Extracted PDF page text

Microsoft Word - Harnet_4_Article 14T.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን  
ናይ ቀረባ ጊዜ ዓንቃፊ ተረኽቦታት   
 
መሓመድ ዓሊ Iብራሂም፤  
18.04.2010 
 
ምሕዝነታት ኤርትራ ካብ ተስዓታት ዝጀመረ ምዃኑ ካብ ህዝብና ዝፈልጦ ውሑድ Iዩ። Eቲ  
ዝያዳ ዝዝረበሉ ሃገራዊ ጽላል፡ Eቲ ብ1999 ዝቖመ ምሕዝነት Iዩ። ነዚ 11 ዓመት ዝEድሜU 
ምሕዝነት ( ሎሚ ብኪዳን ዝፍለጥ) ካብ ዝቖመሉ ኣትሒዘ ብመሪሕነታዊ ደረጃ ስለ 
Eተኸታተልኩዎን ስለ ዝፈልጦን፡ ብዙሕ ዝብሃል ነይሩኒ። ነቲ ናይ ቅድሚ ገለ ዓመታት ታሪኽ 
ንግዚU ኣወንዚፈ ግን፡ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ካብ E ተዓዘብኩዎ ድኽመታት “ ምሕዝነታዊ 
ኣሰራርሓና” ሰንኮፍ ምንባሩን ምዃኑን ዝሕብር ነጥብታት ምEንቲ ኣፍልጦ ህዝቢ Iለ ክጠቓቕስ 
ደልየ። ነዚ ንምግባር ዘገደደኒ ከኣ ብላEለዋይ መሪሕነታዊ ደረጃ ኪዳንን፡ ብኣባልት ኣሰናዳIት 
ሽማግለ ዝፍለጡ ኣሕዋትን፡ ብጽሑፋትን፡ብራድዮን ብፓልቶካትን ዝዝረብ፡ ክEረም ዝግብO 
ብሂላትን ኣቀራርባን ስለ E ተዓዘብኩ ኣየ። E ቲ ሓሓሊፈ ዝጠቓቕሶ ሓቅታት ከኣ ህልዊ 
ኣሰራርሓና ዘንጸባርቕ ምዃኑ ኣንባቢ ኣይስሕቶን። ክEረም ምEንቲ ከኣ ብህዝብና ክፍለጥ 
ይግባE፡፡ ብሻራነት ወይ ብቲፎዝነት ውድባት ከይርኤና፡ ነቲ ጌጋታትና መዚንና ክንEርሞ 
ንጥቕምና I ዩ። E ንተዘየሎ፡ ከም ሕሉፍ ታሪኽ ኪዳን፡ ኣብ Eንክሊል ምንባርና I ዩ። በዚ 
ኣተሓሕዛና ከኣ ኣብ ሃገራዊ ጽላል ኮነ ኣብ ውድባት ህዝቢ ከንEስል ኣይክንበቕEን Iና።  
 
