Extracted PDF page text

Markato_2.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

                                (ካሌኣይ ክፋሌ) 
                              ብጸሊኢ ምትሓ዗ይ 
                                            
  ሑሴን ዩሱፍ (ቀዲማይ) - 1985                            ዓሉ ኑር ኣሕመድ                                                   
ከምቲ ሌሙድ ዕማማትና ንምሲሊጥ ምስ ብጻይ ሳሊሓዱን ብሓባር ፡ ሓዯ ሓዯ ግዛ ድማ ሓዯና ኣስመራ 
ንኣቱ ነርና ። ቅድሚ ምትሓ዗ይ ብገሇ ማዓሌትታት በይነይ ኣቲየ ነረ ። ብ28 ጥቅምቲ1970 ካብቲ 
ተኻሪናዮ ዜነበርና ገዚ ወጻኢ ኣብ ሹቅ ምስ ሓዯ ካብቶም ንጡፋት ኣባሊት ፡ መምህር ሙሓመድ ስዒድ ኣብ 
ውሽጢ ድኳኑ ዗ሊ ንእሽቶ ገዚ ነረ ፡ ቀትሪ ምስ ኮነ ሰብ ብዘሕ ዗ይንቀሳቀሰለ እዋን ካብታ ድኳን ወጺኤ 
ናብቲ ኣብ ገዚ ባንዲ ሓበሻ ዜተኻረናዮ ገዚ ክኸይድ ከልኹ ኣብ ጥቃ ፋብሪካ ናይ ኣሇም ማሓረና ምስ 
በጻሕኩ ካባይ ፍንቲት ኢለ ገረመስቀሌ ወዱ ቀሺ ዜባሃሌ ኣብ ሓሙሸይቲ ክፍሉ ተጋዲሊይ ዜነበረ ይመስሇኒ 
ብ1968 ከሰሊ ዜራኣየኒ ሰብ ፡ ርሒቅ ኢለ ስግር ጽርጊያ ንሱ እውን እንዲኸዯ ሪኤዮ ። ንሱ ከም ዜራኣየኒ 
ወይ ከም ዜፈሇጠኒ እኳ እንተ዗ይኣረጋገጽኩ ኣብ ኣስመራ ምህሊዉ ኣብ ጸሊኢ ኢደ ከም ከምዜሃበ ፍለጥ 
ስላ ዜኾነ ፈሉጡኒ ከይኮውን ፡ ንገዚ ብርሃኑ ገጸይ ምኻድ ሓዱገ ንዕዲጋ ሓሙስ ተጓዓዜኩ ። ይስዕበኒ 
ምህሊዉን ዗ይምህሊዉን ከረጋግጽ ፈቲነ ክሪኦ ግን ኣይካኣሌኩን ።  ኣይፈሇጠንን ዜብሌ ግምት ስላ ዜነበረኒ 
ድማ ብዕዲጋ ሓሙስ ኣቢሇ ናብቲ ገዚ ኣቲየ ። ንሱ ግን ዲሓር ከም ዜፈሇጥኩዎ ተኸዊለ ብካሌእ ዗ይፈሌጦ 
ሰብ ይከታተሇኒ ነሩ። 
እቲ ገዚ ብሽም ኣባሌና ተጋዲሊይ ዓሉ ኑር ኣሕመድ ኢና ተኻሪናዮ ዜነበርና ። ዓሉ ኣብቲ እዋን ተታሒዘ  
ዲሓር ፍርደ ምስ ወዯኤ ንሜዲ ዜወጸ ተጋዲሌይ እዩ ። ምስ ዓሉ ኣብቲ ገዚ ተራኽብና ነቲ ጉዲይ ሓቢረዮ : 
ገብረመስቀሌ ስዒቡኒ ከይኮውን   ጠርጠራ ስላ ዜነበረኒ ወጻኢ ካብቲ ገዚ ክድህስስ ነጊረዮ ። ነዊሕ 
ከይጸናሕና እቶም ዜሳዓቡኒ ኣነ ከይፈሌጦም ኣብቲ ካንሸል ዗ል ዋና ገዚ ኣምጽኦም ክፈተሇይ በል ኢልምዎ 
። ማዕጾ ኳሕክሑ ኣነ እየ ኢለኒ ፡ ኣነ ድማ ድምጹ ፈሉጠ ክፊት ምስ ኣበሌኩ ፡ ሓዯ ካብኦም ከይትንቀሳቀስ 
ኢለ ሽጉጥ ሕዘሇይ ኣነ ድማ ኣብ ዓራት ትሕቲ መተርኣስ ገረያ ዜነበርኩ ሽጉጠይ ከሌዕሌ ዕድሌ 
እንተረኸብኩ ኢሇ ፡ ኢሂ ! ዲሓንዶ እተዉ ፡ ኢሇ ንድሕሪት ግምጥሌ ምስ በሌኩ ሓዯ ጥር ኢለ ሕዘኒ 
ካብታ ገዚ ብሓይሉ ኣውጽኦሙኒ ። ካብቲ ካንሸል ምስ ወጻእና ኣብ ጥምጥም ኣቲና ኣነ ሓንሳብ ብእግረይ 
ሓንሳብ ብኢዯይ ብ዗ልኒ ሓይሉ ይሃርሞም ነረ ። ንሳቶም ኣማረ ዜባሃሌ ዉሩይ ናይ ስሇሊ ባእታ ዜመርሖም 
ወዱ ቀሺ ሳሌሳዮም ሰሇስተ ሰባት ነሮም ። ዜገብሮ ዜነበርኩ ናይ ምህዲም ፈተናታት እዩ ነሩ ። ብምትሓ዗ይ 
ብዘሓት ኣባሊት ክስምብደ ስላ ዜኽእለ እንዲተባኣስኩ ቶኪሶም ክቀትለኒ እውን ይምኔ ነረ ግን 
ኣይገበሩዎን ። ክሃርሙኒ ከልዉ ሓዯ ካብኦም ብእምኒ ሌዕሉ ዓይነይ  ፈጊኡኒ ፡ ምስ ባእሲ ዯም ብዘሕ ስላ 

PDF page 2

View this page in original PDF

ዜኸዯኒ ድኻም እንዲተሰማዓኒ ከይደ ፡ ብሓይሉ ኣጽንዖም ሕዝም ንቤት ማእሰርቲ ማርካቶ ገጾም ብእግረይ 
ወሲዶሙኒ ። መሌሓሰይ ግን ኣይዯኸመን ነሩ ። ብፍሊይ ካብቲ ብገዚ ብርሃኑን ዕዲጋ ዓርብን ዜመጽእ 
መንገድታት ዜራኸበለ እንዲ ክንክን ኣትሒዜካ ክሳብ ካርቸሉ ማርካቶ ዜኸይድ ጎዯና ዲንካሉያ ክሪኡኒ 
ብየማነ ጸጋም ታኣኪቦም ዜጓዓዘ ዜነበሩ ሰባት ክሰምዑ ዓው ኢሇ ብሙለእ ሓይሇይ “ ኤርትራ ኢትዮጵያ 
ኣይኮነትን ! ኣቱም ኤርትራዊያን ክሳብ ማዓስ ትም ትብለ ! ኢትዮጵያ ካብ ሃገርና ትውጻእ 
ወ዗ተ.እንዲበሌኩ ይኸይድ ነረ ፡ ትም ከብለኒ ብዘሕ እኳ እንተፈተኑ ክሳብ ካርቸሉ ከይኣቋረጽኩ እንዲ 
ነዯርኩን እንዲ ጨራሕኩን ከይዯ ። ኣብቲ ኣስታት ሓዯ ኪል ሜተረ ዜኾውን ጎዯና  ገሉኦም ኣብ ዗ልዉዎ 
ጠጠው ኢልም ክሪኡኒ ከልዉ  ፡ ካሌኦት ታኣኪቦም ብየማነ ጸጋም ዯድሕረና ይኸደ ስላ ዜነበሩ ፡ ኣብቲ 
ጎዯና ዜነበረ ኩነታት ኣነ ዜመርሖ ድምጺ ዗ይብለ  ሰሊማዊ ሰሌፊ ይመስሌ ነሩ ። 
 እቶም ጸጥታ ነቶም ኣብቲ ካርቸሉ ዜነበሩ ፖሉስ ምስ ኣረከቡኒ ፡ ናበይ ከምዜኸደ ኣይፈሇጥኩን ። 
ገረመስቀሌ ሽመይ ኣይፈሇጣን ይመስሇኒ እቶም ፖሉስ ኮፍ ኣቢልም መን ሽምካ ወ዗ተ. ኢልም ክሓቱኒ 
ጀሚሮም ። ኣነ ድማ ኤርትራዊያን ምዃኖም ስላ ዜፈሇጥኩ መቀጸሌታ ናይቲ ዜዚረቦ ዜነበርኩ ፡ ሽመይ 
ኤርትራዊ እዩ ፡ ሃገረይ ኤርትራ እያ፡ ጭቁን ይባሃሌ ፡ ውጹዕ ይባሃሌ ፡ ተጋድል ሓርነት ኤርትራ ይባሃሌ …. 
ብምባሌ ይምሌሸልም ነረ ። ብከምዙ ሽመይ ንምፍሊጥ እንዲሓተቱ ከልዉ ሓዯ ብመሌሓሱ ኢትዮጵያዊ  
ምዃኑ ዜፈሇጥኩዎ ሞኮነን ናይ ፖሉስ ህድእ ኢለ መን ሽምካ ኢለ ምስ ሓተተኒ ፡ ኣብ ቅድሚ እቶም 
ዜሓቱኒ ዜነበሩ ኤርትራዊያን   ንሲኻ ኢትዮጵያዊ  ጸሊኢየይ ስላ ዜኾንካ ዋሊ እውን እንተቀተሌካኒ ግቡእካ 
እዩ ኣነ እውን ዯስ ይብሇኒ ፡ ነዝም ግዘኣት ወይጦታት ግን ኣይነግሮምን  ኢሇ ፡ ሽመይ ዓብዯሊ ሓሰን እዩ ፡ 
ተጋዲሌይ ተጋድል ሓርነት ኤርትራ እየ ኢሇ ሽመይ ይነግሮ ። ንሱ ዗ረባይ ሰሚዑ ፍሽኽ ክብሌ ከል፡ እቶም 
ኤርትራዊያን  ርእሶም ኣድንኖም ትም ኢልም ። ድሕሪ ገሇ ዯቃይቅ ኣብቲ ዗ልናዮ ገዚውቲ ድምጺ ናይ 
ጥይት ሰሚዔ እታ ምሳይ ዜነበረት ሽጉጥ ተልጊማ ስላ ዜነበረት ክተናክፉዋ ከልዉ እያ ቶቶኪሳ ብማሇት “ 
ሰብ ሇኪማ ክትኾውን ተስፋ ይገብር  “ ምስ በሌኩዎም ተጠማምቶም ትም ኢልም ። 
ስላ ዗ይፈተሹኒ ገሇ ነገራት ዗መዜግበሊ ኖታን ገሇ ወረቓቕትን ቁሩብ ገን዗ብን ኣብ ጁባይ ነሩ ። ኩለ ጊዛ 
ከተማ ክኣቱ ከልኹ፡ ብፍሊይ ኣስማት ናይ ሰብ ይኹን ቦታታት ብምስጥራዊ ኣጸሓሓፋ እየ ዜጽሕፎ ነረ ። 
ናይ ብርዒ( ምስጥራዊ) ሽመይ ድማ  ኻሉድ ዓሉ ኻሉድ ነሩ ። ስላዙ ብዘሕ ዗ሰክፍ ነገራት ኣይሕዜን ነረ 
።ይኹን እምበር ምናሌባሽ ናብ ገሇ ነገራት ክመርሖም ስላ ዜኽእሌ ከርሕቆ ስላ ዜመዯብኩ ፡ እቲ ሞኮነን 
ምስ ከዯ  ፡ ዯፊረ ነቶም መጀመሪያ ዜመጹኒ ክሌተ ኤርትራዊያን ካብ ጁባይ ኣውጽእ ኣቢሇ ፡ ህንኩም እዙ 
ሕዘዎ ኢሇ ንሓድኦም ሂበዮ ። ትም ኢልም ድማ ተቀብልሙኒ ። ዲሓር ከም ዜፈሇጥኩ ሓዯ ካብኦም ኣብ 
ጀብሃ ተሰሉፉ ነሩ እቲ ካሌኣይ ግን ኣይፈሇጥኩን ። ድሕሪዙ ሻምበሌ በሇጠ ናይ ጸጥታ ( ሲ. ኣይ. ዱ) ሓሊፊ 
ዜነበረ ታሓቢሩ ይመስሇኒ ኣብቲ ቦታ ብቅጽበት ናባይ መጺኡ ገጸይ ጠሚቱ ፡ ናይ ሓጎስ ምሌክት 
እንዲኣርኣየ “ ኣብዯሊ ተያዜክ ? “ ዓብዯሊ ተታሕዜካ ?  ኢለኒ። ኣነ ኣይመሇሽኩለን ። ንሱ ብዚዕባይ ካብ 
ኣስመራ ከይወጻእኩ ኣብ ምንቅስቃስ ናይ ተማሃሮ ከልኹ እዩ ዜፈሌጠኒ ። ሜዲ ምውጻኤይ ይኹን ካሌእ 
ነገራት ብዚዕባይ ኣጸቢቁ ይፈሌጥ ። ድሕሪዙ ብማኪና ንኣጂብ (ቤት ጽሕፈት ናይ ሲ.ኣይ.ዱ. ) ናብ መጀር 
ጀነራሌ ተድሊ ዑቅቢት ዜተከኤ ዲሓር ዯርጊ ዜቀተል መ/ጀ/ ጋሻው ከበዯ ወሲዶሙኒ ። ንሱ ኣብታ ገዚ 
ዜረኸቡዋ ሓንቲ ማሕተም ዗ልዋ ገን዗ብ ንዜህቡ ዜዋሃብ ንእሽቶ ኣስማት ዗ይብሊ ሓዲስ ደብሉከይትን 
(ቅብሉት) ገሇ ጽሑፋትን ኣብ ኢደ ሕዘ እንዲገማጠሇ ፡ ንዕቀት ድዩ ጽሌኢ ኣይፈሇጥኩን ናባይ ግሌጽ 
ከይበሇ ፡ መን ሌኢኹካ ? ንምንታይ ተሊኢኽካ ? ኢለ ሓቲቱኒ ። ኣነ ድማ ንዒቁኒ ከም዗ል ገሚተ ንነፍሰይ 

