Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML ትግርኛ

ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ

Captured
Not recorded
Source status
captured · Local file exists; original HTTP status unknown
Original source ↗

http://www.ehrea.org/sud.html

Read in the document library →

ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ

Sunday, 18 October 2009 11:29

ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ

ኮር ባሪያ ዝዓዱ ዳዊት ገ/ሂወት ገ/ገርግስ ዝተባህለ ዜጋ፡ ቅድሚ 2 ዓመት ካብ ሱዳን ብትካል ጸጥታ ህግደፍ ተጨውዩ ከም ዝተወስደን፡ ኣበይ ከም ዝወደቐ ሃለዋቱ ጠፊኡ ከም ዝጸንሐ ዝጠቐሱ ምንጭታትና፡ ስድራ ቤቱ ድሕሪ ናይ 2 ዓመት ሓያል ድኻም፡ ወዶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከረን ብሕማቕ ኣተሓሕዛ ይሳቐ ከም ዘሎ ከም ዘረጋገጹን ተፈሊጡ።

ብዘይይ ሕጋዊ መስርሕን ሓታትን ኣብ ዕጹው ሸላ ዝማስን ዘሎ ዳዊት ገ/ሂወት፡ ካብ 1990 ጀሚሩ ኣብ መሳርዕ ሰራዊት ህግደፍ ኮይኑ ዘገልገለ ከም ዝነበረ፡ እቲ ብዕለት 11 ጥቕምቲ 2009 ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ።

ዕለት 16,10.2009

Source http://www.democrasia.org

External references

Links to other sites. Their content is not part of this local archive.