Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML · ትግርኛ

Lenesh

Source excerpt: ዶክተር ላይነሽ ገብረህይወት ኣብ "ህዝባዊ ግንባር" እታ ቀዳመይቲ ሓኪም ስኒ : ገጽን መንጋጋን ከም ተወሳኺ መምህርን ኣማሓዳሪትን ዝኾነት ዋዕሮ።

Document-level source citation: [1]. Sources and local originals.

Further documents — classification pending

Research this document

Cite this document

The citation retains the source title. Author has not been established. Date has not been established. Numbered sources describe the whole document.

The permanent archive path is shown below. Add this local archive’s address when sharing outside this installation.

Text

Compare with original

Download the preserved file and open it beside this reader to compare wording and layout. Preserved HTML can contain obsolete layout, missing images or legacy glyphs. Original HTML downloads are isolated by the archive’s sandbox download policy.

  1. Download original source 1

Download reader plain text · Derived from preserved HTML; use the reader for images and table structure.

Report a problem

This offline form saves on this device only. Download the report JSON and give it to your local archive curator for import. Nothing is sent automatically. Avoid personal contact details.

No report has been sent. Drafts stay in this browser.

Document version and correction history

Current reader content signature: 4843cba41f87a35179e4df388fa97396fb2b09efdf5feabd0e57f0a1c9e73fb4. Source originals are preserved unchanged. Citation export format: ehrea-research-v1.

No imported correction reports are recorded for this document in this build. Drafts on a device are private and do not appear here.

A resolved report records curator review; its change reference identifies the separate guarded change. An imported report never edits historical text automatically.

ተጋዳሊት "ዶር ላይነሽ ገብረህይወት

እታ ኣብነታዊት ዋዕሮ ተጋዳሊት "ዶር ላይነሽ ገብረህይወት" መን'ያ፧

ዶክተር ላይነሽ ገብረህይወት ኣብ "ህዝባዊ ግንባር" እታ ቀዳመይቲ ሓኪም ስኒ : ገጽን መንጋጋን ከም ተወሳኺ መምህርን ኣማሓዳሪትን ዝኾነት ዋዕሮ። ኣብ ውግእ ብከቢድ ተሃሪሞም ንዝመጹ ውጉኣት ተጋደልቲ ብፍላይ ምስ መንጋጋ ስኒ ገጽ ብዝተሓሓዝ ኣብ ምሕካምን ንካልኦት ኣብቲ ሞያ ኣብ ምስልጣንን ካብተን ብኣብነት ዝጥቀሳ ክኢላ ሓኪም ሓንቲ እያ።

ዶክተር ላይነሽ ገብረህይወት ስድራቤታ ብንእስነታ ስለዝሞቱ ምስ ሓዋ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ እያ ዓብያ፡ ንዝለዓለ ትምህርቲ ናብ ቤላሩስ "Belarus" ብምኻድ ሓኪም ስኒ ብምዃን ብዲግሪ ተመሪቓ

ድሕሪ መመረቕታ ኣብ ሂወታ ዓቢ ዝኾነ ውሳነ ወሰነት ። ናብቲ መሪር ዝኾነ ውግእ ዝካየደሉ ዝነበረ ሰውራ ኤርትራ ኬድካ እጃምካ ምብርካት ዝብል ተባዕ ውሳነ ወሰነት። ካብ "ቤላሩስ" ናብ "ቡልጋርያ" ተጓዒዛ፡ ኣብ "ቡልጋርያ" ንሓጺር ግዜ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ "ሮማ" (ዓዲ-ጥልያን)፡ ካብኡ ናብ "ካርቱም" (ሱዳን) ኣምሪሓ፡ ካብ "ካርቱም" ብቐጥታ ናብ ሜዳ ኤርትራ ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፋ።