PDF page 3

View this page in original PDF

ከይኣዕበኹ ዑመር ዓብዯሊ እዩ ሌኢኹኒ ኢሇ ትም ኢሇ ። ዑመር ዓብዯሊ  ዜባሃሌ ኣባሌ መሪሕነት ኣብ 
ጀብሃ ኣይነበረን ትም ኢሇ እየ ጠቂሰዮ ።ንምንታይ ከይበሇኒ ውሰደዎ ! ኢለዎም ። 
ካብ ተሞክሮታትና ብምጥቃም ንኣባሊትና ክታሓዘ ከልዉን ፡ ኣብ ኣወዲዯባ ዜጠቅሞም ይኹን ካሌእ 
ዜተፈሊሇየ መምረሒታት ንሂቦም ነርና። ገሇ ካብዙ መምረሒታት ድማ  ሓዯ ግዛ ኣብ ኢድ ጸጥታ ወዱቁ 
ነሩ ። ኣብቲ መምረሒታት ንምሳላ ፡ ናይ ሓባር ምትእስሳር ዗ልዎም ኣባሊት ብዜሖም ካብ 15 ሰብ 
ከይበዜሑ ፡ ሓዯ ኣባሌ ብጸጥታ ክታሓዜ ከል ንዜጓነፎ መርመራታት ተጸሚሙ ክጸሮ ከም዗ልዎ ፡ እቶም 
ጸጥታ ጭብጢ ከም ዜረኸቡ ምስ ፈሇጥካ እውን ፡ እቶም ዗ይተታሕዘ ብጾትካ ከምሌጡ ወይ ካብቲ 
዗ልዉዎ ቦታ ንምሌጋስ ፡ ንብረት ወይ ሰነዲት ንምሕባእ ወ዗ተ. ዕድሌ ክረኽቡ ብዜካኣሌ መጠን 
እንዲካሓድካ ንገሇ ግዜያት ከምዜዯናጎዩ ምግባር ዜብሌ ኣስተምህሮ ንህብ ስላ ዜነበርና ይመስሇኒ ፡ ወይ 
ድማ ዜኾነ ኣካሌ ናይ ጸጥታ ንሕቶታቱ ከምቀዲምነታቱ ክሰርዖ ባህሪያዊ ስላ ዜኾነ ብቀጥታ ዯመይ 
ከይነቀጸ ንፎርቶ ወሲዶሙኒ ። ፎርቶ ጦር ሰራዊት እዮም ነሮምዋ ። ኣብቲ እዋን ካብ ጦር ሰራዊትን 
ፖሉስን (ጸጥታ) ዜቆመት ናይ ሓባር ኮሚቴ ገሮም ይሰርሑ ነሮም። ዗ሳቅዩ ሰባት ኣዲሌዮም ኣብ መርመራ 
ኣእቲዮሙኒ ። እተን ሕቶታት ድማ  ውሱናት ነረን።  ካሌኦት ብጾትካ ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ኣበይ ኣልዉ ? 
዗ይኣተዉ እንተኾይኖም ማዓስ ክኣቱዉ እዮም ? መዯብኩም እንታይ እዩ? ኣስመራ ማዓስ ኣቲኻ ? ዜብሌ  
ነሩ ። ተሓባበርቲ ይኹን ኣባሊት መን እዮም ዜብሌ ሕቶታት ኣብዚ ሇይቲ ፈጺሙ ኣይነበረን ። መሌሲ ናተይ 
ድማ ኩለ ዜዯሌዩዎ ነገራት ስላ ዜተረዲኣኒ ፡ ዜመጻእኩለ ማዓሌቲ ኣሕጽር ኣቢሇ ቅድሚ ክሌተ ማዓሌቲ 
ከምዜመጻእኩ ፡ ብ዗ይካይ ዜኣተወ ከም዗ይሌቦ ? እታ ዜተታሓዜኩሊ ገዚ እንተ዗ይኮይኑ ዜፈሌጦ 
ከም዗ይብሇይ ፡ መዯበይ ድማ እንተ ረኺበ ኣባሊት ምስራዕን  ገን዗ብ ምእካብን ጥራሕ እዩ ዜብሌ መሌስታት 
ይህቦም ነረ።  
እዙ ሕቶታት ክሓቱኒ ከልዉ ፡ ኣእዲወይ ኣሲሮም ክሌተ ኣብራኸይ ኣብ ሞንጎ ኣእዲወይ ኣእቲዮም ፡ 
ኣእዲወይ ንሊዕሉ ከይወጻ በትሪ ኣብ መዕጸፊ ኣብራኸይ ኣእቲዮም ጥራሕ ዜባነይ ብ዗ልዎም ሓይሉ ብተሪር 
ጭጉራፍ  ይሌብሌቡኒ ነሮም ። ንድሕሪት ብሕቆይ ኣውድቆም ኣብ ከብዱ ኣእጋረይ ይሃርሙኒ ። እቶም 
዗ሳቅዩ ኤርትራዊያን እዮም ከሳቅዩኻ ከልዉ ዕቡዲት እዮም ዜመስለ ። ሓንሳብ እንዲኣዕረፉ ሓንሳብ ድማ 
ከዚሩቡኒ እንዲፈተኑ ክሳብ ኣስታት ፍርቂ ሇይቲ  ቀጺልም ። ሻምበሌ በሇጠን መሳርሕቱን ዜጠቅሞም ነገር 
ክረኽቡን ክሰምዑን ሙለእ ሇይቲ ከማይ ድቃስ ስኢኖም ሓዱሮም ። ምስ ቀበጹ ክሌተ ኢዯይ  ንድሕሪት 
ኣሲሮም ኣብ ሓዯ ብሬት ዜዓጠቀ ዋርድያ ጦር ሰራዊት ዗ልዋ ቦታ ወሲዶም ኣብ ኮሪዶር ኮፍ ኣቢልሙኒ ። 
ካብ ሇይቲ ዜተረፈ እዋን ኩለ ዓይነይ ሰም ከይኣበሌኩ ብኮፈይ ክቁንዝ ሓዱረ ። መሬት ምስ ወገሔ ነቲ 
ዋርድያ ክሸይን ዯሉየ ምስ በሌኩዎ ትቅብሌ ኣቢለ “ ሽን ዯም ሽን ” ኢለኒ ። ብሓይሉ ተሲኤ ኣብዙ ሽን 
ስላ ዜበሇኒ ካብቲ ንሱ ዗ልዎ ቦታ ከይራሓቅኩ ሸይነ ። ከምቲ ንሱ ዜበል ድማ  ሽንተይ ዯም ነሩ ። ኣብቲ 
ዜነበርኩዎ ተመሉሰ ኮፍ ምስ በሌኩ ድሕሪ ገሇ ጊዛ ሓዯ ሻምበሌ ናይ ጦር ሰራዊት ዲሓር ከምዜፈሇጥኩዎ 
ኣብ ኡም ሓጃር ዜነበረ ሻምበሌ በልው ዜባሃሌ ፡ "ወረበሊው የት ኣሇ "?  እቲ ሽፍታ ኣበይ ኣል እንዲበሇ 
ንምርኣየይ እንዲታሃወኸ ፡ ክንዱ ጎቦ ዜኾውን ወተሃዯራዊ ክዲን ዜተኸድነ በሇጭሇጭ ዜብሌ ማዕሪጋት 
ዜተሸሇመ ጸሉም ነዊሕ ሰብኣይ ኣብ ሌዕሇይ ጠጠው ኢለ። ባዓሌ ሽመት ፡ ሞኮነን ወይ ሻምበሌ ስላ ዜኾነ 
ናዓይ ምስ ራኣየ ስላ ምንታይ ንኣኽብሮተይ ጠጠው ዗ይበሇ ኢለ ይመስሇኒ “የት ኣባትህ ተነስ ፡ ተነስ " 
ብምባሌ “ብኮፈይ ኮልኹ  ብጫማኡ ብሓይሉ ኣብ ዓጽሚ ዲንጋይ ምስ ሃረመኒ ዯም ጸረር ኢለ ነቲ 
ዜነበርኩዎ ሰመንቶ ኣበሊሽዩዎ ። ብቀጻሉ ተነስ ተነስ ይብሌ ስላ ዜነበረ ኣነ ኣእዲወይ ንድሕሪት ተኣሲረ ስላ 
ዜነበርኩ ቀሌጥፈ ጠጠው ክብሌ ስላ ዗ይክእሌ ኣብ መንዯቅ ብሓይሉ ተጸጊዔ እንዲተሓሰኹ ተሲኤ ። ገሇ 
ክሌኢታት (ሰከንድስ) ዜኾውን በተን ኣብ ሰፊሕ ገጹ ዗ልዋ ሃሌሃሌታ ሓዊ ዗ውጸኣ ዗ልዋ ዜመስሊ ፡ 

