Extracted PDF page text

Microsoft Word - DH-15-News item 252T.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ስርዓት Iሳያስ ካብ ከባቢ ሓጋዝ ዝኣሰሮም ዜጋታት 
 
ክፍሊ ዜናን ባህልን 
ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 
21.10.2009 
 
ብ1 ጥቅምቲ 2009፡ መንነቶም ብዘይተፈልጠ ሰባት፡ ኣብ ልEሊ ሓንቲ ኣብ ካባቢ ዓደርድ ኣብ 
ዝርከብ ቀንዲ ጽርግያ ትንቀሳቐስ ዝነበረት ፒክኣፕ መኪና ብዝተተኰሰ ኣርብጂ፡ ሳልሕ Iብራሂም 
ቍርባን Eተባህለ ተቐማጢ Iንጪናቕ ከምEተቐትለን ወዱ ድማ፡ ብኸቢድ ከምዝቘሰለን ሓቢርና 
ምንባርና ዝዝከር Iዩ።  
 
ድሕር’ዚ ተረኽቦ’ዚ ናይ’ቲ ስርዓት ናይ ጸጥታ ሓይልታት፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ሰፊሕ ናይ ፍተሻን 
ማEሰርትን ስጕምታት፡  ኣስማቶም ዝረኸብናዮም ካብ ከባቢ ሓጋዝ ካብ Eትርከብ ሸሹባት ዝተባህለት 
ዓዲ ዝተኣስሩ ዜጋታት Eዞም ዝስEቡ Iዮም። 
 
1. ማሕሙድ ስIድ ኣደም 
2. ጀማል ዓብዱ ስIድ 
3. ዓድል ሱሌማን ኣደም 
4. ዳውድ ማሕሙድ መሓመድ