ዘይምትEምማንን ዝደጋገም ቅልውላዋት ኪዳንን፤  
ኣብ ጉEዞ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ዘይምትEምማን ነባሪ ሕማም ኰይኑ ቀጺሉ ነይሩን 
ኣሎን። Eዚ ከኣ ቅርጻ ኣወዳድባን ኣወኻኽላን ምሕዝነታት ኤርትራ ካብ መጀመርያ ኣትሒዙ 
ምልኣት ስለዘይብሉ Iዩ። Eዘን ሕጂ ዘሎዋ ውድባት ኤዲኪ ወላ ኣብ ኩሉ ነገራት ተሰማሚEና 
ኣሎና ኣብ ዝበላሉ ጊዜ E ውን፡ ብዘይተጸበይO ጸገማት ኣብ ቅልውላው ክኣትዋ ይርኣያ። 
ንኣብነት፡  
1. ቅልውላዋት ብጒዳይ መሪሕነት፡ Eቲ ኣብ ጉባኤ የካቲት 2007 ዘጋጠመ ቅልውላው 
Eተጸበናዮ ኣይነበረን። ቀጺሉ’ውን፡ ነቲ ናብ ክልተ ተገሚU ዝነበረ ሸነኻት ኤዲኪ 
ንምቅርራብ ነዊሕ ጊዜ ዝወሰደ ዘተ ተገይሩ። ናብ ሓድነታዊ ጉባኤ ንምብጻሕ 
ኣሰናዳIት ሽማግለ ቈይማ፡ ምስታ ብክልተ ሰባት ዝቖመት ኣወሃሃዲት ኣካል (ማለት፡ 
ብመንግስታኣብ ኣስመሮምን፡ ሑሰን ኸሊፋን) ብምትሕብባር፡ ነቲ ካብ ውድባት ዝቀረበ 
ወረቃቕትን ርEይቶታትን ድሕሪ ምጽፋፋ ንድፍታት ተዳልዩ። ክፈላልዩ ዝኽEሉ 
ነጥብታት ተዘትዩሎም፡ ብናይ ሓባር ምርድዳE ናብ ጉባኤ 2008 ተኣትዩ። ናይ 
ኣጀንዳታት ክትE ኣብ ሓጺር E ዋን ተወዲU ኣብ መሪሕነት ምቋም ምስ ተበጽሐ 
ውሑድ ውድባት ኤዲኪ፡ ነቲ Eዉጅ ዝነበረ Eሞ ተወዳዳሪ ዘይነበሮ፡  ሕጹይ ተሓኤ 
ሰውራዊ ባይቶ ንኣቦ ወንበርነት ኤዲኪ ክመጽE የብሉን ዝብል ደረቅ መርገጽ ናብ 
ዳግም ቅልውላው ገጹ ደፊU። ሰውራዊ ባይቶ ካብ 2001 ንድሓር ነቲ ሃገራዊ ጽላል 
ናይ ምምራሕ ጊደ ተነፊጉዎ ምንባሩ ዝዝከር ኮይኑ፡ E ንደገና ብ2008 ሕድገታት 
ክገብር ተገዲዱ። በዚ ምኽንያት Eውን Eቲ ክፍወስ ጀሚሩ ዝነበረ ቊስሊ ከይተበገስና 
ተጐዲU፣ ምትEምማን ናይ ምፍጣር መንፈስ Eውን ኣብ ሕቶ ምልክት ኣትዩ። 
2. ውሽጣዊ ስኒት ኪዳን ከይዓቢ፡ ምትዂታዃት ቀጻሊ ነይሩ። ኣንጻር ኣባል ውድባት 
ንዝግበር ጌጋታት ዓገብ ዝብል ኣካል ኣይነበረን፡ የለን ከኣ። ኣንጻር ኣባል ውድባት 
ዝግበር ጌጋታትን ግህሰታትን፡ በቲ መሪሕነት ኪዳን ዝግበር ወይ ብU ቅቡል ኰይኑ 