PDF page 4

View this page in original PDF

ምሌክት ርህራሄ  ዗ይብሇን  ኣዒንቱ ብቱክረት ክጥምተኒ ጸኒሑ ፡ እንታይ ከም ዜበሇ ኣይፈሇጥኩን ፡ ዜበሌዖ 
ነገር ከም ዜሳኣነ ዜብኢ እንዲኣግሮምሮመ ከይደ። 
ድሕሪዙ ኣብቲ ፎርቶ ኣብ ውሽጣ ናእሽቱ ሸሊታት ዜተሰርሓ ዓባይ ካመራ (ቻምበር ) ኣብ ሸሊ ኣእቲዮሙኒ 
። እተን ሸሊታት ብተርታ ኣብ ሓዯ መስመር ዜተሰርሓ ኮይነን ብሊዕሉ ክፉታታት እየን። ስፍሓተን ክሌተ 
መትሮን ርብዕን ብሓዯ መትሮን ፈረቃን  ይኾውን ፡ ማዕጾ ናይቲ ሸሊታት ኣስታት 13 ብ 13 ሰንትመተር 
ዜኾውን ናእሽቱ መስኮት ኣሇዎ ። ሻዓ ሇይቲ መንጸፍ ይኹን ክዲን ማይ ብሌዒ ዜባሃሌ ኣይነበረን ። ንገሇ 
ዯቃይቅ ተገዱድካ ዓይንኻ ሰም ምባሌ እንተ዗ይኮይኑ ድቃስ ዜባሃሌ ኣይመጸንን ። 
 ድሕሪኡ ዜነበረ ማዓሌትታት እቲ መርመራ ብዜኸፈኤ ኣገባብ ቀጺለ እቲ ሕቶታት እውን ሓፈሻዊ ነሩ ። 
ቀንዱ ካብኡ ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ዗ልዉ ኣባሊት ክፈሌጡ ይዯሌዩ ፡ ገን዗ብ ካብ መን ኣውጽእኩም ? ምስ 
መንግስቲ ካብ ዜሰርሑ ምሳኹም ዜተሓባበሩ መን ትፈሌጥ ? ወ዗ተ. ዜብሌ ነሩ።  ቅድሚ ምእሳረይ ብ዗ይ 
ጭብጢ ዜኣሰሩዎም ብዘሓት ስላ ዜነበሩ እውን ፡ ንእገሇ ትፈሌጦዶ ዜብሌ ሕቶታት ነሩ ። ኣነ ካብቶም 
ኣብኡ ዜጸነሑኒ ይኹን ሓዯስቲ ዜፈሌጦም ከም዗ይብሇይ ፡ ንሕና ስራሕ ኣብዙ ቀረባ እዋን ከምዜጀመርና 
ጸኒዔ ይምሌሽ ነረ ። መርመራ ምሲቃይ እንዲተቆራረጸ ካብ ሓዯ ወርሒ ን዗ይውሒድ ግዛ ስላ ዜቀጸሇ 
ከብዱ ኣእጋረይ ዯም ኮይኑ መጀመሪያ  ምስ ነቀጸ ቆርበቱ ብሙለኡ ተቀሉጡ ።  ካሌኣይ ጊዛ እውን 
ብማህረምቲ ቆሲለ ስላ ዜተቀሌጠ ብዘሕ ተሳቅየ እየ ። ምጽፋዕ እቲ ዗ይቋረጽ ነገር እዩ ። ክሓቱ እንተዯሇዩ 
ትእዚዜ ክህቡ እንተዯሇዩ እንዲጸፈዑ ስላ ዜሓቱኻ ብፍሊይ ጸጋመይቲ እዜነይ ብምጽፋዕ ሓቢጣ ዯም 
ተውጽእ ነራ ። ዜባነይ እውን እቲ ኩርማጅ ዜኣኽል ስጋ ሕዘ ስላ ዜሊዓሌ ይቅሇጥ ነሩ ። ሙለእ ገጽካ ሸጥ 
ኣቢለ ዜሕዜ  ፡ ኣብ ማእከለ ኣዕንትኻ ዗ርኢ መነጸር ዗ልዎ ማስከራ (መሸፈኒ) የእቱዉሌካ ። ትንፋስ 
ስኢንካ ዓይንኻ ግምጥሌ ምስ ኣበሌካ ፡ ክፊት የብለዋ ። ዲግማይ ገሇ ኣየር ምስ ሳሓብካ ምሌስ የብለዋ ። 
ብከምዙ ካብ 4 - 5 ዗ይውሒድ ግዛ የሳቅዩኻ ። ንገሇ ሰከንድስ እውን ብተኸታታሉ ኤሇትሪክ ኣብ 
ኣእዲውካ ኣሲሮም ይትኩሱኻ ። 
 ከም ዜራኣኹዎ ዜተፈሊሇየ ዓይነት ምስቃይ  ፡ ማሇት ከብዱ እግሪኻ ምህራም ፡ ስጋ ካብ ዜባንካ ምስቲ 
ኩርማጅ ተሊዒለ ክኸይድ ከል ፡ ዲግማይ ኣብ ዜተመሌጠ ቦታ ክዯግሙኻ ከልዉ ወ዗ተ. ቃንዚኡ ቀሉሌ 
ኣይኮነን ። ኤሇትሪክ እውን ክሳብ ሓንጎሌካ ዜበጻበጽ የንቀጥቅጠካ ፡ ብሙለኡ ኩለ ብጣዕሚ የሕምም እዩ 
። ግን ከም ርእይቶይ ዗ይጽወር ኣይኮነን ። ናዓይ  እታ ዜኸፈኤት ማስከራ ነራ ። ማስከራ ዕብጥ ከብለኻ 
ከልዉ ድሕሪ ገሇ ሰከንድስ ዓቅሌኻ ይጸበካ ፡ ከም ትንፋሳ ዗ይወጸ ዜታሓርዯት ዶርሆ ተዕሇብጥ ፡ ፈር ፈር 
ትብሌ ፡ ትንፋስካ ክትወጽእ ድማ ትምነ ። ዕረፍትኻ ኣብ ትንፋስካ ምውጻእ ጥራሕ ኮይኑ ይራኣየካ ። 
እንተኾነ በቲ መነጸር ዓይንኻ ስላ ዜሕለዉ ዓይንኻ ግምጥሌ ምስ ኣበሌካ ብቁሌጡፍ ካብ ገጽካ በግ 
ኣቢልም ንፋስ ይህቡኻ  እሞ ትንፋስካ ትምሇስ ። ስላዙ ናዓይ እታ ዜኸፈኤት ንሳ  ነራ ። ብሰንካ ይመስሇኒ  
ዯም ዜተፍኣለ ዜነበርኩ እዋን ነሩ ። 
 ቀንዱ ኣሳቀይቲ  ጋይም ፡ ርእሶም ፡ ሓጎስ ዜባሃለ እዮም ነሮም ። ዜሊዓሇ ዜነበሮም ማዕሪግ  ሻምበሌ ባሻ 
እዩ ። ከምቲ ዜተፈሊሇየ ጭካኔ ዜመሇኦ መርመራታት  ኣብ ነፍሰይ ዗ሕድሮ መሪር ስቅያት ፡ ዗ይርስዖ ሕማቅ 
ስሚዒት ዗ሕዯረሌይ ነገር ነሩ ፡ ንሱ ድማ  ሓዯ  ሽሙ ክጠቅሶ ዗ይዯሉ ኤርትራዊ ሞኮነን (ተሇንተ ) ኣብ 
ፎርቶ ስሒት ኢለ ዜመጽእ ዜነበረ ኣባሌ  ጸጥታ ፡ ሓዯ ማዓሌቲ ኣሲሮም ኣብ መሬት ኣውድቆም ከሳቅዩኒ 
ከልዉ መጺኡ እንዲ ጸረፈ ብሳእኑ ኣብ ገጸይ ረጊጹኒ ። ኣይጎዲኣንን ነዊሕ እውን ኣይገበረን ይኹን እመበር 
እዙ ተግባር  ሓዯ ማዓሌቲ እኳ እንተኾነ ኣብ ነፍሰይ ዜሰረጾ ጉድኣት ካብታ ማስከራ ንታሕቲ ኣይነበረን።     

