EHREA / Catalog / ጸሊም መዝገብ ኤርትራውያን ጨውይትን ነጋዶ-ሰብን ይገንጸል Read in the document library →
October 18, 2012October 18, 2012 assenna [source http://assenna.com/ ]
ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣስማትን ድሕረ ባይታን ናይ ሰለስተ ብስስዐ ገንዘብ ዓዊሮም፡ ንኤርትራውያን ኣሕዋቶም ብምትላልን ብምጭዋይን ንራሻይዳን በደዊንን ኣሕሊፎም ብምሃብ ግዳይ ስቅያት ናይ ዝገበሩዎም ሰለስተ ሸፋቱ ኣስማት ኣቃሊዕና ኔርና።
ሕጂ ‘ውን ነቲ ዝጀመርናዮ ናይ ምቅላዕ ዘመተ ብምቕጻል ናይ ካልኦት 9 ጨወይትን ዘሕጋውያን መሰገጋገርትን ኣስማት ነስዕበልኩም።
ቢንያም ሓጎስ – ወዲ ጎልጅ ፡ ኣብ ሸገራብ ካርቱም ዝንቀሳቀስ። 35 ኣቢሉ ዝገብር።
ሙሴ ጸጋይ – (ኣባ ሙሴ) ሊባን ዝዓዱ፡ ወዲ 46 ዓመት
ኢብራሂም ፈረጅ ዕሸል ፡ 40 ኣቢሉ ዝገብር ተቐማጣይ ሸገራብ
ኣሕመድ ሳልሕ ኪቡብ፡ ኣብ ሸገራብ ዝነብር ፡ ብዓል ድኳን
ናስር እድሪስ ሓጅጅ ወዲ 30 ዓመት ኣቢሉ ዝኸውን ተቐማጣይ ሸገራብ
ኣሕመድ ጉድ ወዲ 35 ዓመት ተቐማጣይ ሸገራብ
8. ዓሊ ዒስማን ከምኡ ‘ውን ኣሕመድ ዑስማን (ኣሕዋት) ተቐማጦ ሸገራብ፡ ንሄማ ዝተባህለት እንዳ ቡን ዝውንኑ
ኣሕመድ ኣደም – ገዳርፍ ዝመደበሩ ናብ ሸገራብ ውን ዝንቀሳቐስ
ንግዲ ሰብን ኣሕዋትካ ምእንቲ ገንዘብ ንስቓይ ኣሕሊፍካ ምሃብን፡ ነውሪ ወይ ጽዩፍ ተግባር ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ዝኸበደ ገበን እዩ። ብፍላይ ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ካልእ ቦታታትን እትርከቡ፡ ከምኡ ‘ውን ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን እትሰግሩ ኤርትራውያን፡ ካብዞም ስሱዓት ነጋዶ ሰብ ክትጥንቀቑ ይግባእ። ነዚኣቶምን ካልኦት ኣብ ተመሳሳሊ ገበን ተዋፊሮም ዘለዉ ገበነኛታት ሰባት ምቅላዕ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት ምዃኑ ‘ውን ኣይትረስዑ።
Related Posts: External references Links to other sites. Their content is not part of this local archive.
ጸሊም መዝገብ ኤርትራውያን ጨውይትን ነጋዶ-ሰብን ይገንጸል ↗ http://assenna.com/%e1%8c%b8%e1%88%8a%e1%88%9d-%e1%88%98%e1%8b%9d%e1%8c%88%e1%89%a5-%e1%8a%a4%e1%88%ad%e1%89%b5%e1%88%ab%e1%8b%8d%e1%8b%ab%e1%8a%95-%e1%8c%a8%e1%8b%8d%e1%8b%ad%e1%89%b5%e1%8a%95-%e1%8a%90%e1%8c%8b/ October 18, 2012 ↗ http://assenna.com/%e1%8c%b8%e1%88%8a%e1%88%9d-%e1%88%98%e1%8b%9d%e1%8c%88%e1%89%a5-%e1%8a%a4%e1%88%ad%e1%89%b5%e1%88%ab%e1%8b%8d%e1%8b%ab%e1%8a%95-%e1%8c%a8%e1%8b%8d%e1%8b%ad%e1%89%b5%e1%8a%95-%e1%8a%90%e1%8c%8b/ October 18, 2012 ↗ http://assenna.com/%e1%8c%b8%e1%88%8a%e1%88%9d-%e1%88%98%e1%8b%9d%e1%8c%88%e1%89%a5-%e1%8a%a4%e1%88%ad%e1%89%b5%e1%88%ab%e1%8b%8d%e1%8b%ab%e1%8a%95-%e1%8c%a8%e1%8b%8d%e1%8b%ad%e1%89%b5%e1%8a%95-%e1%8a%90%e1%8c%8b/ assenna ↗ http://assenna.com/author/assenna/ http://assenna.com/ ↗ http://assenna.com/%E1%8C%B8%E1%88%8A%E1%88%9D-%E1%88%98%E1%8B%9D%E1%8C%88%E1%89%A5-%E1%8A%A4%E1%88%AD%E1%89%B5%E1%88%AB%E1%8B%8D%E1%8B%AB%E1%8A%95-%E1%8C%A8%E1%8B%8D%E1%8B%AD%E1%89%B5%E1%8A%95-%E1%8A%90%E1%8C%8B/ In the archive Source aliases and preserved versions (2) refresh-2 · expose.php.html095f482f8d04f03a8637ff3091486f5a1cfe5c0547a9727b33a518f7d9cae3d1 refresh-3 · expose.php.html095f482f8d04f03a8637ff3091486f5a1cfe5c0547a9727b33a518f7d9cae3d1 Preservation details Record ID: c2cb3a6ef5cc6930405bdf8b
Original source title: ጸሊም መዝገብ ኤርትራውያን ጨውይትን ነጋዶ-ሰብን ይገንጸል
Display title basis: preserved-source-title
Original SHA-256: 095f482f8d04f03a8637ff3091486f5a1cfe5c0547a9727b33a518f7d9cae3d1
Provided local path: expose.php.html
Original URL inferred from downloaded filename; original retrieval time is unknown.
Source encoding: utf-8
Historical wording is retained. Formatting has been adapted for reading.