PDF page 2

View this page in original PDF

ስለዝርኤ ክበሃል ይከኣል። ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ኪዳን ሻራዊ ምትህልላኽን 
ጸለመታትን ቀጻሊ ኣብ ርEሲ ምንባሩ፡ ነቲ ብሕቡEን ብቅሉEን ዝካየድ ናይ ብርI 
ውግE Eኳ ጠጠው ከብሎ ዝኽEል ተሳIኑ። ናይ ቀረባን ናይ ርሑቕን ጊዜ ጸለመታት 
ናብ ፍሉያት  ሰልፍታት ዘቕንA ነይሩ። ንኣብነት ኣብ ውሽጢ 2009 ጥራይ ኣንጻር 
Eተን ንሓድነት ዝጒዓዛ ዘነበራ ሰልፍታት ዘቕንA ጸለመ (Eሞ ኣብ Eላዊ ኣኼባታትን፡ 
ፈስቲቫላትን፡ ወብሳይታትን ዝስማEን ዝርኤን ዝነበረ ወፍሪ) ኣስደማሚ ነይሩ። ከም 
ውልቀ ሰባት ኮነ ከም ውድብ፡ ልቢ ነEቢ Eናተባህለ ንነዊህ ጊዘ መልሲ መብርሂ ይኹን 
መልሲ ከይተዋህበ ቀጺሉ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ቀዳማይ ምኒስትር Iትዮጵያ ከይተረፈ 
ተዓዚቡዎስ፡ ንመሪሕነታት ውድባት ኪዳን “Eዚ ጒዳይዚ የኽፍኣልኩም ኣሎ፤ ኣንጻር 
ህግደፍ ንዝቃለሱ ብጾትኩም፡ ህግደፍ ክትብሉን ከተብሉን ዝቡቕ ኣይኮነን፤ 
ንመቓልስትኹም ተርሕቑ ስለምንታይ?” ዝበሎም ጊዜ ነይሩ።  
3. Eቲ ኣንጻር ዝሰምራ ዝነበራ ውድባት ዝግበር ዝነበረ ጸለመታት ደረቱ የሓልፍ 
ስለዝነበረ፡ ወኪል ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ስሩE ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት 
(ብወርሒ ጥሪ 2009) ነቲ ዝኸይድ ዝነበረ ጸለመታት ንኲላትና ሃሳይ ስለ ዝኾነ ጠጠው 
ከነብሎ ጻEርታት ከነካይድ ኣሎና Iሉ ከም ኣጀንዳ ሓሳብ ኣቕሪቡ። Eንተኾነ ግን 
ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ነዚ Eሸሽ Iሉ ሓሊፉዎ። Eዚ ቅድሚ 15 ወርሒ ማለት Iዩ!! 
4. Eዚ ከምዚ Iሉ ከሎ  ኣሉታዊ ምEብልናታት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ Eናወሰኸ 
መጺU። ንኣብነት ፡- 
• ሕንፍሽፍሽ ኣብ ጨንፈር ኤዲኪ ኣውስትራልያ፡- በሺር ይስሓቕ ንኪዳን ወኪሉ 
ብግንቦት-ሰነ 2009 ናብ ኣውስትራልያ Uደት ኣብ ዝገበረሉ ጊዜ፡ ነቶም ቀንዲ 
ተሓባበርቱን ተቀበልቱን ዝነበሩ ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ህዝብን ሰልፊ 
ዲሞክራስን ኤርትራ ከምU Eውን ኣቦ ወንበር ጨንፈር ኤዲኪ ኣብ ሚልቦርን 
ከም ዓንቀፍቲ ቆጺሩ ናይ ጸለመ ጸብጻብ ብምቕራቡ ኣካታI ጉዳይ ኮይኑ፤ 
ክሳብ ኣብ ኣኼባ ማEከላይ መሪሕነት ተዘሪቡሉስ፡ ክምርመርን ክጻረን E ውን 
ውሳነ ተበጺሑ። ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ግን ነዚ ብባይቶ Eተዋህቦ ሓላፍነት፡ ክሳብ 
ሎሚ ፍታሕ ኣይገበረሉን። ጨንፈር መልቦርን ኣብ ክልተ ተመቂሉ ተሪፉ። 
• ብሰልፊ ዲሞክራስን ሰልፊ ህዝብን ንዎርክሾፕ ኪዳን ዝተዳለወ ወረቀት  ቅድሚ 
Eቲ ዎርክሾፕ ምጅማሩ ነቶም ኣንጻር ሰልፍታትና ዝጽሕፉ ተመሓላሊፊስ፡ “ነዚ 
ወረቐት’ዚ ፎE በልዎ” ዝብል ዓንቀጽ ኣብ I ንተርነት ወጺU። ኣቦ መንበር 
ኣሰናዳዊት ሽማግለ ዎርክሾፕ ዝነበረ በሺር፡ Eቲ ወረቐት ናባኻ’ዩ ተላIኹ፡ መን 
ናብ Iንተርነት ኣመሓላሊፍዎ ምስ ተባህለ “ኣነ ኣይፈልጥኩን” ብምባል ብኣሉታ 
መሊሹ። ስለምንታይ ትብሃል ኣሎኻ? ዝብሎ ስልጣን ኣይነበረን። E ቶም 
መጒዳEቲ EተሰምOም ሰልፍታት ዝገብርዎ ጠፊEዎም ስቕ መሪጾም። 
• ኮንፈረንስ ብሩክሰል፡- ኣብ ኮንፈረንስ ብሩክሰል ኤዲኪ ክEደም ብመትከል ኣባላት 
ፈጻሚ ሽማግለ ዘይንፈላለየሉ ጉዳይ ነይሩ። E ንተኾነ ምስታፍ ኤዲኪ ይኹን 
ካልOት ውድባት ኣብ Iድና ከም ዘይኮነ Eናተፈልጠ፡ ኣብ ልEሊ ተዓዲመን 
ዝነበራ ውድባትን ሲቪክ ማሕበራትን፡ ኣብ ልEሊ ዓደምትን ተዓደምትን 
ወጻEተኛታትን፡ ብEላዊ ደብዳቤ ከምU ኸኣ፡ ብሬድዮን ተለቪዥንን ብቃለ-
መጠይቅን ኣቢሎም መሪሕነት ኪዳን E ዚ ዘይበሃል ውንጀላን ክስታትን  
ኣካይዶም። ብደረጃ ኪዳን E ሞ መን ዓገብ ክብሎም። ኣብቲ E ተዓደምናሉ 
ኮንፈረንስ ስለ Eተኻፈልና ጥራይ፡ ብዛEባ ብሩሰልስ ዜናዊ ንጥፈታትና ብናይ 
ኪዳን መሳርሒታት ዜና ከይቃላሕ ተኣጊዱ። ወኪል ሰልፊ ህዝቢ ብተለቪጅን 