ዶክተር ላይነሽ ኣብ 1977 ክትስለፍ እንከላ እቲ ቐዳምነት ዝገበረቶ ነገር ነቲ ዘይነበረ ኣገልግሎት ሕክምና ስንን ገጽን ምምስራትን፡ በቲ ዘሎ ድሩት ዓቕሚ ሕክምና ኣገልግሎት ምሃብ እዩ ። በቲ ዝነበረ ውግእ ተሃሪሞም ዝመጹ ተጋደልቲ ብዘለዋ ክእለት ናብ ንቡር ዘይኮነ ጥቃ ንቡር ንምምጻእ ምጽዓርን መጻኢ ሂወት እቶም ውጉኣት ኣብ ምምሕያሽን እያ ተጸሚዳ ። ጎኒ እቲ ሕክምናዊ ኣገልግሎታ ሓደስቲ ሓካይም ኣብ ምፍራይ ደኺመ ከይበለት ብዙሕ ፍልጠትን ክእለትን ናብ ካልኦት ኣመሓላሊፋን ተመሓላልፍ ኣላን። ብፍላይ ኣብ መንከሶም መንጋግኦም ተሃሪሞም ዝመጹ በቲ እትገብረሎም ሕክምና ዝያዳ ትፍለጥ። ንውልቅኻ ንፉዕ ዋላ እንተኾንካ ግን ምስ ካልኦት መሳርሕትኻ ብምትሕግጋዝ እትሰርሖ ስራሕ ዝያዳ ውጽኢታዊ ከም ዝኸውን እያ ትጉስጉስ ። ኣብዘን ልዕሊ 43 ዓመታት ዝገበረቶ ልምዲ ስርሓ ተወሃሂድካ ምስራሕ ነቲ ትሰርሖ ስራሕ ዓቢ ውጽኢታዊ ከም ዘለዎ እያ ትዛረብ ። ቀንዲ_መለለይ ዶር_ላይነሽ 1. ሰዓታት ስራሕ ምኽባር ቅድሚ ሰዓትካ መጺእካ ተዳሊኻ ምጽናሕ ( ንሳ ብውልቃ ዝያዳ ሰዓታት ብምስራሕ ትፍለጥ ) 2. ነቲ ሞያኻ ከተኽብርን ከተፍቅርን ኣለካ። 3. ነቲ ስራሕካ ብዕቱብ ክትሕዞ ኣለካ፡ ሸለልትነት ከተርኢ የብልካን ዝብል እምነት ኣለዋ ። ድሕሪ ናጽነት ዋላ'ውን ክሳብ ሕጂ ሓደስቲ ተመሃሮ ኣብ ምስልጣንን ምምዕባልን ከም ኡ'ውን ኣብ ምምሕዳርን ተገልግል ዘላ ኤርትራዊት ዋዕሮ እያ። "ዶር ላይነሽ ገብረሂወት" ካብ ሓንቲ ናብ ውሑዳት፡ ካብ ውሑዳት ናብ ብዙሓት፡ ዝፈረየት ብልጽቲ ኣብነታዊት ኣደ! ኤርትራውነት ዘይብተኽ ሰንሰለት! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ላይነሽ!!! ወድሓንኩም #ፓሎ_ዘ_ፓራዲዞ ምንጪ Ababu Setey

·

Title, language and source notes

Fluent language review required for subject assignment; English taxonomy terms and referring links cannot establish the subject of this body.

Sources

These citations describe the document as a whole. Paragraph-level attribution has not been inferred.

  1. Lenesh

    http://www.ehrea.org/lenesh.php

    Preserved local original · source record 25a106d8cbfb697ac6f9e2f9

    SHA-256: 676463380b0fbb459b1adc3734a109bd711362b0a6aa85a8ae1f93ac810b876b

    All source URLs and preserved captures
Extraction and duplicate decision

Full-content signature: 4843cba41f87a35179e4df388fa97396fb2b09efdf5feabd0e57f0a1c9e73fb4

Alternate titles: Lenesh

  • 25a106d8cbfb697ac6f9e2f9: retained: distinct complete document. 0 proven template removals; 0 extraction flags retained in the ledger.
Inspect all decisions