PDF page 5

View this page in original PDF

ቀዯም ኣባሊት ናይ ሓራካ ( ማሕበር ሸውዓተ ) ወይ ድማ ጀብሃ ክእሰሩ ከሇዉ ኣብ ሌዕሌኦም ዜዜውተር 
ዜነበረ ስቅያት ኣብ ሌዕሉ ዜጠቀስኩዎ ተወሳኺ ካሌእ እውን ንሰምዕ ነርና ፡ ንሱ ድማ ከምታ ናይ ማስከራ ፡ 
ብርእስኻ ኣብ ማይ ዜመሇኤ በርሚሌ የእቱዉኻ ፡ ትንፋስካ ከይሓሌፍ ድማ ቀሌጥፎም ኣውጽእ የብለኻ ። 
ኣብ ፊረ ነፍስኻ ማይ ዜመሇኤ ጠርሙዜ የንጠሌጥለ ወ዗ተ. ነሮም ።  ካብቲ ዜዜክሮ ዚንታታት ኣብ ኣስመራ 
ከምዙ ዜኣምሰሇ ስቅያት ዗ሕሇፉ ቀዲሞት ተቃሇስቲ ናይ ሓራካ ይኹኑ ጀብሃ ብዘሓት እዮም ንምሳላ ፡ 
ካሕሳይ ባህሌብን ( ወዱ ሌቢ) እቲ ዓብይ ተጋዲሊይ ስዒድ ዲራንካይን ካሌኦትን ነሮም ። እዙ ግን ናዓይ 
ኣይኣጋጠመንን ።  
ኣሌዕሌ ኣቢልም እገሇ ይፈሌጦ እየ ኢለካ ፡ ረኺበዮ ነረ ኢለካ ወ዗ተ. እውን ይብለኻ ኣነ መጀመሪያ ካብ 
ስቅያት ከም዗ይፈርህ ካሌኣይ ስራሕና ሓድሽ ስላ ዜኾነ ዜነግሮ ነገራት ከም዗ይሌቦ መሌእኽቲ ከመሓሊሌፍ 
ስላ ዜዯሇኹ ፡ ኣነ ዜኾነ ዗ምጽኦ ሰብ ወይ ዗ረክቦ ንብረት ከም዗ይሌቦ ይነግረኩም ኣሇኹ ፡ ስላ 
዗ይትኣምኑኒ ግን ክተሳቅዩኒ ግድን እዩ ኢሇ ፡ ዜሓቶቱኒ ሕቶታት ብህድኣት መሉሸ ፡ በለ ሕጂ ድሊይኩም 
ግበሩ ይብልም ነረ ። ሓዯ ሓዯ ግዛ እቲ ስቂያት ንነዊሕ ግዛ ስሇዜቅጽሌ ዕረፍቲ ምእንታን ክረክብ ኣብ 
ክንዱ ነቲ ሕቶታት ኣሕጽር ኣቢሇ ዜምሌሾ ፡ ንመሌስታተይ ብተገዲስነት ክሰምዑዎን ክከታተለዎን ነዊሕ 
ዚንታ የምጻኣልም ። ንምሳላ ድሕሪ ገሇ ግዛ ንሕና ካብ ኣስመራ ካሻፋት ከም዗ውጻእና ስላ ዜፈሇጡ  እተን 
ካሻፋት ዜተገዜኣለ ገን዗ብ ካብ ውሽጢ ዜወጸ እዩ ዜብሌ ጠርጠራ ስላ ዜነበሮም፡ ቀንዱ ዗ገድሶም ነገር 
ካበይ ረኽብኩምዎ ዜብሌ ሕቶ ነሩ ። ኣነ ድማ እቲ ገን዗ብ እቲ ሓቂ ካብ ኣስመራ ዜወጸ እንተኾነ ፡ ኣብ 
ክንዱ ካብ ሜዲ ዜመጸ እዩ ዜብሌ ሓጽር መሌሲ ዜህቦም ፡-  ”መሪሕነት ጀብሃ ቅያዲ ኣሌዓማ ትባሃሌ ። 
ቅያዲ ኣሌዓማ ማሇት ጠቅሊሊ መሪሕነት ማሇት እዩ። ብዜሖም 38 እዩ ። ኣብ ሞንጎኦም ዑመር ዓብዯሊ 
ዜባሃሌ ናይ ገን዗ብ ሓሊፊ ኣል ። ንሱ ካብ ባርካ ንዓንሰባ ጦፍ ሰዱደ ። ጦፍ ማሇት ንፍለይ ተሌእኾ 
እትንቀሳቀስ ንእሽቶ ጉጅላ እያ ። ምስዙ ጦፍ ገን዗ብ ሰዱደ ዜያዲ ዋጋ ብምሃብ ኣኽስብኩም 
ወ዗ተ.ዜገበርኩም ገርኩም ካሻፋት ግዜኡሌና ኢለና ። ምስዙ ጦፍ ኣብ ከባቢ ዋዜንታት ተራኽብና 
“……ወ዗ተ. እንዲበሌኩ የ዗ንትወልም ። ንሳቶም ብተገዲስነት ጽን ኢልም ይሰምዑኒ ነሮም ።  ዜጠቀስኩዎ 
ነገራት ኩለ ድማ ፈጠራ እዩ ። ቅያዲ ኣሌዓማ ብዜሖም 38 እዩ ፡ ኣብ ሞንጎኦም ሓዯ ሓሊፊ ናይ ገን዗ብ ኣል 
ምባሌ ድማ ምስጥር ዗ይኮነ ማንም ዜፈሌጦ ሓፈሻዊ ነገር እዩ ። ዑመር ዓብዯሊ ዜባሃሌ ኣባሌ መሪሕነት ግን 
ኣይነበረን ፡ ንመጀር ጀነራሌ ጋሻው ከበዯ እውን ዑመር ዓብዯሊ ሌኢኹኒ ኢሇዮ ነረ ። ዋዜንታት ድማ 
ከምድሊዮም ዜበጽሑዎ ቦታ ኣይኮነን ወ዗ተ.። እተን ካሻፋት ቀረባ እዋን ዜተገዜኣ ኮይነን ከም ዜተፈሌጣ 
ስላ ዗ረጋገጽኩ እዩ ። እተን ሰሇስተ ወይ ሓሙሽተ ጽን ኢልም ዜሰምዑሇን  ዯቃይቅ ድማ ናዓይ ዓብይ 
ዕረፍቲ እዩ ። 
 ነገሩ ነዊሕ እዩ ። ርህራሄ ዗ይብለ ጭፍጨፋ ምስቃይ ጥራሕ ኣይኮነን ሳይኮሇጀካዊ ግጥሚያ እዩ ። 
ምትሊሌ ምድንጋር እውን እዩ። ንሳቶም ኣዯናግሮም ምስጥር ከውጻኣልም ብማሇት ናቶም ፈተናታት ነሩዎም 
። ኣሌዒሌ ኣቢልም ካብቶም ዜተኣሰሩ እገሇ ይፈሌጦ እየ ኢለካ ፡ ረኽበዮ ነረ ኢለካ ፡ ገን዗ብ ሂበዮ ኢለካ 
ወ዗ተ.እውን ይብለኻ ። ንምሳላ ሻምበሌ በሇጠ ንምድንጋር ኣብቲ መርመራ  " እተን ካሻፋት ዜተገዜኣለ 
ገን዗ብ እውን ረኽብናዮ ጨና ጨና ይጨኑ ካብ ከተማ ዜወጸ እዩ " ኢለኒ  እዩ ።  ኣነ ድማ  ፡ ኣነ እኳ 
ኣይጨነኹዎን ጨና እንተኾይኑ ድማ ኣብ ገጠር መሉኡ እዩ ዜብሌ መሌሲ ሂበዮ ። ማዓስ ምዃኑ ዗ይፈሌጦ 
ሓንቲ ዜሓዘዋ ቀያሕ ጁባ (ሱፍ ) ኣምጽኦም ኣብ ውሽጣ ሽጋራ ስላ ዜረኸቡ ይመስሇኒ መጀመሪያ ተኸዯና 
ኢልሙኒ ። ክንዲይ እንተኾይና ናትካ እያ ተባሂሇ ኣብ ጠርጠራ ክኣቱ ማሇት እዩ ይመስሇኒ ። ካሌኣይ ሽጋራ 
ሂንካ ኣትክኽ ኢልሙኒ ። ኣነ ግን የተክኽ ስላ ዗ይነበርኩ ኣይየተክኽን ኢሇዮም ።  

PDF page 6

View this page in original PDF

ከምኡ ድማ ኣፋውስ ካብ ውሽጢ ኣስመራ ነውጽእ ከምዜነበርና ሓፈሻዊ ሓበሬታ ወይ ጠርጠራ ስላ 
ዜነብሮም ናዓይ ከይሓተቱኒ ፡ ፈውሲ ኣብ ምሃብ ክተሓጋገዘዎም ዜኽእለ ኣብ ኣብያተ ሕክምና ዗ልዉ 
ክኾኑ ኣሇዎም  ዜብሌ ነገር ኣብ ግምት ብምእታው ፡ ክታሓዜ ከልኹ ዜተሃረምኩዎ ቁስሉ ስላ዗ይሓወየ 
ጠርጠራኦም ኣብ ዶክቶር ዓብደሌቃድር ዜቀነዔ ስላ ዜነበረ ኣብቲ ንሱ ዜሰርሓለ ዜነበረ ቤተ ሕክምና 
እቴገ መነን ሕጂ (ኣሮታ) ዜባሃሌ ክትሕከም ኢልም ወሲዶም ፡ ኮነ ኢልም ኣብቲ ዶክቶር ዓብደሌቃድር 
ዜነበሮ ክፍሉ ኣእቲዮሙኒ ። ዲሓር ከምዜፈሇጥኩዎ ፡ ናዓይ ኮፍ ኣቢልም ንዶክቶር ምስ ራኣኹ ዗ርእዮ 
ምሌክታት እንተል ከስተብህለ ኩለ ኣትኩሮኦም ናባይ ዗ድሃበ ነሩ ። ንዶክቶር እውን ይከታተለዎ ነሮም 
ማሇት እዩ ። ኣነ ንዶክቶር ይፈሌጦ እየ ንሱ ግን ኣይፈሌጠንን ነሩ ። ዶክቶር ዓብደሌቃድር ኣብ ኢጣሉያ 
ዜተማህረ ንባዓሌ ስዉእ ተጋዲሊይ ዶክቶር ይሕያ ጃብርን ተጋዲሊይ ኻሉፋ ዑስማንን ብጻዮም ዜነብረ እዩ ። 
ሌክዕ ድማ ብጻይ ሳሊሓዱን ኣብ ኣስመራ ተራኽቡዎ ኣፋውስ ወፊዩሌና ንሜዲ ኣውጽእናዮ ኢና ። ኣነ 
መጀመሪያ ንምንታይ ከም዗ምጽኡኒ እኳ እንተ዗ይፈሇጥኩ ፡ ዜኾነ ምሌክታት ናይ ምፍሊጥ ወይ ስምባዯ ስላ 
዗ይራኣዩሇይ ፡  ዶክቶር ይንቀሳቀስ ነሩ ርሕቅ ምስ በሇ ተገድዶም “ እዙ ዶክቶር ዓብደሌቃድር እኳ እዩ 
ኣይትፈሌጦን ድኻ” ኢልሙኒ ። ኣነ ድማ ኣበይ እየ ዜፈሌጦ እንታይ ትዯሌዩ ኣሇኹም ? ምስ በሌኩዎም 
ከምዚ ዗ይሰመዑ ትም ኢልም ሓኪሞም ንፎርቶ መሉሶሙኒ ። ዜሓከሙኒ ድማ ካሌኦት ነሮም ።  
  ከማኻ ኣብ ጀብሃ ዜነበረ ዜተታሕ዗ ኩለ ዜሓተትናዮ ነገር ስላ ዜመሇሸሌና ኣይተሳቀየን ኣይተሃርመን ምስ 
ሙለእ ጥዕናኡ ምሳና ኣል ፡ ንስኻ እንታይ ክትረክብ ኢኻ ነፍስኻ ተሳቂ ? ክትኣምን ምስኡ ከነራኽበካ 
ኢልም ድማ ናብ ብጻይ ሁማድ ዓምር (ካብሉ) ወሲዶሙኒ ፡ ኣነ ናቱ ሓቤረታ ኣይነበረንን ። ካብሉ 
ቅድመይ  ብክሌተ ወርሒ ኣቢለ በይኑ ኣብ ከባቢ ማንሱራ እዩ ተታሒዘ ።  ቅድመይ ሓፈሻዊ ሕቶታት 
ይሓቱዎ  እሞ ፡ ካብኡ ዜተሓባበሩኹም ሰባት መን ትፈሌጥ ይብለዎ ንሱ ድማ ንከተማ ዜሊኣኸሌና እገሇ 
ዜባሃሌ ይፈሌጥ ይብልም ። ሪኢኻዶ እዙ ከማኻ ዜተታሕ዗ እዩ ይብለኒ ። እዙ እውን ሓዯ ዓይነት 
መርመራ ወይ ሜሊ ነሩ። 
ካብሉ ካብቲ ሸሊታት ኣብቲ ጥቃይ ምሳይ ዜተሊገበት ሸሊ ከም዗ል ምስ ፈሌጥኩ ብሊዕሉ ኩፉት ስላዜኾነ 
እንተተዚረብኩ ስላዜሰምዓኒ መን ኢኻ ኣበይ ተታሕዜካ ስላምንታይከ ሽም ናይቲ ተሊኣኣኺ ነግርካ ? ኢሇ 
ይሓቶ ። ንሱ ድማ ኣነ ሙሓመድ ዓምር  ካብሉ እየ ከባቢ ማንሱራ ተታሒ዗ ፡ እቲ ዜጠቀስኩዎ ሰብ ኣብቲ 
ቦታ ዗ል ሰብ ኣይኮነን ከተማ ዜኣቱ ኣይኮነን ፡ ዜሃብኩዎም ምስጥር ድማ የሌቦን ይብሇኒ ። ኣነ ድማ ኣባሌ 
ፊዲኢዩን ኣቁርዲት ከምዜነበረ  ስላ ዜፈሇጥኩ ፡ በሌ እንቋዕ ዗ል ሰብ ዗ይኮነ ጽቡቅ ገርካ ሕጂ ድማ ካብሉ 
ዜብሌ ሳጓኻ ብዘሓት ስላ ዜፈሌጡዎ ኣብ ሓድሽ መርመራታት ከይትኣቱ እታ ካብሉ ትብሌ ቃሌ 
ኣይተውጻኣያ ንባሃሃሌ ። ንሱ ድማ ሽመይ ጥራሕ እየ ጠቂሰልም ፡ ካብሉ ዜብሌ ኣይሃኩዎምን ይብሇኒ ።
ምስቶም ካብሉ ዜብሌ ሽም ሰሚዖም ዜነበሩ ኡሱራት ብጾትና እውን ካብሉ ዜብሌ ሽም ከይየውጽኡ 
ነግርናዮም ። ጦር ሰራዊት ከም ደጓና ስላ ዗ይኮኑ ሓሇዋኦም ጽኑዕ ኣይኮነን ። እቲ ሸሊታት ድማ ብሊዕሉ 
ክፉት ስላ ዜኾነ ፡ ሽቃቅ ኣብ ውሽጢ እቲ ካመራ ኣብ ሓንቲ ወሰን ስላ ዗ል  እንዲተመሊሇስካ  በተን 
ካሌኦት ሸሊታት ስላ ትሓሌፍ ሓጽር መሌእኽትታት ክተማሓሊሌፍ ዕድሌ ትረክብ ኢኻ ።    
እቲ ዜካየድ ዜነበረ መርመራ ቀጺለ መብዚሕትኡ ድማ ኣብ ርህራሄ ዗ይብለ ኣገባብ ዜተሞርከሰ ኮይኑ 
ዜተፈሊሇየ ሜሊታት እውን ይጥቀሙ ነሮም ። ኣብ ሌዕሉ እቲ ዜጠቀስኩዎ ምስቃይን ምድንጋርን ፡ 
ክትቅተሌ ኢኻ እሌካ ምፍርራህ ፡ ነጻ ክትሌቀቅ ኢኻ ኢሌካ  ምጥባር ፡ ብመጠኑ ንሓንጎሌካ ናይ ምሕጻብ 
ፈተናታትን እውን ነሩ ። ንኣብነት ሓዯ ሇይቲ ከሳቅዩኒ ሓዱሮም ዜረኽቡዎ ስላ ዜሳኣኑ ፡ ሓዯ ካብኦም ፡ 
ኪደ ቅተለዎ ኢለ ኣዙዘ ንዯገ ኣውጽኦሙኒ ፡ ኣነ ድማ ሞት ዲኣ ትምንተይ እንድዩ ምስ በሌኩዎም ሓሪቆም 
፡  ልቅማጽ ! ኣይትረኽባን ኢኻ ኢልም መሉሶሙኒ። 

PDF page 7

View this page in original PDF

ኣብ ሞንጎ እቶም ኡሱራት ዜኾነ ጭብጢ ዗ይረኸቡልም ብጠርጠራ ጥራሕ ዜተታሕዘ ብዘሓት ነሮም ። 
ሓዯ ግዛ ንገሇ ካብኣቶም ብሓይሉ ኣባሊት ጀብሃ ነርና ከብለዎም ሇይቲ ገሇ ናቶም ሰባት ኣኪቦም ትያትር 
ኣካይዶም ። ነቶም ዜጥርጥሩዎም ምስቶም ትያትር ዗ካይደ ኣዚንቆም ብመስሪዕ ጠጠው ኣቢልም ፡ በብ 
ሓዯ ገን዗ብ ትኸፍሌዶ ነርካ ኢልም ይሓቱዎም ። መጀመሪያ ካብቲ ንሳቶም ዗ምጸኡዎም  ሰባት ብምጅማር 
ይሓቱ እሞ ሓዯ ካብኦም  እወ ኢለ ይኣምን ፡ ነቲ ዜኣመነ ሓሉፎም  ዯድሕሪኡ ዗ል ናቶም ሰብ ይሓቱ  እሞ 
ኣይከፈሌኩን ምስ በሇ ሽጉጥ ይትኩሱለ እታ ሽጉጥ ድምጺ ምስ ሃበት (ካርቱሽ ይኾው ) እቲ ናቶም ሰብ 
዗ርጋሕ ኢለ ይወድቅ ፡ ካብ ኣፉ ድማ ዯም የውጽእ (ኣብ ኣፉ ዜነበረ ሕብሪ ዯም ዗ልዎ ነገር ማሇት እዩ) ። 
ዲሓር ድሕሪኡ ዗ል ኡሱር ንስኻኸ ? ኢልም ሕዜ ምስ ኣበለዎ ፈሪሁ ብ዗ይዋዓል ኡወ ይኸፊሌ ነረ ኢለ 
ይኣምን ። እዙ ግን ሓዯ ግዛ ጥራሕ እዩ ተፈጽሙ ።   
ዜረኸቡዎ ሓድሽ ነገር ስላ ዗ይነበረ ፡ ሻምበሌ በልው ካብዙ ርጉም ቀይሕ ተመን (ቀይሕ ተመን ኢለ 
ይጽዋዓኒ ነሩ ) ዜርከብ ነገር ስላ዗ይሌቦ ንጎሆ ንጎሆ ካብ ሽሊኡ ናብ መሳቀይ ቦታ ኣምጽእኩም ዜኾነ ነገር 
ከይሓተትኩምዎ ፍርቂ ሳዓት ኣሳቂኹም ጥራሕ ምሇሱዎ ዜብሌ ትእዚዜ ኣማሓሊሌፉ ። ክሳብ ልሚ ካብ 
዗ስሕቀኒ ነገር ድማ ፡ ካብ ሸሊ ኣውጽኡ ናብቲ መሳቀይ ቦታ ዗ብጻሓኒ ዓብሇልም ዜባሃሌ መንእሰይ ኣባሌ 
ጸጥታ ነሩ ። ንሱ ሓዯ ማዓሌቲ ኣሳቅዮም ክመሌሰኒ ከል ኣብ መገዱ ኣእጋረይ ብምቑሳለ ክቅሌጥፍ ስላ 
዗ይክእሌ ፡ ስላ ዜዶንጎኹዎ ብኢደ ናዓናይ ቀሌጥፍ ኢለ ሃሪሙኒ ። ኣነ ድማ ግሌጽ ኢሇ ዋእ ኣብ ዯገኸ 
ኣልና ድዩ ? ( ማህረምቲ ማሇተይ እዩ) ስላ በሌኩዎ ክሌተና ስሒቅና ። እንዲተመሊሇስና ሓዯ ማዓሌቲ 
ሽሙ ይፈሌጥ ስላ ዗ይነበርኩ ንዓብሇልም ሽምካ መን እዩ ኢሇ ይሓቶ ። ንሱ ድማ ዓብሇልም ይብሇኒ ኣነ 
ዓብሇልም ዜብሌ ሽም ንመጀመሪያ ግዛ ስላ ዜሰማዕኩዋ ይጻወተሇይ ኣል ኢሇ ሓቐኛ ሽምካ ዗ይትነግረኒ 
እንታይዶ ኣሇዎ ይብል እሞ ዯጊሙ ናይ ብሓቒ ሽሙ ምዃኑ ነጊሩኒ ። ትእዚዜ ሻምበሌ በሇው ድማ ኣብ 
ራብዓይ ማዓሌቱ ጠጠው ኢለ።  
መጀመሪያ ግዜያት ሞራሇይ ተጻዋርነተይ ሊዕሉ ነሩ ። ከሳቅዩኒ ከልዉ ብርቱዕ ቃንዚ እኳ ኣንተተሰማዓኒ 
የእዊ ወይ ይነብዕ ኣይነበርኩን ። ኣዕንተይ ብምዕማት ርእሰይ እንዲኣወዚወዜኩ ጥራሕ ተጸሚመ የሕሌፎ ነረ 
። ዲሓር ግን ድኽመት እንዲተሰማዓኒ ስላ ዜኸዯ ቀሌጥፈ ስላ ዜቁንዝ  ኣህ ኣህ ኣህ ዜብሌ ድምጺ ከውጽእ 
ጀሚረ ። እቲ ዗ገሪም ድምጺ ዗ይምሃብ ዗ይምእዋይ ፡ ነቶም ዶግዶግቲ ( ኣሳቀይቲ) ኣብ ዕቡድ ከሌቢ እዩ 
ዜቅይሮም ዓቅልም የጽብበልም ። ሓዯ ግዛ ምስ ሓይሇይ ከልኹ ኣብ ከብዱ እግረይ እንዲሃረሙኒ 
ምንቅስቃስ እምበር ድምጺ የውጽእ ስላ ዗ይነበርኩ እማሃ ዜባሃሌ እትዮጵያዊ ሞኮነን ነቲ ጭጉራፍ ባዕለ 
ወሲደ ክሃርመኒ ጀሚሩ እሞ ድሕሪ ገሇ ምህራም ብሓይሉ ከምዜሃሪም ተመሲለ ኣብ ከብዱ እግረይ 
ኣፍኩሱ ከውርዶ ጀሚሩ ። ኣነ ድማ ይርህርሃሇይ ድዩ ዗ል ወይስ የሕምመኒዶ ኣይየሕምመንን ክፈሌጥ 
ይምርምረኒ ኣል ክፈሌጥ ስላ ዗ይካኣሌኩ ፡ ይምርምረኒ  ኣል ዜብሌ ግምት ስላ ዜሓ዗ኒ እቲ ሌሙድ ናይ 
ቃንዚ ምሌክታት ኣይኣርኣኹን ። ንሱ ድማ ማህረምቲ ብቅጽበት ጠጠው ኣቢለዎ ። እማሃ ዗ይዚረብ ትም 
ባሃሊይ እትዮጵያዊ መንእሰይ እዩ ነሩ ። ምስ ካሌኣዩ ሞኮነን ዜባሃሌ ምኮነን (ኦፊሰር) ፡ ኩነታት መርመራ 
ዜከታተለ ዲኣምበር ካብቶም ኣሳቀይቲ ኣይነበሩን ። ካብ ጦር ሰራዊትን ፖሉስን ተዚንቆም ቀንዱ ኣካየድቲ 
ናይዙ ስራሕ ዜነበሩ  ድማ ኮልኔሌ ግርማ (ፖሉስ ይመስሇኒ)፡ ሻሇቃ ተፈራ (ጦር) ሻምበሌ በሇጠ (ፖሉስ)፡ 
ሻምበሌ ቦልው (ጦር)፡ እማሃን ሞኮነንን ( ፖሉስ ይመስሇኒ) እዮም ዜነበሩ ። 
ብምቅጥቃጥ ዜርከብ ነገር ከም዗ይሌቦ ምስ ፈሇጡ እቲ ናይ መጨረሽታ ሜሊታቶም ስላምንታይ ነፍስኻ 
ተሳቂ ? እንተዲኣ ንገሇ ምሳኹም ካብ ዜተሓባበሩ ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታት ሓዯ ወይ ክሌተ ነግርካና 

PDF page 8

View this page in original PDF

ወይ ድማ ካብቶም መራሕቲ ጀብሃ ንኣሕመድ ኣስመራ እንተኣትሕዜካና ክትሌቀቅ ኢኻ ንኣዱስ ኣበባ 
ትምህርቲ ክትቅጽሌ ክንሰዯካ ኢና ፡ ንወጻኢ ክንሰዯካ እና ዜብሌ መብጻዓታት ይህቡኒ ነሮም ። 
ኣነ እውን ብወገነይ ንምትሊልም ይጽዕር ነረ ። ምሳና ዜሰርሑ ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታት ብፍጹም 
የልዉን ። ወዮ ኣይተኣምኑን ኮይንኩም እምበር ይትረፍ ኣብ መንግስቲ ካብ ካሌእ ዜተሰርዔ እውን ውሱን 
እዩ ፡ እንተምትሓዜ ናይ ኣሕመድ ኣስመራ ብጣዕሚ ቀሉሌ እዩ መሰረታዊ ነገር ግን መጀመሪያ ንስኻትኩም 
ከመይ ገርኩም ኣብ ሌዕሇይ እምነት ተሕድሩ እዩ ኢሇ ፡ ዜያዲ ክኣምኑ ድማ ፡ እመኑኒ ኣነ ኣብ ጣዓሳ እየ 
዗ልኹ ብጾተይ ተማሃሮ ምስ ተታሕዘ ፈሪሄ ዜወጻእኩ እየ ። ኣነስ እንቋዕ ካሌእ ገበናት ከይፈጸምኩ 
ተታሒ዗ ፡ ብምትሓ዗ይ ሕጉስ እየ ዗ልኹ ይብልም ነረ ። ዜብሌዎ ሓቂ እንተኾይኑ ድማ ንምህዲም ዕድሌ 
ዜረኽበለ መገዱታት ንምምሃዜ ይሓስብ ነረ ። ቀጺልም ጻሓይ ምስ በረቀት ቁሪ ኣስመራ ገብገብ ኣቢለካ 
ጻሃይ ትምነየለ እዋን ኮልነሌ ግርማ ምስ ክሌተ ብጾቱ እማሃን ሞኮነንን ኮይኑ ንዜተወሰነ እዋን ኣብ ኣፍ ዯገ 
ናይ ሓዯ ገዚ ኮፍ ኣቢልም ጻሓይ እንዲተጸልኹ ምሳይ ብምዜርራብ ሓንጎሇይ ንምሕጻብ ፡ ጉዲይ ሰውራ 
ኤርትራ ኣሌዕልም ፡ ብዚዕባቲ ሰውራ ኤርትራ ትገብሮ ስራሓት ንህዜቢ ዜጎድእ ስራሓት እዩ ንመንግስቲ 
ሓንቲ ኣይገብራን ብምባሌ ከእሙኑኒ ይፍትኑ ነሮም ። ንምሳላ ቡንቶታት ኣብ ምዕናው ዜጉዲእ ህዜቢ 
ዲኣምበር  ፡ መንግስቲ ንሰራዊቱ ተንቀሳቃሲ ድሌድሌ ብምስራሕ ክንቀሳቅሶ ከምዜኽእሌ ፡ ሰሊም ክሳኣን 
ከል ዜጉዲእ ህዜቢ እዩ ። ተማሃራይ ትምህርቱ ይቋረጽ ሓረስቶትን ሰራሕተኛታትን ናብራኦም ይጎናዯብ 
ወ዗ተ. .ብምባሌ ይዚረቡኒ ነሮም ።ንሳቶም ብኣምሓርኛ ክዚረቡኒ ከልዉ ኣነ ኩለ ዗ረባኦም ሰሚዔ ንቋንቋ 
ምስ መግዚእቲ ኣታኣሳስረ ዜሪኤለ ዜነበርኩ ግዛ ስላ ዜነበረ ብትግርኛ ጥራሕ ይምሌሽ ነረ ። ሓንቲ ናይ 
ኣምሓርኛ ቃሌ ኣውጽኤ ኣይፈሌጥን ። ኣብቲ መጀመሪያ እዋናት ድማ ሞራሇይ ንሙውዲቅ ብጾትካ ባዓሌ 
ኣሕመድ ኣስመራ ሕማም ቲፎ ኣቲዩዎም ብዘሓት ሞይቶም ። ኣሕመድ ኣስመራ ገበን ፈጺምካ ኢልም 
ኣሲሮሞ ኣሇዉ ወ዗ተ.እውን ይብለኒ ነሮም ። 
ከምዙ ኢሌና ነንሕድሕድና እንዲኣታሇሌና እቲ ናይ ምዜርራብ መዯብ ንሰሇስተ ማዓሌቲ ቀጺለ ኣብ ራብዓይ 
ማዓሌቲ ቅድሚ ምስኦም ኮፍ ምባሇይ ሓድሽ ተሓብኡ ዜነበረ ገሇ ንጥፈታትና  ከምዜበጸሖም ፈሉጠ ። 
ንምሳላ እተን ዜጠቀስኩወን ካሻፋት ካብ ኣስመራ ስላ ዜተገዜኣ እሞ ኣነ ዜሓባእኩዎ ነገራት ከም዗ል 
ስላዜፈሇጡ ተዲሌዮም ጸኒሖም ቦታ ጻሓይ ኮፍ ምስ በሌና ፡ ሞኮነን ንእሽቶ ቆጽሉ ቆሪጹ ከምቲ ኣብ 
ባንዯራ ኤርትራ ዗ል ቁጽሉ ኣውሌዕ ከቢቡ ዓጺፉ  " ኣብዯሊ የሄ ምንድነው  ? " ኢለ  ሓቲቱኒ ኣነ ድማ 
እቲ ነገር ተበሊሽዩ ከም዗ል ስላ ዜፈሇጥኩ ፡ እታ ንእሽቶ ሓረግ ቆጽሉታታ ሙለእ ስላ ዗ይነበረ ባንዯራ 
ኤርትራ እያ ትጥጥዕ ኣሊ ኢሇዮ ። ስሒቆም ። “ሌክ ገና ነው ገና ” ኢልም  ። ቀጽልም ፡ ንስኻ ዜኾነ ነገራት 
የልን ትብሇና ነርካ ዜሓባእካዮ ነገራት ግን ንረክብ ኣልና ኢልሙኒ ። ኣነ ድማ ንጀብሃ ይጠቅም ኢሇ 
ዜሓባእኩዎ ነገር ብፍጹም የሌቦን ይብልም ። እንታይ ምዃኑ እውን ኣይነገሩንን ። ብዘሕ ዕድሌ ናይ ዗ረባ 
ኣይነበረን ፈሌጥናካ ኣልና ዜዓይነቱ ዗ረባታት ጥራሕ ተዚርቦሙኒ ኣብ መርመራ ኣእቲዮሙኒ ። ቀንዱ 
መርመራኦም ድማ ካብ ኣስመራ ዜወጸ ገን዗ብ ኣል መን እዩ ይህበኩም ነሩ ኣብ ዜብሌ ዗ቶከረ ነሩ ። ኣነ 
ድማ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ስላ ዜጀመርና ዜኾነ ዜወጸ ገን዗ብ የልን ኣብ ዜብሌ ነቂጸ ። ዲሓር ባዕልም 
ካሻፋት ገዜእኩም ኣውጽእኩም ክብለኒ ተገድዶም። ኣነ ድማ  ካሻፋት ከም ዜተገዜኤ ፈሉጦም ከም዗ልዉ 
ስላ ዜፈሇጥኩ እቲ ቀንዱ ዗ገድሶም ዜነበረ ዜተገዜኣለ ገን዗ብ ምዃኑ እውን ስላ ዜበረሄ ፡ ኣነ ካሻፋት 
ገዜእና ኢሇ ዗ይነገርኩለ ምኽንያት ንስኻትኩም ስላ዗ይተኣምኑ እቲ ገን዗ብ ካብዙ ዜወጸ እዩ ክትብለ 
ምዃንኩም ስላ ዜፈሇጥኩ ጥራሕ ሓብኤዮ ኢሇዮም ፡ እቲ ገን዗ብ ካብ ሜዲ ዜመጸ ምዃኑ ወ዗ተ. 
ሓብረዮም ።   

