Extracted PDF page text
Microsoft Word - Hagos.docx
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ተÅግሶ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፡ ዝተቀልቀሉ ህዝባዊ ብድሆታትን፤ ሃገራዊ ዕድላትን ምውላድ መድረኽ …ም ምትእኽ‹ብ ናይ ተቓለስቲ መጠን ንደንÅ ተቓውሞ ƒዎንታዊ መወሰኽታን መመላእታን œይኑ Œር¡ ይግባእ፤፤ እንተflነ ግን ምፍጣር እዚ ወገን ገና ብግስ …ይÅለ ተራጻሚን ዝተሓላለኽን Åብዓይነቱ ሕውስዋስ ግብረ-መልሲ ተŸሲቱ፤፤ ንሕጂ እቲ ƒውንታዊ ግብረ-መልሲ ወይ ተቐባልነት Ãብ ህዝቢ ዝረŸብዎ ምኽንያት ንግዚኡ ንጎኒ ገዲፈ፤ ƒብ ቀንዲ ጠንቂ መÅገሲ መንቀፊኦምን፤ ዘጋጥሞም ዘሎን ብድሆታትን ድሕረ-ባይትኡን …ተኩር ኢየ፤፤ ƒብ መወዳእታ ድማ ዘሎ ዕድላት ብሕጽር ዝÅለ Œገልጽ Œፍትን ኢየ፤፤ ድሕረ- ባይታ፡ ቀንዲ መስረትቲ ƒባላት መድረኽ ƒብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ህዝባዊ ግንባርን መንግስቲ ኤርትራን œይኖም ዘገልገሉ ተጋደልቲ ነÅር œይኖም ƒብ ዝተፈለለየ እዋን ነቲ ስርዓት ብምቁዋም ƒብ ስደት ይር…ቡ፤፤ …ም ዝፍለጥ ƒብ 2002 ብህ.ግ.ሓ.ኤ- ሰልፊ ዲሞŒራሲ ዝÅሃል ድሕሪ ምእሳር ጉጅለ-15 ነÅር ƒብ ስደት መስፍን ሓጎስ፤ ƒድሓኖም ገ/ማርያም፤ ዶ/ር ƒሰፋው ተŸስተን Ãልኦትን ዝር…ብዎም ተመስሪቱ ነይሩ፤፤ ንሓጺር እዋን ብዙሕ ህቡብነት Ãብ ሓፋሽ ህዝብና፤ ሞራላውን ነገራውን ሓገዝ …ƒ ብፍላይ Ãብ መንግስቲ ሱዳንን Ãልኦት ሃገራትን ƒይተፈልዮን፤፤ ƒይጸንሐን እቲ ሰልፊ Œመቓቐል ጅሚሩ ብዝተፈላለየ ምኽንያት፤ ብሰሪ እዚ ድማ ነፍሲ-ወ…ፍ መስፍን ሓጎስን ƒድሓኖም ገ/ማርያምን ጎጉጅልኦም ሒዞም ተፈለዩ፤ እቶም ዝተረፉ ድማ …ም ዶ/ር ƒሰፋው ተŸስተ Ãልኦትን …ƒ Ãብ ቃልሲ …ይርሓቑ ብመንገዶምቃልሲ ቀጸሉ፤፤ ƒብ 2005 ƒምባሳደር ƒድሓኖም ገብረማርያም ዝመርሖ ብኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ዝፍለጥ ምስ ብƒምባሳደር ዓብደላ ƒደም ዝምራሕ ƒብ ሱዳን ዝመደÅሩ ውድብን ናይ ስምረትን ሓድነታውን ጉባኤ ƒብ Ãርቱም ƒÃይዶም፤፤ ግን ብዝተŸሰተ ዘይምዕሩይን ሚዛናውን ውጽኢት ምርጫ እቲ ስምረት ƒይቀንዐን፤፤ ብድሕሪ እዚ ብዙሕ …ይጸንሐ መንግስቲ ሱዳን ንኩለን ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ Ãብ ሱዳን ጠቕሊለን Œወጻ ƒዚዙ፤ Åዚ ምኽንያት ድማ ኩለን ናብ ኢትዮጵያ ግዒዘን ብዘይà እቲ ብመስፍን ሓጎስ ዝምራሕ ሰልፊ ዲሞŒራሲ፤፤ እዚ …ምዚ ኢሉ እን…ሎ እቲ ብሓልዮት መንግስቲ ኢትዮጵያን ምድግጋፍ መንግስታት የመንን ሱዳንን (ሰንዓ ፎርም) ƒብ 2004 ƒቢሉ ዝተመስረተ ብሑሩይ ተድላ ዝምራሕ ኤርትራዊ ሃገራዊ ምሕዝነት፤ ብተጋድሎ ሓርነት ተጋደልቲ ነÅርን ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ጅሃድን ƒብ ነንሕድሕዱ Ãብ ምŒሳስ ሓሊፉ ብዙሕ ƒየፍረየን፤፤ ƒይጸንሑን …ƒ እቶም ድሕሪ ጀብሃ Ãብ ሜዳ ተደፊƒ ገና ƒብ œሮœን …ላ እሞ ƒብ ተህዳይ ƒብ ልዕሊ ስዉእ መልƒ… ተኽለ ዝተገብረ ናይ
PDF page 2
View this page in original PDF
ፈራሃት ቅንጸላን፤ ƒብ ልዕሊ መሪሕነት ጀብሃ፤ ƒሕመድ ናስር፤ ስዉእ ሰዒድ ሳልሕን ብጾቶምን ዝተ‹የደ ዕልዋ ብጉጅለ ነፍሲሄር ዓብደላ እድሪስ …ም ሓንቲ ስድራ ጥቡቕ ሰውራዊ ሕውነትን ዕላማን ዚነÅሮም ተ.ሓ. ኤ. ሰውራዊ ባይቶ ዳርጋ ብዘይ ምግናን ብƒውራጃዊ ድፍኢትን ድርኺትን ƒብ ጋንታታት ሰራየን ƒ…ለጉዛይን ተመቓቒሎም፤፤ ዘሕዝን ተረኽቦ! ብመንጽር እዚ ƒብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ እቲ ብ ƒድሓኖም ገ/ማርያም ዝምራሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ƒብ ኢትዮጵያ ጥራይ …ይትሓጽራ ƒብ ኤውሮጳን ሰሜን ƒሜሪÃን ህላውኡ እናዓዘዘ መጸ Œሳብ …ባቢ 2008 ƒቢሉ፤፤ ደሓር ግን ዕጫ ኩለን ውድባት ƒጋጢምዎ ƒይሰጎመን፤ ብƒጋጣሚ œይኑ …ƒ ƒብ 2009 ፈስቲቫል ፍራንŒፈርት ናይ ሰውራዊ ባይቶ ነÅር ተረኺቡ ƒድሓኖም ገ/ማርያም ድሕሪ ደጊም …ም ጨውን ƒዮዲንን ተሓዋዊሶም ምስ ሰልፊ ዲሞŒራሲን (ብመስፍን ሓጎስ ዝምራሕ) ሰውራዊ ባይቶ (ተ.