PDF page 3

View this page in original PDF

ኪዳን፡ ብዛEባ Eቲ Eዉት ዝኾነ ውጽIታት ኮንፈረንስ ብሩክሰል ከመሓላልፍ 
ዝሓተቶ Eላዊ ጠለብ ከምዘይፍቀደሉ ብጽሑፍ ተመሊሱሉ።  
 
5. Eቲ ኮነታት ኣብ ከምዚ ደረጃ ምስ በጽሐ ነቲ ሽግራት ኮፍ I ልና ክንዛረበሉን  
ክንኣልዮን ብምሕሳብ ኣቦ መንበር ኪዳን ኣኼባ ክጽውE ወኪል ሰልፊ ህዝቢ ብጽሑፍ 
ሓቲቱ። Eቲ ሕቶ ክሳE የካቲት 2010 መልሲ ከይረኸበ ጸኒሑ። 
 
ውሳኔ ማEከላይ መሪሕነት ኪዳንን ምቛም ኣሰናዳIት ሽማግለ ዋEላን፡ 
ማEከላይ መሪሕነት ኣብ ካልኣይ ስሩE ኣኼብU ብዛEባ ሃገራዊ ዋEላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ 
ውሳኔ ንብጻሕ ዝርርብ ከካይድ ከሎ፡ ኣብ ውሽጡ ክልተ ርEይቶታት ነይሮም። ንሳቶም ድማ፡ 
Eቲ ሓደ ሸነኽ ዋEላ ኣብ ሓደ ዓመት ምግባር ነዊሕ ኮይኑ ዝርኣዮ፤  Eቲ ካልኣይ ርEይቶ ኸኣ 
ዓመት ሓጺር ኮይኑ ይረኣዮ ነይሩ። ኣብ መወዳEታ ግን “ብዝተኻEለ መጠን ኣብ ውሽጢ ሓደ 
ዓመት ክግበር” ዝብል ማEከላይ ሓሳብ ተወሲኑ። ዘይከኣል Eንተኾይኑ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት 
ምግባሩ ግድን ኣይኮነን ማለት ነይሩ። ባይቶ ኣብ ክትዓቱ ኣስሚርሉ ዝነበረ’ውን Eቲ ምስንዳE 
ኣዓዋቲ ክኸውን ከም ዝግብOን፡ E ቲ ናይ ጊዜ ገደብ ንምስንዳE ዋEላ ብኣሉታ ክጸልዎ 
ከምዘይብሉን Iዩ። ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኸኣ ነዚ ኣብ ግብሪ ከውEል መዚዙዎ። 
6. ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣብ ስሩE  ኣኼባ ናይ ወርሒ 8-2009፡ ብጒዳይ ዋEላ ነዚ ዝስEብ 
ውሳኔታት ኣሕሊፉ፡_ 
• ኣሰናዳIት ሽማግለ ብ21 ኣባላት ክትቀውም፤ ንሳቶም ከኣ 13 ካብ ውድባት  
ኪዳን፡ 8 ድማ ካብ ህዝቢ፡ ማለት ካብ ሲቪል ማሕበራት ክመጹ ተወሲኑ። 
• ነቶም ካብ ህዝቢ/ሲቪል ማሕበራት ዝመጹ ኣባላት ኣሰናዳIት ሽማግለ ከኣ፡ ከመይ 
ከም ዝምረጹ EተጸንE ቲክኒካዊት ሽማግለ ኣቚሙ፤ ንሳቶም ድማ፡ 
ሀ) ሓጅ ዓብደልኑር - ኣቦ መንበራ። 
ለ) ቀርነልዮስ Uስማን - ኣባል 
ሐ) በሺር ይስሓቕ - ኣባል። 
 
7. ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ከም ዘሎ ከኣ፡ ብጒዳይ ዋEላ ካብ ሓምለ ክሳE መወዳEታ ወርሒ 
ታሕሳስ 2009 ወላ ሓንቲ ከምዘይተገብረ ብሩህ ክኸውን ኣሎዎ። 
- Eዛ ኣብ ላEሊ Eተሓበረት ተክኒካዊት ሽማግለ ርክባ ምስ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት 
ጽሕፈት ክኸውን ወይ ጸብጻባ ናብ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ከተቀርብ 
ተወሲኑ።  
- Eታ ሽማግለ፡ ቀዳማይ ኣኼባኣ Eለት 30-9-2009 ክትገብር ተሓሲቡ ነይሩ። 
Eንደገና ንEለት 15-10-2009 ክግበር ተቐይሩ፡ Eንተኾነ ኣይተተግበረን። ድሕሪ 
Eዚ ሓጅ ዓብደልኑር ብስድራ ቤታዊ ጒዳይ ካብ ኣዲስ ኣበባ ወጺU። በሺር 
Eውን ንውድባዊ ስርሑ ንሱዳን ከይዱ። ከምዚ Iሉ ናይ 3 ሰባት ተክኒካዊት 
ሽማግለ ስራሕ ብፍጹም ተረሲU ተሪፉ። 
- ኣብ ውሽጢ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ምፍንጫል ምስ ኣጋጠመ፡ ነዚ ጉዳይ Eዚ 
ንምርኣይ ህጹጽ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ንEለት 5-12-2009 ክግበር 
ተወሲኑ። Eዚ ኣኼባ Eዚ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይጒተት ምስ ተዓዘብኩ ንተወልደ 
በኣካል ረኺበ፡ E ዚ ኣኼባ ካብ Eለት 15-12-2009 ኣንተደኣ ተመሓላሊፉ 
ጉባኤታት ኣለና፤ ንሕና ሰለስተ ውድባት ክንሳተፎ ኣይንኽEል I ና I ለዮ 
ከብቅE፡ ንሓደ ካብ ስUድያ ዝመጽE ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ምጽባይ ስለዘገደሶ፡
ኮረም መሊU ኣንከሎ Eቲ ኣኼባ ክሳO 19-12-2009 ደንጒዩ። ኣብቲ Eለት’ቲ 

