Extracted PDF page text

Microsoft Word - DH-3-News item 28T.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ኤርትራውያን ስደተኛታት  
ኣብ ኣብያተ-ማEሰርቲ የመንን ግብጽን ይሳቐዩ ኣለዉ 
 
ክፍሊ ዜናን ባህልን 
ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 
09.10.2008 
 
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ሕማቕ ዝዀነ ናይ ማEሰርቲ ኵነታት 
ይሳቐዩ ከምዘለዉ፡ ኣብ የመን ዝርከብ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ሓቢሩ። 
 
ያሲን ጀማል፡ ኣሕመድ መሓመድ ኣሕመድ፡ ሙሳ መሓመድ Iድሪስ፡ ኣደም Uመር Iብራሂም፡ 
ኣሕመድ Uመር Iብራሂም፡ ኣደም ኣሕመድ መሓመድን ብርኽቲ ታደሰ ዮውሃንስ ዝተባህሉ Eሱራት 
ስደተኛታት፡ ብ6 ጥቅምቲ ናብ ላEለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ዝጸሓፍዎ 
ጥርዓን፤ Eቶም ስደተኛታት፡ ኣብ ሓደ ብሰበ-ስልጣን ናይ ፓስፖርትን Iሚግረሽንን ዜግነት ዝውነን 
ቤት ማEሰርቲ ተዳጒኖም ከምዝርከቡን፤ ብሕማምን ብጥሜትን ካልE ሕማቕ ኣተሓሕዛን ይሳቐዩ 
ከም ዘለዉ ሓቢሮም። 
 
ብተወሳኺ፡ Eቶም Eሱራት፡ ሓደ ወኪል ላEለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ’ቲ 
ማEሰርቲ ቅድሚ ክልተ ሳምንቲ በጺሕዎም ከምዝነበረን፤ ክምለሰኩም Iየ ዝብል መብጽዓ ኣትዩሎም 
ከብቅE፡ ክሳE ሕጂ ከምዘይተመልሶምን፤ ኣብ’ቲ ንላEለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት 
ዝጸሓፍዎ ደብጻቤ ገሊጾም። 
 
ብኻልE ሸነኽ ከኣ፡ ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኵነታቶም ሕማቕ 
ምህልዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ’ቲ ቦታ’ቲ ይሕብሩ። ገለ፡ ካብ’ዞም ስደተኛታት 
Eዚኣቶም ንልEሊ ሓደ ዓመት ዝኸውን ግዜ፡ ኣብ ማEስርቲ ተዳጒኖም ከምዘለዉ Eቲ ምንጪ 
ይጠቕስ። 
 
ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ’ቲ ቤት ማEሰርቲ ከምዝሓረሰት፤ ሓንቲ ካልAይቲ ጓል ኣንስተይቲ ውን፡ 
ብጽኑE ሓሚማ ከምዘላ ምንጪታትና ይሕብሩ። 
 
Eቶም Eሱራት ስEሊ ከቕርቡ ከምዝተሓቱ ድሕሪ ምጥቃስ፤ Eዚ ንምብራሮም ዝግበር ዘሎ ምድላዋት 
ምዃኑ Iዮም ክግልጹ ዝስምU። ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ናብዞም ዝስEቡ፡ ተለፎናት ምግባር 
ይከኣል Iዩ። 
 
1. ፍረወይኒ ሺብራ፡ ቍ.ተለፎን 0174369334 
2. መንግስተኣብ ቍ.ተለፎን 0174101681 
3. መሓመድ ቍ.ተለፎን 0183431483 
 
Eቶም ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ከይባረሩ ትቃለስ ዘላ ኣባል ሓደ ንመሰላት ደቂ ሰባት ዝጣበቕ 
ጕጅለ ዝዀነት ፎዝያ Eተባህለት ግብጻዊት Iያ። ብቝጽሪ ተለፎን 0122297816 ድማ ክትርከብ 
ይከኣል Iዩ።