PDF page 9

View this page in original PDF

 ብዚዕባ ካሻፋት ድማ መጀመሪያ ካሌእ ዜርዜራት ዗ይብለ ካሻፋት ጥራሕ ኣውጽኦም ዜብሌ ሓበሬታ ስላ 
ዜረኸቡ ይመስሇኒ ናዓይ ምምርማር ተስፋ  ስላ ዗ይሃቦም ፡ ካበይ ተገዙኡ መን ገዙኡዎ ንምፍሊጥ በሉሕ 
ሜሊ ተጠቂሞም ። ንሱ ድማ ካሻፋት ካብ ኣስመራ ከምዜወጸ ስላ ዜፈሇጡ መጀመሪያ ካብ ኣየናይ ቦታ 
ንዜብሌ  ሕቶ ንምምሊሽ ፡ ኣብ ኣስመራ ካሻፋት ዜሸጡ ኣብ ኮምብሽታቶ ዜነበራ ክሌተ ናይ ጠሊይን ሸቀጥ 
ቦታታት ጥራሕ እየን ነረን ። ንሳተን ድማ እንዲ ቫጊን እንዲ ቢኒን እየን ። ካሻፋት ኣብቲ እዋን ብ዗ይፍቃድ 
ናይ መንግስቲ ይግዚእ ኣይነበረን ክትገዜእ ድማ ሃዲናይ ክትኾውን ኣልካ ። ስላዙ ብ዗ይፍቃድ ዜወጻ እየን 
። መን እዩ ኣብዙ ጉዲይ ምስኦም ክታሓባበር ዜኽእሌ ንዜብሌ ሕቶ ንምምሊሽ ካብቶም ኣብዙ ክሌተ 
ቦታታት ካብ ዜሰርሑ ባእታታት ( ስራሕተኛታት ) ዜያዲ ጠርጠራኦም ኣብ ሌዕሉ እንዲቫጊ ዜሰሪሕ ዜነበረ 
ሳፊ ስዒድ ዜባሃሌ ኣባሌና ምስ ኮነ ፡ ንሳፊ ሕዝም ብ዗ይመርመራ ብ዗ይ ገሇ ነገር ካሌእ ካሻፋት ብመገዶም 
ኣምጽኦም ኣብቲ ናይ መርመራ ቦታ ኣብ ጠረቤዚ ኣቀምጦም ንሳፊ “ ኣየ ባዓሌ ሳፊ ትገብሩዎ እኖሆሌካ በሌ 
እቲ ገገዜእኩም ትሰደልም ዜነበርኩም ንብረት ተታሒዘ “ይብለዎ። ሳፊ ሌክዕ ነተን ዗ውጸኤን ካሻፋት 
ዜመስሊ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ምስ ራኣየ ገሇ ግዛ ዜገበረ ነገር እኳ ኣንተኾነ ነዙ ጉዲይ ዜፈሌጥ ኣሕመድ ኻጢብ 
ድማ ቅድሚኡ ተታሒዘ ኣብ ማእሰርቲ ምሳና ስላ ዜነበረ ፡ኻጢብ ኣይነገረን ክነሱ ሳፊ ተዯናግሩ ፡ እወ ኣነ 
መኽሰብ ስላ ዜረኸብኩለ ንሸቀጥ ኢሇ ካብ እሕመድ ኻጢብ ገን዗ብ ተቀቢሇ ሸይጠለ ካሌእ ዜፈሌጦ ነገር 
ግን የይብሇይን ኢለ ይኣምን ። ኣሕመድ ኻጢብ  ረቢ ይርሓሞ ቅድሚ ገሇ ዓመታት ኣብ ስዑዱያ ዜተሰወኤ 
ብዘሕ ተመርምሩን ተሳቅዩን ዜኾነ ምስጥራት ዗ይኣውጽኤ ካብቶም ቀንዱ መራሕቲ ጨንፈር ዜነበረ እዩ ። 
ካሌእ ይትረፍ ካብቶም ኣብ ትሕቲ ሓሊፍነቱ ዜነበሩ ስሩዓት ሓዯ ዗ይጠቀሰ ጽኑዕ ጅግና ተቃሊሳይ እዩ ። 
ኣሕመድ እዙ ጉዲይ ንምክሓደ ስላ ዗ሸገሮ ነገሩ ምስቲ ኣምሌጡ ዜነበረ ቀንዱ ሓሊፊ ናይቲ ጨንፈር ዜነበረ 
ሑሴን ዩሱፍ ኣታሓሒዘ ኣነ እዙ ነገር ንግዱ ምዃኑ ጥራሕ እየ ዜፈሌጥ ገን዗ብ ድማ ሑሴን ሂቡኒ ኣብ 
ዜብሌ ጥራሕ  ጸኒዑ ። ስላዙ እዩ እቲ ገን዗ብ ካበይ መጽኡ ዜብሌ ጉዲይ ካባይ ንምፍሊጥ ዜፈተኑ ። 
ንኣሕመድ ኻጢብ ብብርቱዕ ኣሳቅዮም ናዓይ ኣብኡ ወሲዶም ነዙ ትፈሌጦዶ ኢልም ኣርእዮሙኒ ።  ኣነ 
ድማ ኣብ ቅድሚኡ ብፉጹም ኣይፈሌጦን ኢሇዮም ። ንሱ እውን ኣብቲ መርመራ ጸኒዑ ናዓይ 
ከም዗ይፈሌጠኒ ሓቢሩ እዩ ። ኣሕመድ ካብቶም ቀንዱ ንራኸቦም ዜነበርና መራሕቲ ክነሱ ፡ ነገሩ ብከምኡ 
ተወድኡ ። ይኹን እምበር ኣነ እውን ሑሴን ዩሱፍ ካብ ምትሓዜ ድሒኑ ንእትዮጵያ ገጹ ስላ ዜሃዯመ 
ኣዋርሕ እውን ስላዜገበርና ፡ ኣምሌጡ ብማሇት እቲ ነገር ጠጠው ክብሌ ነገሩ ንዑኡ ኣሰክመ ፡ ኣነ ንሑሴን 
ጥራሕ እየ ዜፈሌጥ ንሑሴን ገን዗ብ ሂበ ብመገዱ ሸቀጥ ኣኽስብካ ካሻፋት ግዜኣሌና ኢሇዮ ካሌኦት 
ኣይፈሌጦምን ኣይፈሌጡንን ዜበሌኩዎም ። ኣሕመድ ኻጢብ ሕብሩ ቀይሕ እዩ ነሩ ኩለ ኣካሊቱ 
ብምቅጥቃት በርበረ መሲለ ምስ ርኣኹ ዜተሰማዓኒ ጓህዪ ክሓብእ ስላ ዗ይካኣሌኩ ፡ ታሃንድዯ እዝም 
ተሳቅዩዎም ዗ልኹም እንታይ ዜገበሩ እዮም ሓንቲ ዜፈሌጡ ኣይኮኑን ምስ በሌኩ እንዲጎነጹ ካብታ ገዚ 
ኣውጽኦሙኒ ። 
ሑሴን ዩሱፍ እውን ብንእሽቱኡ ከል ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ኣባሌ ምስጥራዊ ስርርዓት ዜነበረ ዜተፈሊሇየ 
እዋናት ተጠርጥሩ ይእሰር ዜነበረ ብጽንዓቱ ዜተፈሌጠ ጅግና መንእሰይ እዩ ነሩ ። ቀንዱ መራሒ ናይቲ 
ጨንፈር እውን ንሱ ነሩ ። ገሇ ዜተታሕዘ ኣባሊት ስላዜነበሩ ከምዜእሰር ርግጸኛ ስላ ዜነበረ ፡ ነገሩ ክብተኽ 
፡ ከምኡ እውን ብሰንኪ ናይ ዜተፈሊሇየ ግዜያት ማእሰርትን ዜሓዯሮ ሕማማት ይሳቀ ስላ ዜነበረ ምርሓቁ 
ስላ ዜተመርጸ እዩ ንእትዮጵያ ገጹ ሃዱሙ ። ይኹን እምበር ድሕሪ ካብ ሰሇስተ ወርሒ ዗ይውሕድ ግዛ ኣብ 
ዶብ ሶማሉያ ተታሒዘ ንሕና ድሕሪ ኣስታት ኣርባዕተ ወርሒ ኣብ ማርካቶ ምስ ኣሕሇፉና ኣምጽኦምዎ ።  
ሑሴን ዩሱፍ ሓቤረታ ናይቲ ኩለ ብድሕሪኡ ዜኾነ ነገራት ስላ዗ይፈሌጥ ምስቲ ናይቶም መርመርቲ 
ምድንጋርን ካሌእን ፡ ነገሩ ቀሉሌ ኣይነበረን ይኹን እምበር ሑሴን ብዜተፈሊሇየ ምስጥራዊ ስራሓት 

PDF page 10

View this page in original PDF

ዜተሞከረ ተቃሊሳይ ስላ ዜነበረ ፡ ብምትሓዘ ዜፈሇጡዎ ዜጠቅም ሓድሽ ነገር ኣይነበረን ። ንኣብነት ድማ 
ምስኡ ዜነበሩ ዗ይተታሕዘ ኣባሊት ጨንፈር ነሮም እዮም ። 
 ሑሴን ዩሱፍን ኣሕመድ ኻጢብን ገሇ ካብቶም ክርስዑ ዗ይግባእ ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ኮይኖም ምእንቲ 
ሃገር ብዘሕ መስዋእቲ ዜወፈዩ ተቃሇስቲ እዮም ። ሑሰን ዩሱፍ ድማ ረቢ ይርሓሞ ካብ ማእሰርቲ ምስ ወጸ 
ብመገዱ ሱዲን ምስ ዯቁ ንብሪጣኒያ ተሰድደ ቅድሚ ገሇ ዓመታት ኣብታ ዜፈትዋ ዓደ ከይተመሌሰ ኣብኡ 
ተሰዊኡ ።   
      ኣብ ፎርቶ ፡ ሓሇውትናን ዜምግቡናን ጦር ሰራዊት እዮም ነሮም ። ኣብ ሞንጎኦም መቦቆልም ኤርትራ 
ዜኾኑ ወይ ምስ ጉዲይ ኤርትራ ዜዯናገጹ ነሮም ይመስሇኒ ። ንምሳላ ሓዯ ተኸስተ ዜባሃሌ ዓደ ዋራ 
(ዯምበዚን) ተሊኣኣኺ ናይ ጀብሃ እዩ ብማሇት ተጠርጥሩ ተታሒዘ ኣብቲ ፎርቶ ሪኤዮ ። ሓዯ ካብቶም 
ሓሇውቲ ጦር ሰራዊት ዜምድና ወይ ፍሌጠት ምስ ተኸስተ ዗ልዎ ይመስሇኒ ፡ ንሽንቲ ቤት ምስ ወጻእኩ 
ናብታ ተኸስተ ዗ልዋ ሸሊ ኣምጽኡ ብዚዕባኡ ክሓቱኒ ምዃኑ ፈሉጡ ኣብ ቅድመይ ፡ ንስኻ ምስዙኦም 
እንታይ ኣልካ ኢለ ይሓቶ ፡ ንሱ ድማ ኣነ ሓዯ ግዛ ጥራሕ ካብ ዓድተከሇዚን ሽኮር ገዙኤ ኣምጽኤልም 
ይብሌ ። ኣነ ድማ ነገሩ ተረድኡኒ ኣብ ቃለ ክጸንዕ ብማሇት ፡ ኣነ ኣይፈሌጦን እየ ፡ ንሕና ኣብቲ ከባቢ ዗ልዋ 
ዓድታት ምስ ኣተና ንዜኾነ ሰብ ኪድ ካብ ዓድተከሇዚን ሹከር ኣምጻኣሌና ኢሌና ከይፈተወ ንሌእኾ ፡ እዙ 
ድማ ሓዯ ካብኦም ይኾውን ብዜተረፈ ምሳና ዜኾነ ፍለይ ርክብ ዗ልዎ ሰብ ኣይኮነን ዜብሌ ዗ረባ ኣስምዔዮ 
። ዲሓር እውን እቶም መርመርቲ ተሊኣኣኺ ናትኩም እዩ ኢልም ምስ ሓተቱኒ ከምኣ ኢሇዮም ። ተኸስተ 
ድማ ሌክዕ ተሇኣኣኺ ናትና እዩ ነሩ ። ካሌእ ብዚዕባ ካብቶም ሓሇውትና ዜነበሩ ዗ይርስዖ ሽሙ ዗ይፈሌጦ 
ኣ዗ራረባኡ መሌክዑ ጭሕሙ (ሻናባት) ዕድሜኡ ሌክዕ ንስዉእ ገብረህወት ወዱ ሕምብርቲ ዜመስሌ ሓሊፊ 
ናይቶም ዋርድያ ዜነበረ ጦር ሰራዊት ነሩ ። ብኣምሓርኛ እዩ ዜዚረብ ትግርኛ ዜፈሌጥ ኣይመስሇንን ። እዙ 
ሰብ መጀመሪያ ነዝም ኣብዙ ቤት ማእሰርቲ ዗ልዉ ዜስሕቦም ዗ል እዙ ዎሮበሊ እዩ ስላ ዜበለዎ ይመስሇኒ ፡ 
እቶም ጸጥታ ባዕልም ገፊፎም ክኣስሩ ከልዉ ከምኡ የውርዩ ስላ ዜነበሩ ፡ ዎሮበሊ !  እንዲበሇ ናይ ጽሌኢ 
ምሌክት የርእየኒ ነሩ ። ድሕሪ ገሇ ማዓሌትታት ግምጥሌ ኢለ ናብታ ሸሊይ እንዲመጸ ፡ " ኣርበኛ ኣይዝ 
የኣርበኛ ነገር እንዯዙ ነው " ክብሇኒ ጀሚሩ ። እቲ ነገር ብኣንጻሩ ምዃኑን ሰብ ከም዗ይኣትሓዜኩን ስላ 
ዜነገሩዎ ይመስሇኒ ። ቅሪብ ኢለ ድማ በታ መስኮት ናይ ሸሊ ኣበይ ተታሕዜካ ? ጀብሃ ብዘሓት ድዮም ? 
ብረቶም ከመይ እዩ ? ወ዗ተ. ኢለ ይሓተኒ ነሩ ። ኣነ ድማ ኣጋንን ኣቢሇ ይነግሮ ነረ ። ከምቲ ሌሙድ ንሱ 
ብኣምሓርኛ ኣነ ድማ ብትግርኛ ኢና ንዚረብ ነርና። 
ኣብ ፎርቶ ከልኹ ዜነበረ ዗ይርሳዕ ብዘሕ ነገራት ነሩ ።  ከምቲ ኣቀድመ ዜገሇጽኩዎ ጭብጢ ስላ ዜረኸቡ 
዗ይኮነስ ብጠርጠራ ዜእሰሩ ብዘሓት ነሮም ። ካብኣቶም ብቅድመይ ይኹን ብድሕረይ ምስቲ ኣብ ውሽጢ 
ኣስመራ ዜነበረ ምንቅስቃስ ምትእስሳር ዜነበሮም ኣብ ፎርቶ ይኹን ኣብ ማርካቶ ካብ  ዜነበሩ ዜዜክሮ 
ኣስማት ፡- 
1.  ኣሕመድ ኻጢብ 
2. ሑሴን ዩስፍ 
3. ዓሉ ኑር ኣሕመድ - ዜጠቀስኩዎም ሰሇስተ ሰባት ኮይኖም 
4. ሙሓመድ ሓጎስ 
5. ኻሉሌ ሸኽ ኣቡባካር 
6. ዓብደ ስዒድ 