PDF page 4

View this page in original PDF

ግን ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣኼባ ባይቶ ስለ ዝነበሮ ክመጽE ኣይከኣለን። ኣነ 
ግን ( ሽU ወኪል ሰልፊ ህዝቢ) ኣብታ ቀዳመይቲ ዙር ተሳቲፈ። ኣብ ጉዳይ 
ድሕነት ርEይቶይ ምስ ሃብኩ፡ ንምጽንባራዊ ዋEላ ሰለስተ ውድባት ኣብ 
ዝምልከት ስርሔይ ከይደ። ኣብ መኽፈቲ ናይ 19-12-2009 ኣኼባ፡ ተወልደ 
ገብረስላሴ ድሕሪ ጉዳይ ድሕነት ካልE ጉዳያት ክንርI I ና ምስ በለ፡ ኣነ 
ተቓዊመ። ንሱ ድማ Eዚ ንፍሉይ ጉዳይ ዝተጸወA ህጹጽ ኣኼባ ስለዝኾነ ካልE 
ውሳኔታት ክውሰነሉ ኣይግባEን፤ E ተን ናብ ሓድነት ገጸን ዝኸዳ ዘሎዋ 
ሰልፍታት E ውን ክሳተፍO ኣይክEላን ብማለት ተቓዊመ። ነዚ Eሸሽ I ሎም 
ብምሕላፍ ከኣ ወከልቲ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ህዝብን ሰልፊ 
ዲሞክራስን ኣብ ዘይነበሩሉ ኣኼባ ፈጻሚት ብጒዳይ ሽU Eተነየቱሉ ዋEላ ብዙሕ 
ውሳኔታት ኣመሓላሊፎም። Eዚ ዝስEብ ከኣ ይርከቦ ነይሩ፡- 
• ሓጅ ዓብደልኑር ስርሑ ወዲU ንኣዲስ ኣበባ ክምለስ ኣብ መንገዲ ምህላዉ 
Eናተፈልጠ Eንከሎ፡ ንEU ኮነ ንሰልፉ ከይሓበሩ፡ ካብታ ተክኒካዊት ሽማግለ 
ኣውሪዶም ብናይ Eስላማዊ ሰልፊ ወኪል ዝኾነ፡ ሽU ካብ ሽUዲያ ዝተመልሰ 
ኣሕመድ ሰፈር ተኪOምዎ። 
• ካብ በርጌሳዊ ማሕበራት ኣብ ኣሰናዳIት ሽማግለ ዝምረጽ “ብስቱር ይኹን 
ብEዉጅ” ናይ ዝኾነ ፖለቲካዊ ውድብ ጸግEነት ክህልዎ የብሉን ዝብል 
ውሳኔን መምርሕን ኣብቲ ናይ መወዳEታ ሰሙን ታሕሳስ  ኣኼባ ፈጻሚ 
ሽማግለ ኪዳን Iዩ ተወሲኑ። 
• Eዚ ውሳኔታት Eዚን ምርጫ ወከልቲ በርጌሳዊ ማሕበራትን ኣብ ዘይህላዌ 3 
ሰልፍታትና ተገይሩ ጥራይ ዝይኮነ፡ መነ-መን ከም Eተሓጽዩን Eተመርጹን 
ከይተሓበረና ጸኒሑ። 
• መኽፈቲ ኣኼባ ኣሰናዳIት ሽማግለ ንEለት 30 ጥሪ 2010 ክግበር፤ ድሒሩ 
ከኣ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ  ብEለት 15-2-2010 ክጋባኣ Iዩ 
ተባሂሉ። ብዛEባ ምርጫ ሲቪክ ማሕበራት ንዂሎም ኣባላት ፈጻሚ ሽማግለ 
ኪዳን ከይተሓበረኒ ክሳE ፍርቂ የካቲት 2010 ጸኒሑ። ብጒዳይ ኣሰናዳIት 
ሽማግለ ንምፍላጥ ብEለት 15-2-2010 ንተወልደ ገብረስላሴ ኣኼባ ፈጻሚ 
ቤት ጽሕፈት ኣይግበርን ዲዩ I ለ ሓቲተ፣ ሕጽረት ጊዜ ከም ዘሎዎ 
ገሊጹለይ። ኣብ መወዳEት ከኣ ናይ ፈጻሚ ሽማግለ ኣኼባ ተባሂሉ፡ ብEለት 
17.02.2010፡ ንገለ ደቓይቕ ቅድሚ ምጅማር ኣኼባ ኣሰናዳIት ሽማግለ 
ተኣኪብና። Eተን ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ክሓተን ዝኸኣልኩ ሕቶታት ድማ 
Eዘን ዝስEባ ነበራ፡- 
- ኣነ ክሳብ ሕጂ ብዛEባ ኣመጻጽኣ ሲቪክ ማሕበራት ዝኾነ ይኹን ሓበሬታ 
የብለይን፡፡ ስለምንታይ?   
- ንኤውሮጳ ክልተ ኣባላት ተወሲኖምሎም ነይሮም ተባሂሉ። ከመይ ጌይም ሕጂ 
ካብ ኤውሮጳ ሰለስተ ኣትዮም ኣሎዉ ዝብሃል ዘሎ? 
- ካብ ቀጠር ዝመጸ ሰብ፡ ንመን I ዩ ወኪሉ መጺU ዘሎ? E ቶም ካልOትከ? 
ኣሜሪካኸ E ንታይ ኮይኖም በዂሮም ትብሉና? ድምጸን ዝስማE ከም ስድሪ 
ዝኣመሰላ ማሕበራት ብኸመይ ተወኪለን? ወዘተ… 
ነዚ ሕቶታት Eዚ Eተማልኤ መልሲ ከይረኸብኩሉ ግዜ ኣኺሉ ብሃታሃታ ኣብ ኣኼባ ኣስናዳIት 
ሽማግለ ተሰጋጊርና። ንመጀመርያ ጊዜ Eውን ብጕዳይ ከመይነት ውክልና በርገሳዊ ማሕበራት 
ክሓትትን በብቚሩብ ክሕበርን ጀሚረ።  

