Skip to content
EHREADocument library

Interface: EnglishDocuments retain their original language

HTML ትግርኛ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።

Captured
Not recorded
Source status
captured · Local file exists; original HTTP status unknown
Original source ↗

http://www.ehrea.org/catn.php

Read in the document library →

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት፣ ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ኣባ ተስፋይ ደባስ፣ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ዘ ማሕበረ ካፑቺኒ፣ ከምኡ ‘ውን ኣባ ኢዮብ ገሬሱስ፣ ሓላፊ ቤትማሕተም ፍራንቸስካና፣ ካብ ኣባይቶም እናጋፍዐ ብምውሳድ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ከምዝሓየሮም ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ማእሰርቲ ናይዞም ክልተ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ግብረ መልሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ናይቲ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣርባዕተ ጳጳሳትካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ዝዘርግሑዎ ነቐፌታን መተሓሳሰብን ክኸውን ከምዝኽእል ‘ውን እቶም ምንጭታት ኣረዲኦም። Source http://assenna.com

External references

Links to other sites. Their content is not part of this local archive.

  • http://assenna.com ↗http://assenna.com/%E1%88%9D%E1%88%8D%E1%8A%AB%E1%8B%8A-%E1%88%B5%E1%88%AD%E1%8B%93%E1%89%B5-%E1%8A%A2%E1%88%B3%E1%8B%AD%E1%8B%AB%E1%88%B5-%E1%8A%AD%E1%88%8D%E1%89%B0-%E1%8A%AB%E1%88%85%E1%8A%93%E1%89%B5-%E1%8A%AB/