ሓ.ኤ) ነÅር (ብወልደየሱስ ዓማር ዝምራሕ) ፍጹም ሓድነት ገይሮም ሰላማዊ ƒገባብ ቃልሲ ተቐቢሎም Œቃለሱ ም‰ኖም ቃል ƒትዩ፤፤ ሕጂ 'ውን ƒይ ዓመት ƒይ መንፈቕ ƒይተቓደዉን፤ ፍትሕ ƒጋጢሙ፤፤ እምŃር…ስ፤ Œቡራት ƒንÅብቲ ተስፋ ይገብር Œተ…ታተሉኒ (Œትሕዙኒ) Œትህልዉ ምእንቲ ነቲ ƒብ ደንÅ ተቓውሞ ብመልŒዕ መድረኽ ƒቢሉ ዝቀላቐል ዘሎ ዝተሓላለŸ ዝመስል ሽግራት ተቓውሞ Œትርድእዎ፤፤ ብሕጽር ዝÅለ ƒÅጋግስኡን ƒመለ‹ኽታን ጠንቂ ዘይምቅዳው ደንÅ ተቓውሞ ƒብ ግዜ ውግእ ሕድ-ሕድ (1981-82) ጉጅለ ዓብደላ ንደቂ-…Åሳ ተጋደልቲ ጀብሃ (Œርስትያንን ƒስላምን) ተደናገጽቲ ኢሳይያስ ኢሉ …ም ዝŸሰስዎም፤፤ Åዚ …ƒ ተቓውሞ ƒብ Œልተ ተመቂሉ Œሳብ ምምጻእ ጂሃድን፤ ምቕልቃል ናይ ብሄራት ውድባትን ምምቕቓልን ምርባሕን ተ.ሓ.ኤን፤ ሳግምን ደምሓኤን ቀጺሉ ሕጂ መልŒዑ እናተነጸረ ይመጽእ ƒሎ፤፤ እዚ ንምንቅስቓሳት መንእሰያትን ሲቪÃውያን ማሕÅራትን ሓዊስà እንœላይ ኢዩ፤፤ ብድሆታት፡ ንምብራህ ዝƒŒል ƒብ …ም'ዚ ƒብ ላዕሊ ዝጠቐስŒዎ ƒቃውማ ዘለዎ ብናይ ዓመታት ጽልኢ፤ ቅርሕንቲ፤ ውጽኢት ተሰዓርነት፤ ፍሽለት፤ ምንጽጻግ፤ ዘይብቕዓት መሪሕነት፤ ወገንነትን ጸቢብነትን.. ወዘተ ዝመለለይኡን ያታዊ (ዘይዘመናዊ) ተቓውሞ፤ ƒይœነን ንጉጅለ መድረኽ ናብ ረብሕኡ …ውዕሎምሲ ይትረፍ ነንሕድሕዱ 'ውን ዘይተƒማመንን ƒንፈቱ ዘይፈልጥን ኢዩ፤፤ ምእንቲ ንምርድኡ Œሕግዘና ƒብ 2010 ሃገራዊ ዋዕላ ƒብ ኢትዮጵያ ƒብ ዝተ‹የደሉ፤ ሰልፊ ህዝቢ (ኢ.ፒ.ዲ.ፒ) ዕቃÅታት ƒለኒ ኢሉ Ãብ ምስታፍ ምስ Åflረ፤ ስዒቡ ƒድሓኖም ዝር…ብዎም ብዘይà ƒማኒኤል መንግስቱ (ጀብሃ) ነÅር ኩሎም ዳርጋ ደቂ ሓደ ƒውራጃ ስዒቦሞ ተፈንጪሎም ናብ Àዳንን œሚሽንን ተጸንÅሩ፤ ƒምባሳደር መሓመድ ኑርን ሓጅ ዓብደልኑር እንœላይ ወሲኽÃ፤፤ ምፍላይ ƒድሓኖም ምፍሕፋሕን Ãልእን ƒስዒቡ፤ …ም ተረድኦ ገሊኦም መጠን ጋንታ ƒ…ለ-ጉዛይ Ãብ ጋንታታት ሰራየን ሓማሴንን …ም ዝተፈልየት ገይሮም ጠውዮም ዝተርጎምዎ ƒይተሳእኑን፤፤ ገሊኦም ንƒምባሳደር ƒድሓኖም ህዉኽ እንቋዕ œነ፤ ስለምንታይ ድርግፍ ኢሉ ዝƒትዎም ንኢ.ፒ.ዲ.ፒ. ዝብሉ ብዙሓት ድሮ ተቓውሞ ዝጀመሩ ነይሮም፤ ህቡብነት ƒድሓኖም …ƒ Åዚ ምኽንያት እንዳ ƒንቆልቆለ መጸ፤፤ ብተመሳሳሊ ድማ እቶም ƒብ ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት መœንናት ƒለዉና ዝብሉ ኢ.ፒ.ዲ.ፒ 'ውን ዝረƒናዮ ዝጭÅጥ ነገር የለን Œሳብ ሎሚ፤ ንምውÃስ PDF page 3
View this page in original PDF
ዝƒŒል ዘይተረጋገጸ ወረ ሞት ኢሳይያስ ƒብ 2012ን ፈተነ ዕልዋ ፎርቶ ጥሪ 2013 ይ…ƒል፤፤ Åቲ ƒብ መወዳእታ 2011 ƒብ ሃዋሳ፣ ኢትዮጵያ ዝተ‹የደ ሃገራዊ ጉባኤ ብዓብላልነት ናይ ጀብሃ ነÅር እ‘ እንተተዛዘመ፤፤ ውዲታት ዝተፋሕሱሉ፤ ብዙሕ ተƒፈፍቲ ነገራት 'ውን ዝተቐልቀሉሉን ፍጻሜ ኢዩ ነይሩ ይብሉ ተዓዘብቲ፤፤ ƒብዚ ጉባኤ ጀብሃ ዝሕመረቱ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ዝምራሕ ( ዓሳውርታን ƒ…ለጉዛይን) ፤ ውድብ ናህዳን ( ተወላዶ ጀÅርቲ)ን እስላማዊ ሰልፊ ንልምዓት ማዕርነትን (ናይ …Åሳ እስላም ዝር…ብዎ) ቀጽሪ ( ብሎŒ) ብምስጢር ብምቛም ላዕለዋይ ኢድ ሒዞም ብምውጻእ ንባይቶ ብምቁጽጻር ንዶ/ር ዮሱፍ ብርሃኑ ንƒቦ መንÅር ፈጻሚት ሑጹይ ƒቕሪቦም፤ ገና እቲ ጉባኤ …ይተጀመረ ምዕዋቱ ƒረጋገጹ፤፤ Åዚ ውዲት ዝሰንÅዱ ብተዳሙን ዝፍለጥ ናይ ጀብሃ ነÅር እስላማዊ ጥርናፈ፤ ብሑሴን Ÿሊፈን Åሺር ኢሳቕን ተመሪሑ ምስ ተወልደ ገ/ስላሴን (ሳግም) እንœላይ ብምስጢራዊ መንጎæነት ሳልሕ ቃዲ (ዓዋተ ዌብ ሳይት) ƒቢሎም ንƒድሓኖም ገ/ማርያም ƒብ ጉዳይ ባይቶን Àዳንን ዓብላሊ ተርኦምን ŒራŸብዎ ጀመሩ፤፤ እዚ ርኽŒባት ƒብ መት…ልን ዕላማን ዝተሞርœሰ ዘይœነስ ƒብ ሓጺር ረብሓታት ዘተœረ ኢዩ፤፤ Ãብዚ እምŃር እንርድኦ ባይቶ ƒዋሳ ንህዝቢ ኤርትራ ንምድሓን ብዘቐድሙ ባእታታት ዘይœነስ ብጸቢብ ውድባዊ፤ ጉጅለƒዊ፤ ወገናዊን ውልቃዊ ናይ ስልጣን ባህታ ዘቐድሙ ሰባት ዝተዓብለለ …ምዝflነ፤፤ ትጽቢቱ …ƒ መንግስቲ ኢትዮጵያ፤ ንጉጅለ ህግደፍ ƒውዲቑ Åትረ ስልጣን …ረŒቦም ኢዩ ነይሩ፤ Åዚ ምኽንያት ኢዮም …ƒ ሻማ-ሻም ŒÅሃሉ ዝተራእዩ፤፤ ወዲ- ድሙ ዘይገድፍ ƒመሉ (ሳልሕ ቃዲ)፤ …ም ƒመሉ ሳልሕ ቃዲ ባይቶ ƒዋሳ Ãብ ቁጹጹሩን ጽልዉኡን Œወጽእ ዝተዓዘÅ ብናይ ብርዒ ስሙ (ዓሊ ሳልም) ምስ ጉጅልኡ œይኑ ብምጥቃም ƒብ ዓዋተ ዶት œም ንመሪሕነት ባይቶ Œነቅፍን፤ ናይ ƒ…ለጉዛይ ኢዪ ባይቶ ኢሎም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ይጉስጉሱ ƒለዉ ብምባል ዘናሹ ጽሑፋት ƒብ 2012 …ውጽእ ጅሚሩ፤፤ ጸኒሑ ምስ መንግስቲ ስርዓት ኢትዮጵያ ƒብ ምŒያድ ዋዕላ ዘተ መንእሰያት ደብረዘይቲ ነቕፌታ …ቕርብ ድሕሪ ምጽናሕ፤ ጸኒሑ ስሒÅዮ ƒለ⁄ ዝƒምኖም ሰባት ƒብኡ ስለ ተረኺቦም ዘረድኡኒ ብምባል፤፤ ንምዝኽ‹ር ዝƒŒል ƒቶ ሳልሕ ቓዲ ቅድም ኢሉ ƒብ ሓምለ 2010 ንዋዕላ ይመጽእ ƒለ⁄ ኢሉ፤ ነቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተŸፍለሉ ናይ ƒየር ትÕት ተቐቢሉ ƒብ ኤርፖት ሳንፍራንሲስœ ƒብ መንገዲ ይመጽእ ƒለ⁄ ኢሉ ንብጾቱ ንሰዓታት ƒጸቢይዎም ኢዩ፤፤ እዚ …ይƒŒልንሶም ሓደጋ ƒጋጢምዎ …ይ…ውን Ãብ ጉጅለ ህግደፍ ወይ ሞሳድ ኢሎም ይሻቐሉ ም‰ኖም እናፈለጠ ƒብ Œንዲ ዝሕብሮም ሴል ተሌፎኑ ዓጽዩ Œሳብ ƒዲስ- ƒÅባ ዝÅጽሑ፤፤ ƒይጸንሐን 'ውን …ም ƒመሉ ƒብ ƒ›ባ ምሁራትን ጋዜጣታትን ƒብ መስ…ረም 2011 ተዓዲሙ …ብቅዕ ƒብ ኤውሮጳ ብጉዳይ መÅቆል ጀÅርትን ቋንቋ ዓረብን ƒብ ኤርትራ ዝምል…ት ዑደት ƒብ ሃገራት ኤውሮጳ …Ãይድ ስለዝflንኩ ፍሉይ ናይ ƒየር ትÕት ስርርዕ (ƒሬንጅመንት) ግÅሩለይ እ‘ እንተÅለ Åቶም ተቓወምቲ ƒቢሎም መንግስቲ ኢትዮጵያ ƒይŒƒልን ምስ Åልዎ፤ ዓንጾ-ዓንጾ ንማዕጾ …ም ዝÅሃል ƒብ ልዕሊ እቶም የዕርኽቱ ነÅር œሚሽን ተህነቶም Œሳብ ዝወጸሎም፤ ናይ ጸለመ ጎስጓስ PDF page 4
View this page in original PDF
ጥራይ …ይƒŒል ደለልትን ƒቃጠርትን ዝብል ስም ƒጠመቖም፤፤ እዚ …ይƒŒል ምስ ኢትዮጵያውን (ƒምሓራን ተጋሩን) …Åሳ ኤርትራን ዘለዎ ጽልኢ ƒብ ፓልቶŒ ቀሪቡ ንሚኒስተር ዜና ኢትዮጵያ ነÅር ÅረŸት ስምኦን፤ " ƒብ ቀርኒ ƒፍሪቃ ንልዕሊ 100 ዓመታት ዘቑጸረ ናይ ህዝቢታት ሓÅሻ ቅርሕንትን ናይ ውድድራትን ዕብላለታትን ስሚዕትኩም ኩናትን ግዳያት ገይርኩሞ ነቲ Ãልእ ህዝቢታት ብምባል፤ ንህዝብታት ሓÅሻ ዘርኢ ምጽናት ብዘስምዕ ቃና ƒቢሉ ƒቕሪብዎ፤፤ ምስ ምቕልቃል ጉጅለ ቦሎº፤ ሓላዩ ሽግር ኤርትራ ፍታሕ ብኤርትራውያን œይኑ ብምቕራብ እንœላይ ነቲ ƒውራጃዊ ዝመስል መልŒዕ …ትሕዝዎ ዝፈተኑ ፍልልያቶም ምስ ጉጅለ ኢ.ዋይ.ኤስ.ሲ. ኖርዝ ƒሜሪà ተጸጊዑ፤ ናይ Œሓ…à ሕŸŸኒ ዝምድና ብምፍጣር ƒብ ቦሎº ተንœÅት (መጽሓፍ) Œሸይጥ ተራእዩ፤፤ ናይ ሳልሕ ስግንጢር ነገር፤ ድሮ ዓሚ ƒብ ሓድሽ ዓመት ƒብ ƒውስትራልያ ዑደት Œገብር ƒብ ዝተዓደመሉ "ምስ …Åሳ ዝምድናና፤ ንሶም ምስ ተጠርነፉ ዝድልይዎ ይንገሩና፤ ንሕና ƒስላም 'ውን ብሓንሳብ Œንነብር እንተflይንና ምስኦም ሽዕኡ ቅድመ-ኩነትና ነቕርÅሎም" …ምዘይÅለ ዘረብኡ ረሲዑ …ምቲ ƒብ ዝflነ ዳስ ወይ ውራይ ዝመጽእ 'ወለድ ƒዳም' ዝብሉዎ ብቋንቋ ትግረ፤ ናይ ፖለቲà ሓሸውየ ቱሪስት œይኑ Ãብ ጫፍ ናብ ጫፍ የላኽዕ ƒሎ፤፤ እዚ ንሱን ወዲ ሓትንኡ ሳልሕ ዩኑስን ንፍልልያት ናይ ሰባት ብምምዝማዝ ነቲ ዝተŸፍተሎም ዕድል ምዝርራብ ምስ ዶ/ር ƒሰፋው ምስ ምህዳም ዓሊ ዓብዱን ተወሃሂዱ ንግዚኡ ƒቃራሪብዎም እ‘ እንተነÅረ ምስ ግዜ ሳልሕ ቃድን ሳልሕ ዮኑስን ላዕለዋይ ኢድ ሒዞም ጸብለል ኢሎም Œውጹ ብዘይምብቅዖም ƒጀንድኦም ሸቶ ስለዘይወቕዐ ንጉጅለ መድረኽ ዝተሰሃልዎም፤፤ ነቲ ƒብ ባይታ ዘሎ ገለ ተቓውሞታት ቀልጢፎም ብምጽናዕ "ገረብ ብሓኽላ" ዝዓይነቱ ንƒምባሳደር ƒድሓኖም ጠቒሱ "ሱር ነቅል" ዝብል ቃል ተጠቒሙ ናብ ƒድሓኖምን ደገፍቱን ገጹ Œሕባእ ይፍትን ƒሎ፤፤ እቲ ናይ ጋንታ ዓዋተ ጥቀና 5 ነጥብታት ዝሓቖፈ እ‘ እንተመሰለ፤ እቲ ሕመረት መልእኽቱ እዚኦም ጉጅለ መድረኽ ƒብ ጽገና ኢዮም ዝƒምኑ፤ ጀብሃ ጠፋእÀ- ƒስላማይ እ‘ ብፍላይ፤ …Åሳ ደቂ ƒ…ለጉዛይ ጠፋእኩም ጋንታ ሰራየን ሓማሴንን መጺ¡ን ጎÅጣ⁄ም ዘመልŒት ኢዩ፤፤ ብዓቢኡ ግን ሳልሕ ቃዲ ኩሉ ግዜ ምስ ነብሱ ዘለዎ ፍቕሪ …ይƒŒል ጎብለል œይኑ Œር¡ ዝነÅሮ ትምኒት ንግዚኡ ሰሚርሉ ቀንዩ፤ …ምቲ ƒብ ልዕሊ ዲሞŒራስያዊ ኩናማ ኤርትራ ዝተጓናጸፎ ግዝያዊ ዓወት Ãብ ባይቶ ƒብ ምስጓጎም ዓቢ ተራ ዝተጻወተ፤፤ ሕጂ ደƒ ገደደ 'ምÅር ብስም መድረኽ ቁ.2 ንጡፋት ሓይልታት ኢሎም ናብ ተቓውሞ ብሓልዮት ኢትዮጵያ ተመሊሶም ƒለዉ፤፤ ጋንታ ዓዋት ሕጂ 'ውን …ይሓፈሩ ግልብጥ ግልብጥ ኢሎም ዜናዊ ሸፈነ ጌረምሉስ የቃልሕዎ ƒለዉ፤፤ Ãብዚ ሓሊፎም ƒብ ፖለቲÃዊ መዳይ ጥራይ …ይƒኽሎም ƒብ ዜናዊ መዳይ 'ውን ብመንገዲ ƒብ ƒውስትራልያ ዝር…ቡ የሕዋቶም ሚ/ር ዜና ነÅር ዓሊ ዓብዱን ƒሕመድ ዓብድልረሒምን፤ ፓልቶŒ ዓረብ ƒልሒዋርን ƒቢሎም ƒብ ልዕሊ ንƒውስትራልያ ተዓዲሙ ዑደት …Ãይድ ዝቐነየ ዳይርŒተር ƒሰና ተቓላሳይ ƒማኒኤል ኢያሱ ƒብ ልዕሊኡ ሕነ ናይ ምፍዳይ ዝመስል መዓት ጸለመታት …Ãይዱ ቀንዮም፤፤ ገለ Ãብኡ ንምጥቃስ ዝƒŒል፤ " ƒማኒኤል ንቋንቋ ዓረብ ይንዕቕ፡ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ሓላፍነት ስኢኑ 'ምÅር ብመት…ል ፍልልይ የብሉን...ወዘተ" ዝብሉ ይር…ብዎም፤፤ PDF page 5
View this page in original PDF
መደምደምታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ብዙሕነት ሃይማኖታቱ፤ ብሄር፤ ቋንቋን ƒውራጃታቱን ተŸባቢሩን ብዲሞŒራሲ፤ ፍትሒ፤ ብልጽግናን ማዕርነትን ናይ ምንባር ዓቢ ተኽእሎታት …ምዘለዎ Œግንዘብ ይግባእ፤፤ ሕማቕ ƒጋጣሚ œይኑ ግን ንሕጂ ነዚ ባህጉ ዘማልƒሉ መንግስትን ተቓወምትን ƒይተዓደለን፤ ግን ንሶም Ãብ œኑ ትሕዝቶና ዋላ እዞም መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝÅሃሉ ዘለዉ እንተflነ 'ውን ጽገና ይÅሉ ሱር ነቀል ለውጢ ብዘየገድስ ምርጭኦም ነኽብረሎም፤ ዕድል 'ውን ንሃቦም፤፤ እንተ እቲ ሻዕብያ መጸትኩም …Åሳ እባ ኢልà ናይ ምንዋጽ ፖሮፖጋንዳ ብረቢ ግደፍዎ Åጃ⁄ም፤ እንተኽኢልኩም ዓዲ የእትዉና ጋንታ ዓዋተ፤ እንተ ጀብሃ ሒዝኩም፤ ብሄር ዲዩ ወይ ዓረባውነት፤ ƒይœነን ሱቕ ምባል ነውሪ ƒይœነን፤፤ እቲ ብገለ ደገፍትን ተቓወምትን መድረኽ ƒብ ህዝባውያንን መራŸቢ ብዙሃን፤ ፌስቡŒ፤ ፓልቶŒን ዌብ ሳይታትን ዝጸሓሓፍዎን ዝቀያየርዎን ዘለዉ ዝተፈላለየ መረዲእታትን መብሪህታትን ዝዋሃቦ እ‘ እንተflነ ኩሉ ግዚኡ ሓልዩ ƒብ ዝሓጸረ ግዜ ዘፍ ኢሉ ነÅረ ያ ነÅር …ምዝŸውን ብርቱዕ እምነት ƒለኒ፤፤ እንተ እቲ ሕማም ሎሚ ን⁄ሉ ኢዩ ለኺፍዎ ዘሎ፤ ƒብ መንእሰያት እ‘ ይገድድ፤፤ እዚ ናይ ሎሚ መንእሰይ ƒብ Œንዲ ቅያ ƒብ ምስራሕ ዘተኩር ƒብ ሕሉፍ ታሪኽ 40ታት፤ 50ታት፤60ታት ዝገደደ ድማ ƒብ 70ታት ኢሳይያስ ƒፈወርቂ ንእሽቶይ ቆልዓ ወዲ ዒስራታት …ሎ ƒብ ልዕሊ ተቓለስቲ መንÃዕን የሚንን ዘÃየዶ ምስ ብጾቱ ብምባል፤ እና‘ማስዑ ደጋጊሞም ƒብ ሕሉፍ ታሪኽ ይነብሩ ምህላዎም የተሓሳስÅÃ፤፤ ƒብ Œንዲ ንቕድሚት ዝስጉሙ መንእሰያት ሎሚ ደቂ 30ታት Œሳብ 50ታት ዝዕድሚኦም ƒብ ታሪኽ ተዋጦም Œስቶ እባ …ምዚ እባ እዞም ሓማሴን እባ የሚን ኢሎም ተፈደይዋ፤ ƒ…ለጉዛይ እባ መንÃዕ ኢሎም ጠፊኦም እናÅልÃስ ቁስሊ ምትንÃፍ ሕጂ ትርጉም የብሉን፤፤ ƒብ መወዳእታ መንእሰያት (ስምረት) ዓወት የጎናጽፈኩም ƒብ እቲ ትሓስብዎ ዘለ⁄ም ጉባኤን ንህግድፍ ድሎ-ብድሎ Œንሓንቆ ኢና ትብልዎ ዘለ⁄ም ቃልስን፤፤ ብተመሳሳሊ ኢ.ዋይ.ኤስ.ሲ ግሎባል ዓወት ƒብ ቦሎº ንምነየልኩም፤ ሓሳብ ልብ⁄ም ይፍጠረልኩም፤፤ ሓደራ⁄ም Œልቴ⁄ም ጉጁለታት Ãብ ምንጽጻግን ምጥቕቓዕን ተቖጠቡ ምስ Ãልኦት ጉጅለታት ብÃልኦት ብሄራትን ባህልታትን ኤርትራ ዝቖሙ ድማ ተፋቐሩ ግን Ãብ ƒሉታዊ ጽልዋታት ውድባት ብፍላይ Ãብ ጋንታ ዓዋተ ተጠንቀቑ፤ መሳርሒ ናይ Ãልኦት Ãብ ም‰ን Œትድሕኑ፤፤ እንተ እቲ ንጉጅለ መድረኽ ዝምል…ት ገÅን እንተƒለዎም ƒብ መጻኢት ኤርትራ ንርእዮ፤ ƒብያተ ፍርዲ ምስ ቆማ፤፤ ƒይœነን ግን ƒብ ደንÅ ተቓውሞ ገÅነºታት ናይ ውግእ ሕድ-ሕድ 60ታት፤ 70ታትን 80ታት ተሓኤን ፋሉልን እናመርሑ‹ ናይ ƒስመራ ዩኒቨርሲትን ጉጅለ 15 ጥራይ እናጠቐስà ምዝራብ ስሚዒታዊ 'ምÅር ቅርጡው ስነ-መጎት ƒይœነን፤፤ Œሳብ ƒብ ዝቕጽል ጽሑፍ ንራŸብ ደሓን ቀንዩ ፍቕሪ፤ ሰላምን ሓድነትን ንህዝቢ ኤርትራ PDF page 6
View this page in original PDF
ሓጎስ Åኺት ሰሜን ƒሜሪÃ 16/02/2014