PDF page 5

View this page in original PDF

ውክልና ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኪዳን 
ሰልፊና ካብ ምጽንባርዊ ዋEለ ውጽE Iሉ፡ ጌና ስራሕ ከይጀመረ፡ ብሸነኽ ኣቦ መንበር ማEከላይ 
መሪሕነት ኪዳን፡ ዓብደላ ማሕሙድ፡ ዘይተጸበናዮ ህዉኽ ጠለባት ክሰድድ ጀሚሩ። ወከልትኹም 
ኣብ ፈጻሚ ሽማግለን ኣብ ኣሰናዳI ሽማግለን መነመን Iዮም ከኣ ተባሂሉ። Eዚ ሕቶታት Eዚ 
ንኣኼባታት ማEከላይ መሪሕነት ኪዳን ስለዝምልከት ከኣ፡ ከምቲ ልሙድ ኣሰራርሓ ኪዳን፡ ክሳE 
ስሩE ኣኼባ ባይቶ፡ ኣብዚ ዘሎናዮ መሰጋገሪ Eዋን፡ ብዝነበረና ውክልና ክንጸንሕ ከም EንኽEል 
ርዱE ነይሩ። Eቲ ልምዲ’ውን ከምU Iዩ። (ኣብ ሰነዳት ኪዳን፡ Eተጸናበረ ውድባት ድሕሪ 
ክንደይ ጊዜ ከም ሓደ ውድብ ከም ዝውከል ዝርዝራዊ ንጹርነት ስለዘየለ፡ ብሕሉፍ ልምዲ ወይ 
“ሳብቓ” ንምራሕ Iልና። ግንባር ድሕነት ሓደ ውብድ ድሒሪ ምዃኖም ን7 ወርሒ ዝኸውን 
ኣብ ፈጻሚ ሽማግለን ኣሰናዳI ሽማግለን ከም 3 ውድባት Eናተወከሉ ከም ዝጸንሑ ዝዝከር 
Iዩ)፡፡ ዓብደላ መሓሙድን ካልOትን ግን ነዚ ቅኑE መንገዲ ክቕበሉ ኣይደለዩን። ብሕጊ ምስ 
ተተሓሓዝናዮም፡ ድማ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ E ሞ ኸኣ ኣብ ታሪኽ ኪዳን ተገይሩ 
ዘይፈልጥ/ብዘይንቡር ኣገባብ/ “ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ኪዳን” ንEለት 09.03.2010 ጸዊOም። E ቲ 
ብዘይ ንቡር ኣገባብ ዘብለኒ ዘሎ ድማ፡ ንቡር/ሳብቓ ዘይተኸተለ ኣብ ርEሲ ምዃኑ፡ መሰል ኣባላት 
ማEከላይ መሪሕነት ዝገፍፍ ኣገባብ Eውን ነይሩ። ማለት፡- 
- ኣባል ማኣከላይ መርሕነት ኣብ ኣኼባ ክሳተፍ መሰሉ ምዃኑ Eናተፈልጠ፡ ነዚ 
Eድል E ዚ ዝዓጹ ናይ ጊዜ ምድራት ተገይሩ። ብተዘዋዋሪ መንገዲ፡ ኣባላት 
ባይቶ ከምዘይመጹ ምግባር ዘይቅኑE ኣሰራርሓ Iዩ ነይሩ። 
- ኣብ መንጎ ሰለስተ መዓልቲ ይትረፍዶ Eቶም ርሑቕ ዘለዉ ክሳተፉ Eቶም ኣብ 
Iትዮጵያ ዝነበሩ Eውን ክመጹ ኣይከኣሉን። Eቶም ክመጹ ዘይክEሉ፡ ኣባላት 
ባይቶ ብዘይኮኑ ሰባት ቀይሮምዎም። ብወገንና ዘስደመመና ጒዳይ Eኳ Eንተኾነ፡ 
ነዚ ጥሕሰት ሕጋዊ ኣጸዋውዓ ኣኼባ ባይቶ Eውን ሸለል ክንብል መሪጽና።  
- ድሕሪ ህጹጽ ኣኼባ “ባይቶ” ኪዳን፡ ውክልና ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ 
ካብ 3 ናብ 1 ወሪዱ። ካብቲ ዘይንቡር ጒዳያት E ውን E ቲ ምክትል ኣቦ 
መንበር ኪዳን ዝነበረ ብጻይ ሓጅ ዓብደኑርን፡ ኣብ ፈጻሚ ኣካል ኪዳን ናይ 
ህዝባዊ ጒዳያት ኣባል ዝኾንኩ ኣነን ( መሓመድ ዓሊ)፡ ናይ ዓመትን ፈረቃን 
ንጥፈታትና ብደረጃ ጸብጻብ ናብ ባይቶ ኪዳን ከየቕረብና ጒዳይና ተዓጽዩ። 
ኣባልነት ኣብ ኣሰናዳIት ሽማግለ Eውን ከምU። ሰልፍና፡ ነዚ’ውን ሸለል ንበሎ 
ብማለት ሓሊፍዎ። 
- ኣብቲ ናይ 17 የካቲት 2010 ኣኼባ  ኣሰናዳIት ሽማግለ Eውን ኣብ ቅድም 
ዝተወደኣን ዝተወደበን ኣኼባ Iና ኣቲና። ውሽጣዊ ሕጊ ኣሰናዳIት ክግበር 
ክትE ኣብ E ተጀመረሉ፡ በሺር I ሳቅ ኣስናዳIት ሽማግለ ብ21 ትቀውም 
ኣይንበል E ንታይደኣ ካብ ፖለቲካዊ ውድባትን ሲቪክ ማሕበራትን ትቅውም 
ጥራይ ንበል I ሉ ሰለስተ ሰዓት ዝኸውን ኣብዚ ነጥቢ E ዚ ተኻቲU። E ቲ 
ብባይቶ ኪዳን E ተሓንጸጸ ውሳኔ ብድልየታቶምን ከም ድላዮምን ክቕይርዎ 
ተረኺቦም። ኣብ መወዳEታ 21 ንበል ግን ምልክት/ፉትኖት ጌርና ንሕለፍ 
ተባሂሉ ( ብህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ሕጋውነት ክሳE ዘልብስዎ)። ኣባላት ሰልፊ 
ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ተቃዎሞና ኣመዝጊብና። E ዚ ነቲ ኣንጻር ገለ 
ሰልፍታት ብቅሉE ዝስራሕ ዝነበረ ጌጋ ኣሰራርሕ ኣብሪሁ የርI። 