PDF page 11

View this page in original PDF

7. ኣሕመድ ኑር ኣሕመድ 
8. ዱኒ ሙሳ ሙሓመድ 
9. ዓብደሌሓፊዜ   
10. ሙሓመድ (ምሳይ ኣብ ሸሊ ዜነበረ) 
11. ዓጣ ነጋሽ 
12. ሳፊ ስዒድ 
13. ኣሕመድ ዓብደሌዋሕድ 
14. ስራጅ ዑስማን 
15. ሸኽ ኣሕመድ 
16. ዲዉድ ሙሓመድ…… ነሮም። 
  ገሉኦም ምስቲ ናተይ ሸሊ ተሊግቡ ዜነበረ ተር ዜበሇ ሸሊታት ስላ ዜነበሩ ዜዚረቡዎ ይስማዕ ነሩ ። ሓዯ ሓዯ 
እዋን ንኩለ እቲ ኣብ ውሽጢ እዙ ማእሰርቲ ዗ጓንፎም ኩነታት ከይኣገዯሶም የዕሌለን ይስሕቁን ነሮም ። ኣብ 
ሞንጎኦም ኩለ ስቅያትካ ዗ረሳስዑ ባእታት ነሮም ። ሓዯ ካብኦም ረቢ ይርሓሞ ሙሓመድ ሓጎስ ነሩ ። 
መጀመሪያ ኣብቲ ሸሊ ከእትዉኻ ከልዉ እቶም ጦር ሰራዊት መግቢ ከምጽኡሌካ ምስ ዜዯሌዩ ኣቀድሞም 
ካብታ ኣብ ማዕጾ ዗ሊ ንእሽቶ መስኮት ሓዯ ጠሚቱ እንታይ ዓይነት ብሌዒ ኢኻ ትበሌዕ ፡ ቀይ ወይስ ኣሉጫ 
? (ቀይሕዶ ኣሉጫ ) ኢለ ይሓተካ ። ቀይ ማሇት በርበረ ዗ልዎ ኣሉጫ ድማ በርበረ ዗ይብለ ማሇት ኮይኑ 
዗ድሌየካ ትነግሮ ። ሓዯ ካብዝም ዗ስሕቁ ብጾት ንሓዯ ካብቶም ብጾቱ ጠቒሱ፡ እገሇ መጀመሪያ ምስ መጸ 
ጦር ሰራዊት ቀይ ድኻ ትዯሉ ወይስ ኣሉጫ ኢለም ምስ ሓተቱዎ ፡ ቀይ ማሇት ስጋ ዗ልዎ ጸብሒ መሲለዎ 
ኣነ እስሊማይ እየ ኢለዎም ። እቲ ጦር ድማ ኣፈር ብሊ ዯሞ ስጋ ትፈሌጋሇህ ኢለዎ፡  እንዲበሇ ንኩልም 
እቶም ዜሰምዑ የስሕቆም ። እቲ ሰብ ድማ ሓሳዊ እንዲበሇ ገሇ ካብቲ ኣብ ምስቃይ ወ዗ተ. ዜበል ነገራት 
ኣምጽኡ የስሕቆም ። ብከምዙ እቲ ዜነበሩዎ ጭንቀትን ጸበባን ነንሕድሕዶም የረሳስዑ ። ከምኡ ከዕሌለ 
ክትሰምዕ ከልኻ ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ወጻኢ ዗ልኻ ኮይኑ ይስማዓካ ።  
 መግቢ ኣብ ፍለይ  ንወታሃዯራት ዜተሰርሔ  መትሓዙ ታዓሽጉ ይዋሃበካ ። ሻሂ ድማ ንጎሆ ምስ ቁራጽ 
ቅጫ ዲርጋ ፍርቂ ጋበጣ ናይ ማይ ብራሾ ይህቡኻ ፡ንምሳሕን ድራርን ዜዋሃበና  እንጀራ ጣፍ ወይ ድማ 
ካሌእ ጹሩይ እኽሉ ነሩ ።  
ኣነ ኣብታ ሸሊ በይነይ እየ ነረ። ሓዯ እዋን ካብቶም ዜተጠቅሱ ብጾት ምስ ዓብደሌሓፊዜ ኣብ ስፍየት ዜሰሪሕ  
ዜነበረ  ሙሓመድ ዜባሃሌ መንእሰይ ነታ ማዕጾ ናይ ሸሊይ ክፊት ኣቢልም ምሳይ የእትዉዎ እሞ ፡ እቱው 
ምስ በሇ ኩርሙይ ኢለ ሕሌምሌም እንዲ በሇ ኮፍ ይብሌ። ኣነ መን ኢኻ ንምንታይከ ኣምጽኦሙኻ ይብል።
ንሱ ድማ ኣነ ምስ ዓብደሌሓፊዜ  ዑቁብ ነሩና ክሌተ ወርሒ ክሌተ ቅርሺ ምስ ከፈሌኩ ፡ ካባይ ይጀመር 
ኢሇ ኣቢየዮ ገዱፈዮ ። ስላዙ ናይ ዑቁብ ገን዗ብ ስላ ዜኸፈሌኩ እዩ ይብሇኒ ። ኣነ ድማ ብዑቁብ 
ከም዗ይእሰር እንዲፈሇጥኩ እሞ እንቋዕ ዑቁብ ኮነ እምበር እንታይ ከይመጸካ ኣጆኻ ይብል ። ዓብደሌሓፊዜ 
መራሕ ጉጅላኡ  እዩ ነሩ ። ክሌተ ወርሒ ድማ ንውድብ ዜኸፈል ወርሓዊ ክፍሉት እዩ ።ኣነ ዑቁብ ኢለ 
ወሲደሇይ ካሌእ ዜፈሌጦ የይብሇይን ኣብ ዜብሌ ድማ ነቂጹ ። ኣብታ ሸሊ ምሳይ ካብ ወርሒ ንሊዕሉ ገሩ ።  
ዕረፍቲ ኣብ ዜነበረኒ እዋን ስላ ዜነበረ ክፎኽሶ ፊዯሊት ዓረብኛ ከምህሮ ጀሚረ ። መሬት ናይታ ዜነበርናያ 
ሸሊ ሰመንቶ ስላ ዜኾነ ሰሇዲና እቲ ሰመንቶ ነሩ ። ንእሽቶ ታኒካ ማይ ትዋሃበና ስላ ዜነበረት በቲ ማይ ኣብቲ 
ሰመንቶ ፊዯሊት ክጽሕፈለ ጀሚረ ፡ ክነቅጽ ከል መሉሰና እንዲጻሓፍና የምህሮ ነረ ። ፊዯሊት ኣጽንዑ 
ዜተጣመራ ክሌተ ሰሇስተ ፊዯሊት ከንብብ ምስ ጀመረ ፡ ብከምዙ ቁርኣን ከንብብ : ክጽሕፍ ይኽእሌ ማሇት 

PDF page 12

View this page in original PDF

ድዩ ? እንዲበሇ ይሑገስ ነሩ ። ኣነ ድማ ቛንቛታት ኩለ ፊዯሊት እንዲኣለ ፡ ከመይ ዲኣ ኣጆኻ እንዲበሌኩ 
የተባብዖ ነረ ።  ማእሰርቲ ዓቅለ ኣጽብቡለ ተጨኒቁ ዜነበረ ሰብ ፡ ዋሊ ኣዋሪሕ ይታኣሰር ክብሌ ጀመረ ። 
ሙሓመድ ጸልት ክገብር ከል ዗ይርሳዕ ሓጽር ጸልት ነሩዎ። ኩለ ግዛ  “ ኣታ ረቢ ካሪም ራሒም ካብዙ 
ጸብብ ናብ ገፊሕ ኣውጻኣና “  ይብሌ ነሩ  ( ኦ! ርህሩህን  ሇጋስን ኣምሊኼይ ካብዙ ጸብብ ናብ ገፊሕ 
ኣውጻኣና ) ። ፊዯሊት ምስ ተማሃረ ድማ  ነዊሕ ኣይገበረን ካብቲ ጸቢብ ናብ ገፊሕ ወጺኡ ። 
ይቅጽሌ