተነጊሩ”

  • 35ebd28704cf314bc6c812c6: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions