Extracted PDF page text
Microsoft Word - 15.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
መደብ ዘይነበሮ
በየን ክጅምሮ፡ መዓስ ክመሃሮ?
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-Iጣልየ
Eለት 15-10-2012
ስርርE ሸፋቱ ህግደፍን ጸገማቶምን
ኣብ ዓለም ንኹሉ ኣምራት ኣመጻጽኣUን ኣጠፋፍኣUን ኣለዎ Eዚ ኸኣ ባህርያዊ
ተፈጥሮ ዓለም ስለ ዝኾነ፡፡ ተመሃራይ ሊቅነት ለቢሱ ክበሃልን ክትርጎምን Eንተድኣ
ኾይኑ ኣብ ቤት ትምህርቲ ምውዓልን ምንባብን ምጽሓፍን ጥራሕ ኣይኮነን ሊቅነት
ለቢሱ ከብሎ ዝኽEል፡ Eንታይ ድኣ? Eንተማህሮ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ከም ዘውEሎ
መደብን ቅጥEን ምስ ዝህልዎ ጥራሕ Eዩ፡ ብዝተረፈ! ተማሂሩ ኣንቢቡ ጽሒፉ Iልካ
ሊቅነት ለቢሱ ምባል ምህላልን ኣEምሮኻ ምህማልን ምትላልን ጥራሕ Eዩ፡፡
ስርርE ሸፋቱ ህግደፍ
ንሃገራዊ ናጽነት I ሎም ምስ ተወፈዩ፡ ኣብቲ ዝተሰለፉዎ ንEቲ ሃገራዊ ናጽነት
ብኣውዲቕካ ሕለፍ ብልሙዳትን ምኩራትን ተቐጢUሎም ምስ ኣትከሉ ሓቂ ዝብል ሰብ
ክሓቅቕ ምስ ኣስተብሃሉ ብዙሓት ውፍያት ነቲ ንኽውፈዩ ዘበገሶም Eላማ ኣህሲሶም
መጀመርያ ብኸመይ ህይወቶም ይEቅቡ ሃንዲሶም ካብ ሓቂ ክብል ዝሓቅቕ ምስ
ኣሕሊፍካ ሃቦ፡ ሓቂ ዝኣምን ኣይትቕረቦ ዝብሉን ሓይሊ ቶንኮሎም ዘማEብሉን
ዘይጸድቕ ዝብል ጠላም ሰምIታት ስለ ዝተኣታተዎም ተዓፊኖም ናይ ሰይጣናዊ
ተግባራት E ስኩራት ኮይኖም ስለ ዝነብሩ ናይ ስግኣትን ስክፍታን መሳልል ኮይኖም
የገልግሉ፡፡
በዚ ዝተሃንጸ ስርርE!!
Eታ ትማል ንመቓልስትኻ ንመታዓጥቕትኻ- ናይ መስዋEትን ስንክልናን መዋፍይትኻ
ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ ክጸንት ዝረኣኻዮ ብትምታኻ (ስቕታኻ) ዝጠለምካዮ ንዓኻ Eውን
መዓልታን ወቕታን ኣኺላ ክትብጽሓካ ስለ ዝኾነት Eታ ወቕቲ ንኸይተርክበካ ተሰኪፍካ
ወይ ፈሪህካ፡ ንመሃሮን መልማሊን ክፍE ህላዌU ከየብቅE ብኸመይ ህላዌU ይናዋሕ
ክትሰርE ቀዳማይ Eላማኻ Eዩ Eሞ ታሪኽ ከይትንተን ብኸመይ Eቲ ታሪኽ ከይስራE
ይበታተን ኮይኑ Eነሆ ሎሚ ኣብ ፍቐዶU ካብቲ ስርዓት ተባቲኽና ዝብሉ ኣገልገልቱ
ነበር ዝብልዎ ዝገብርዎ Eለታዊ ትEዝብትና ኾይኑ ኣሎ፡፡
ክዝክር ኣፍቅዱለይ!!
ሕዳር 1962 ኣብቲ ንሂሩ ማEቢሉ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ብሓራካ
ማሕበር ሸውዓተ ተሳትፎይን ኣበርክቶይን ተራ ዝሃብኩሉ ኣያታተይ መስረትቲ ስውኣን
ትኩE ይሕደጎ፡ ኣብ ድሕሪ Eልልታ ናጽነት ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ዝተፈልዩ
ጀጋኑ ሃገር- መሓሪ ደበሳይ፣ ተኽላይ ገብረስላሴ (ሓራካ)፣ ካሕሳይ ባህልቢ (ወዲ ልቢ)
ኣብ ጥቓ ማይበላ- መጀመርያ Eቲ ብጎድና ኣንትስ ማቴንስ ዝጽዋE ዝነበረ ጎድኒ ክበብ
ጋንታ ኣዱሊስን ዙላን ዝነበረ Eንዳ ኣህለንዎ ሳህለን Eንዳ ሻሂ ጸዊOም ካብ
Eተላዘብናሉ፡ PDF page 2
View this page in original PDF
2
“ኣብቲ Eዋን Eቲ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓረካ ማሕበር ሸውዓተ ማEቢሉ ናይ
ሓንሳብን መወዳEታን ዓወት ናጽነት ኣትኪሉ ንሰራዊት ፖሊስ ኤርትራ መልሚሉ
ብጻEረ መንገዲ ኣቦታት ሓጅ I ማም ሙሳ ቀኘዝማች ብርሃኑ ኣሕመዲን ንሓለቓ
ፖሊስ ሰራዊት ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት Eውን ኣብቲ መኸተ ኣካፊሉ
ስለዝነበረ፡ ነቲ ወፍሪ ብፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ ብኸመይ የድምE ካብ EተሰማምUሉ
መነቓቕሒ ህዝብን ፖሊስ ሰራዊት ክኸውን ናይ ፖሊስ ሰራዊት ትያትራዊ
(Oርኬስትራ) መደብ ክምስረት ከም ዘለዎ፡ ነዚ ንምትግባር ከኣ ኣብቲ Eዋን Eቲ ኣነ
ቃሕታይን ስምIተይን ኮይኑ ግጥሚ ምጽሓፉ ይፈትው ስለዝነበርኩ ኣያታተይ ናይ
ቃልሲ መሃርተይ ተራይ ኣብ ፖሊስ ሰራዊት ከም ሙዚቀኛ ኾይነ ተራ Eማም ክገብር
ከም ዘሎኒ ምስ ኣዘዙኒ!!
ኣነ ፖሊስ ክኸውን?
ኣነስ ኣገልጋሊ Iትዮጵያ ክኸውን?
Iለ ንመልEኽቶም ምስ ተቓወምኩዎ፡ Eቲ ስምባደይ ኣስሒቑዎም ህድE I ሎም
ከረድUኒ ዝብልዋ ቃል ክሳE ሕጂ ኣብ ኣEምሮይ ተሰሪጻ ኣላ፡፡
ንሳ ኸኣ!!
1. ንጻላIኻ ኽትክርትሞ! ኣብ ማህጸኑ Iኻ ትሕተም!!
2. ጸላIኻ ንኸይጥርጥረካ፡ ፈታዊኻ ይሕመየካ!!
ነዚ ዓቢይ ምህሮ ከEግቡኒ ኸኣ፡ ኣብቲ Eዋን Eቲ ስውኣን መሓሪ ደበሳይን ተኽላይ
ገብረስላሴን ( ሓራካ) ናይ ምምሕዳር ከተማ ኣስመራ “ ሙኒቺፕዮ” ወታሃደራት
ስለዝነበሩ፡ ኩሉ ዓስከር ናይ Iትዮጵያ ኣገልጋሊ ክበሃል Eንተኾይኑ ንሕናኸ ኣገልገልቲ
Iትዮጵያ ክንበሃል ማለት ድዩ? ምስ በሉኒ ነቲ መልEኽቲ ተቐቢለ ኣብ ስውር ቦታ
መንገዲ ፎሮቭያ “ምድሪ ባቡር” ምሸት ከባቢ ሰዓት 21 (ትሽዓተ) ኣነን ትኩEን ነፍስሄር
ግርማይ ገብረመስቀል ኣባል ማሕበር ሸውዓተ ተኸታታሊ ዞና መደበርን ገዛ ከኒሻን
ዝነበረ ምስ ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ተራኺብና ብዛEባ ክትባተይ
ሙዚቀኛ ፖሊስ ተሰማሚEና Eለት 13-11-1962 ኣብ ኣጂፕ (ክፍሊ ምምሕዳር ፖሊስ)
ከይደ ወታሃደር ቁጽሪ 8157 ተዋሂበ ተኸቲበ ንማEከል ፖሊስ ሰንበል መንበሪን
መዋፈሪን ክፍሊ ሙዚቃ ፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ ተመዲበ ተልEኾይ ኣብ ምትግባር
ጀመርኩ፡፡
Eዚ መዘከርየይ!!
ፍሉይ ተመኩሮ ድኣ ይኹን Eምበር ምስ ህሉው ኩነታትና ክዝከር ክመራመር ዘኽEል
ነጥብታት ክቐልE ይኽEል ይኸውን ዝብል ራI ስለ ዘሎኒ Eዩ፡፡
ንሱ ኸኣ!!
1. ደምበ ተቓውሞ ክሳE ሕጂ ኣብ Eንክሊልን ሰንከልከልን ተንጠልጢሉ ዘሎ ንEታ
ኣያታተይ መማህራነይ ዝበልዋ ጻላIኻ ንኸይጥርጥረካ ፈታዊኻ ይሕመየካ፤፤
2. ንጻላIኻ ኽትክርትሞ ኣብ ማህጸኑ I ኻ ትሕተም ዝበልዋኸ ኣብ ማህጸን
ተቓውሞና ተኣታትዮም ከይህልውን ዘይክልውን ዘረጋገጽናዮ ኣሎ ድዩ?
PDF page 3
View this page in original PDF
3
ሽፍታ ኤርትራ!!
ገዚፍ ተመኩሮU ባEሉ ከይሓፈረ ዝገልጾ ምስጢር ንኸነዋህልል ኣንስቲ ሓዳር ከይተረፉ
Iና ነመንዝር ዝብሎ መጋበርያU ዝነበሩ ታተ ኣቢሎም ንቶንኮላቱ ዘማEበሉ ክሳE
ኣብዚ Eዋን Eዚ ኣብ ሕቑፎU ዝነበሩ ሎሚ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ተኣታቲዎም
ውድበይ Uቁበይ ዝብሉ ብዙሓት ከም ዘለው Eለታዊ ተርEዮና Eዩ፡፡ ሃሊዎም ከኣ፡
ብኣገልግሎቶም ተናሲሖም ዝፈልጥዎ ኩሉ ፈዲሖም ኣብ ከም ሰቦም Eንታይ
Eንተተገብረ ይሓይሽ ንዝተዓሸውናዮ ብኸመይ ንድምስስ ኣብ ክንዲ ምባል መሪሕ ደምበ
ተቓውሞ ክኾኑ ምድባል ንኣየናይ ዘይተበደልናዮ ዘይተገፋEናዮ ክብድሉናን ክገፍUናን
ክጽፍUናን ስለዝደለዩ ከምU Eውን ከም ሓለይትን ክንዲ ጥልመትና ተሓለቕትን Iልና
ክንኣምነሎም ዘኽEለና መብዛሕትOም ድሕሪ ምግባል ጃንዳ ሸፋቱ ህግደፍ፡
1. ስድራቤታት ክግፍU!!
2. ስንኩላን ሃገር ክውቅU!!
3. መናEሰይና ካብ ሙውቕ ገዝOም ክምንዛU!!
4. ኣውራጃታትና ክድምሰሱ!!
5. መሬታትና ኣብ Eዳጋ ክወርዱ!!
6. ሃብቲ ሃገርና ክህገሩ!!
ወዘተ… ወዘተ
ኣብU ዝነበሩ ኾይኖም ሓንቲ መዓልቲ Eኳ ጌጋ ይግበር ኣሎ ዓገብ- ዓገብ I ሎም
ክዳፍU ድምጾም ከስምU ኣይተሰምU ኣይተራEዩ፡፡ Eዚ ኸኣ ናይ ሕጂOም ዘይኮነ ኣብቲ
ምግባል Eዚ ሽፍታዊ ስርርE ንዓኻ ክሳE ዘይትንክፈካ Eንታይ ኣተሓለቐካ ዝለመድዎ፡
መማሕልቶም Eናተረሸነ ኣEዛኖምን ኣIንቶምን ዝሓተምዎ ባህርያቶም ምኻኑ ዝሕብር
ድኣ Eምበር Eታ ክንጋደለላ ክንስውኣላ ዝበልዋ ሃገር ካብ ባርነት ከነገላግሎ ህዝብና
ዝበልዎ ናብ ዝጸዓቐ ባርነት Eናኣተወ Eናረኣይዎ ትም ድሕሪ ምባል ሕጂ ኣብ ውሻጠ
ተቓውሞ ኬንካ ምድባል ሰለምንታይ ዝብል ምርምር ክንገብር ይግበኣና Eዩ፡፡
ከመይሲ!!!
ንጹር መተኣማመኒ መወከሲ ከይሃለወና ኣብ ውሻጠና ከነዔንድሮም ንዓና ምንዋሕ
ጸገም ንOOም! መደለይ ዘመን! ንስርርE ሸፋቱ ኸኣ ቀጽል ኣጆኻ ኣይትህደም ዘስምE
ምኻኑ ኣይንዘንግE፡፡
ዘሕምቖ ኣሎኒ!! ክዘብጦ በትረይ ኣቐብሉኒ
ዝብል ብሂል ኣሎ ንሱ ኸኣ፡ Eዚ ክቡር ኤርትራዊ ህዝቢ ኣብ ሓደ ባህጊ ብሓደ ልቢ
ኣብ ጽላል ረቢ ዝኣምን በብዝተስፈውዎ ኣሚኑ ተጠሊሙ ምንባሩን ምህላውን ነቲ
ኣተኣማምናን ኣጠላልማን ዝቦኽUሉን ዝተጋሓመጡሉን ፍርያቶም ፈዋሲ ብምስኣን ኣብ
ፍቖዶU ይነፈስ ምህላው ሽፍታ ኤርትራ ህግደፍ ጸላEተይ ተመሲልኩም ብዝሓለፈ
ኣEሊልኩም ዝረኸብኩሙዎ ወይ ዝሓስብኩሙዎ ቀለማት ላኻኺኹም ሕጂኸ ብኣና
Eንታይ ይሕሰብን ይፍተልን ኣኻኽቡ I ኹም I ሉ ዘዋፈሮም ከምዘለው ስሉሕ
ሓበሬታታት ኣሎ ከጋልጾ ኽኣ Eየ Eሞ ተጠማጢምናዮ ዘሎና ቃልሲ ክንበትኮ ኽንሓኮ
ንኽንበቅE መጀመርያ ኣብ ው ሻጠና ስርርE ዘሎ መስርE ብEቱብ ምክትታል ክንልክE PDF page 4
View this page in original PDF
4
ኽንክEል ናይ ግድን ኮይኑ፡ ቃልሲ ተቓውሞና Eንታይ ኮይኑ ቅጡE መልክE ስIኑ?
Eትብል ሕቶ ካብ ኣEምሮና ከነውጽO የብልናን ብUU ኣቢልና ኸኣ ንሽፍትነትን ሸፋቱን
ህግደፍ ብኸመይ ንሕግሕጎ ተመንዚU ዘሎ ስልጣን ህዝቢ ብኸመይን ሰለምንታይን
ነሕድጎ ዝብላ ሕቶታት ተመርኪስና፡ ኣብ ዓለም ትፍጠር ንዘልዓለም ግን ነይንበር
ብሓቅን ሕድሪ ምኽባርን ክትዝከር ኣብ ታሪኽ ከም ትምስከር ዝተባህለ ኣብ ክንዲ ሃታ!
ሃታ! ናይ ዓዋንጣ (ጉርሒ) ሽመታ ሕሱር ታሪኽ ብዓል ህግደፍ ንምድጋም ህዝቢ!
ህዝቢ ምስ ተጠቐምካሉ ኸኣ ድርቢይ መንEሰይ! መንEሰይ ምስ ተጠቐምካሉ ኸኣ ትም
በል ኣይትሕምመኒ ርEሰይ፡ ደቂ ኣንስትዮ! ደቂ ኣንስትዮ ምስ ተጠቐምካለን ከኣ መሰል
ንEንታይ ኣደኺ ደሊኽዮ Iልካ ምሽክEላል ንኽሕተም ጥልመት ከይድገም፡፡
ከምዛ! ተባE ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ
"ሀ" Iሉ ነዚ ገስረጥ ስርርE ሸፋቱ ብድቂ ካበይ! ከመይ! ሕጂኸ ናበይ ዘEግብ ትንተና
ዝትንትኖ ዘሎ ደምበ ተቓውሞ ኸኣ ንኹሉ ወራሲ ወለዶ ዝርከብ ሕድሪ ብግቡE ሰሪU
ኣወንታ ኣሉታ ቀሊU ኣብ ጥጡሕን ውሑስን ባይታ ንኽዋሳE ከኽEሎ ኣለዎ፡፡ ፈረስ
የብጽሕ Eምበር ኣይዋጋEን ከም ዝበሃል ስርርE ሸፋቱን ሕማማቱን ሰባት ኣሊኻ ዝጥI
ዝፍወስ ኣይኮነን፡፡ ካብ ሱሩ ምሒኻ ኣብ ዘይምለሰሉ ደልሃመት ክትድቕድቖ
Eንተኼንካ ከምታ ጀጋኑ ብጾትና! ኣሕዋትና! ኣEሩኽትና! መቕርብና! ንመስዋEቲ ሃገር
ኽቀዳደሙ ኣነ ክስዋE ንስኻ ጽናሕ ሕድሪ ኣረክብ ጽባሕ Iሎም በጃ ዝሓለፉ Eሞ
ተጠሊሞም ዘለው፡ Eቶም በዚ ጥልመት Eዚ ንጉሂ ነማርር ነታ ጽፈት ኣበይን ከመይን
ከም ዘላ ኣለሊና ዓጊቱዋ ዘሎ ግመ ኣብሪህና በዝን ከምዝን መንገድኹም ንሕና ሓቢርና
ኣሎና ዝተረፈ ኸኣ ተራኹም ክንብል ክንበቅE ኣሎና፡፡
ስርርE ሸፋቱ ህግደፍ
ኣብዚ Eዋን Eዚ Eቲ ርኽሰት! ሕስረት! ግስርጥነት ኣብ ዓለም ዓብሊሉ ዓፊኑዎም ከም
ዘሎ ልEሌና ልEሊ ከሰስቶም Eውን ፈሊጡሙዎ ኣለው፡፡ ፈሊጦም ኸኣ ነታ ብኣጋU
ክEረሙላ ዝነበሮም መንገዲ ስለ ዝተደቕደቕዋ በየን ከም Eትሕለፍ ስለ ዘጥፍUዋ
ዓቕሎም ጸቢቡዎም ኣብ ነንሕድሕዶም ምጥምማትን ምፍጣጥን በጺሖም ኣለው፡፡
ኣብ ስምባደ ዘሎ
ጽላሎቱ ከይተረፈ ውሕ ስለ ዝብሎ ኵናትና ወረ ኵናትን ዘየሎ ጎንጺ ከምህዙ
ክምህለሉ ዘውEሎም ዘሕድሮም ዘሎ Eቲ ኣብ Eንኮ ምርጫ ዘብጽሖም ህዝቢ ኤርትራ
ከምቲ ባEሉ ኣብ ኣፍደገ ምዝዛም ገድሊ ናጽነት ምስ ተበጽሔ ንኹሎም ሓለፍቲ
ሓይልታት፣ ኮራት፣ ብሪጌዳት ወዘተ... ኣኪቡ፡
"ካብ በረኻታት ናብ ከተማታት Eንኣትወሉ ግዜ በጺሑ ስለዘሎ Eታ Eንኮ መንበሪትና
ምሰጢራና ክEቀብ ኣለዎ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽና Eንተድኣ ፈሊጡ ሓይኹ ጡፍ ከም
ዝብለና ኣይትረስU ናይ ኩልና ታሪኽ ምሳይ ተዓቂቡ ስለዘሎ ብኣይን Eላማይን ዝዛረብ
ክቐልዓ Eየ ናቱ መዝገብ ስለዚ ንተዓቀብ ንተዓቓቐብ11
ዝብላ ብመስርሕ ቶንኮላቱ ንዓመታት ዝተገብረ ክፍኣታት ኣጨማሊቕዎም፡
ኣጠላቕዩዎም ስለዝነበረ ናይ ሓባር ስምምE ክገብሩ ቀይድዎም፡ ኣብ ተንበርካኽነት ስለ
ዘጥሓሎም Eቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለው ኣብ ሙዩቕታ (ፍርሂ) Eቶም ኣብ ፍቐዶ
ዓለም ተዘሪዎም ዘለው ኸኣ ኣብ ስቅቕታ ስክፍታ ስለዘለው ናብ ደምበ ተቓውሞ PDF page 5
View this page in original PDF
5
ተጸጊOም፡፡ Eቲ ተቓውሞ ዝበሃል ከም ህልው ኮይኑ ብመንገዶም ተኣዲኑ Eቲ ዋንነት
ሃገር ናይ ህዝቢ ንኸይረጋገጽ ኽከላኸሉ ንሶም ይሓልሙ ክሳE ሕልሞም ዝገሃደሎም
ከኣ ንስርርE ሸፋቱ ህግደፍ ብዘይውዲቶም ንኸይEለው ሓለዋ ክኾኑ ተጊዲዶም፡፡
ናጽነት ካብ ዝበሃል
ድሮ (21) E ስራን ሓደ ዓመት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብዚ ዓመታት Eዚ Eንታይ ተገይሩ?
Eንታይ ተማEቢሉ ክበሃል Eንተኾይኑ፡
1. ስቃይ ህዝቢ ጥርዙ ስሒቱ ሃውቲቱ!!
2. መብራህቲ (ሊቺ) ተሳIኑ ጸልሚቱ!!
3. ወለዶ ኤርትራ ሃገሩ ጠንጢኑ ተሰዲዱ!!
4. ኣብ ክንዲ ቤት ትምህርትታት ቤት ማEሰርቲ ተራቢሑ!!
5. ብኣነባብራ ህዝቢ ኣሸንኳይዶ ስድራቤት፡ ሃመማ (ጽንጽያ) ሰንቢዱ!!!
6. ጽሬትን ጥEናን ብርስሓትን ሕማምን ተለዊጡ!!
ጉዳም ዘመን!!
ናጽነት Eናበሉዶ፡ ኣምጽUልና ተመን?
ሕቶን መስተንትኖን ኮይኑ Eቲ ትማል ብዘመን ጥልያን Eተሃንደደ ምድቓል Eሞ
ኣንታ ሓንፈጽ ጣልያን፡ ኣንታ ሓንፈጽ ዓረብ ክትብል Eንከሎኻ ጽያፍ ኮይኑ ዘግንሕን
ዘግስጽን ዝነበረ፡ ሎሚ ኮረያየ-ቺናየ Eንታየ ዝብሃል ኣብ ማህጸናት ኤርትራውያን
ዝስኳE ዘሎ ምስ Eቲ ኣብ ስደት ዝውለድ ወለዶ ኤርትራውነቶም ፈሊጦም ድዮም
ክሕበኑሉ?
ሕልናዊ መልሲ ክንህበሉ ኣሎና!!
ነዚ ንምምላስ Eንተድኣ ዘይበቒEና ኣቐዲምና ክንፈልጦን ክንኣምኖን ዘሎና፡ ታሪኽ
በዓል ኳንጻ ኳንቲ ጸለምቲ ኣመሪካውያን መቐጸልትU ምዃኑ ከም ዝኾነ ኣይዘንጋE፡፡
Iሳያስን መዋድኽቱን!!!
ነዚ ፈሊጦምን ተማህሊሎምን ከኣ Eዮም ዓቐን ንቁጽሪ ዘይብሉን ዋሕዚ ሃጽታ
ኤርትራ ዘማEብሉ ዘለው Eሞ፡ ነዚ ጠጠው መበልን ንድምሰሳ ኤርትራውነትና
ምክልኻልን ንጹር Eላማን ቅጥEን ንግበር ብልሙዳት ኣንደላሓቕቲ ኣይንጠበር፡፡
ስለዚ
ቃልስና ኣብ ሃዋህው Eንደራ ተለዓል ተለዓል ዘይኮነ፡ ወራሲ ወለዶና EላማU ቃልሱ
ንጹር ባይታ ሃሊውዎ ንድሕነት መንነትና ኤርትራውነትና ንዘረጋግጸሉ ተበግሶ ከመይን
ብኸመይን ንEንታይን Eቶም ህልዋን ኣፍልጦታትናን ተመኩሮታትናን ብጽEዱው ሓቂ
ንንገሮ ንምሃሮ ነንቅሎ፡፡
ሰናይ ቅነ
ንዓናን ንናትናን ፈደይ ሕነ