PDF page 6

View this page in original PDF

- ብጒዳይ ኣወኻኽላ በርገሳዊ ማሕበራት ዓበይቲ ሕቶታት ከለዋና፡ ኣብ ምጽራይን 
ኣብ ምሕታትን ብምድሃብ፡ ካብቲ ኣኼባታት ኣሰናዳIት ምስሓብ ጊዜ ከም 
ዝወስድ ርIና። መሪሕነት ሰልፊ’ውን ኣጽኒU ክጻE ዝበጽሖ ጊዜ ከምዘድልዮ 
ርዱE ነይሩ። ክሳE ብሩህ ስEሊ ዝርከብ ከኣ ኣብቲ ኣኼባታት ኣሰናዳIት 
ክንቅጽል ግድን ነይሩ።  
- ካልE ኣገዳሲ ነገር ኣብ ክትE ኣሰናዳIት ሽማግለ፡ ዋEላ ዝግበረሉ ጊዜ ምውሳን 
ነይሩ። ኣብ ውሽጥና ክልተ ርEይቶ ነይሩ። E ቲ ሓደ ኣብ ታሕሳስ 2010 
ይገበር ዝብል ንሕና ዝነበርናዮ ዓብላሊ ደገፍ ዝነበሮ  ክኸውን ከሎ፡ Eቲ ካልኣይ 
ሸነክ ድማ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዝብል ነይሩ። ብድምጺ ኣብ መወዳEታ ታሕሳስ 
2010 ክግበር ተወሲኑ ተደምዲሙ። ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ግን፡ ብዓል በሺር 
ብደገፍትና ተደዊሉልና፡  “ ንሕና ኣብ ታሕሳስ ኣይንምውሎን Iና Iሎምና” 
ብማለት ነቲ ኣብ ሓምለ ይገበር ዝብል ርEይትOም ዳግም ኣቕሪቡ። Eንደገና 
ዳርጋ ክልተ መዓልቲ ኣካቲUና፤ ድምጺ ተዋሂቡዎ፡ ክልተ ሲሶ ስለዘይረኸበ 
ወዲቑ። E ንደገና፡ ጌጋ ውጺት ኣዊጅና ብዝብል ምኽኒት ካልኣይ ግዜ 
ኣድሚጾም ክልተ ሲሶ ከምዝረክብ ጌሮም!!! ነዚ ኣገባብ Eዚ ተጻሪርና ተቃወሞና 
ኣመዝጊብና። ካልE ክንገብሮ EንኽEል ነገር ኣይነበረን። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ፡ 
ነቶም ካብ በርገሳዊ ማሕበራት መጺOም ዝተባህሉ ፈሊጥናን ኣጽኒEናን 
Eንተንነብር፡ E ቶም ኣብ ኣወኻኽልOም ምልክት ሕቶ ዘሎዎም መጽናEቲ 
ይገበረሎም ምበልና፤ ካብ ኣኼባ Eውን ክንበኲር ምተገደድና። ብወገንና ኮነ 
ብወገን መሪሕነት ሰልፊን፡ ጌና ብርግጽ ዝበጻሕናዮ  ጭብጢ ኣይነበረን። Eዚ 
ካብቲ ሕጋዊ ጒድለታት መሪሕነት ኪዳን Iዩ። ክሕተቱሉ ከኣ ይግባE ነይሩ። 
ጌጋታት ሸለል ምባል ደረት ክግበረሉ ምተገብኤ። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ፡ ካብ 
ጌጋታትና Eንተዘይተማሂርና ኣብ ሕንፍሽፍሻት ክንነብር Iና።