Extracted PDF page text
Microsoft Word - ab kindi nihamiy 14 kifal.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
ኣብ ክንዲ ንሓምይ
ዓቕምታትናን ስንፍናናን ንመምይ
ታሪኽና መነጸርና ታሪኽና መነጸርና
መበል 14 ክፋል
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-Iጣልያ
26/05/2013
Iድ ሸናሒት ጸናሒት ትንፋስካ Eትሕልፋ ኣናሳሒት
ዝበልዎ ኣቦታትና ኣብ ምቅርራብ ምEዋጅ መርድE ጭውየት ኤርትራውነትና ዓላማU ከም
Eተዓወተ ዝተኣማመነ ንጉስ Iትያጵያ ኣብቲ Eዋን Eቲ ማEለያታት ዘይብሉ ሹመት ሹመት
ዝብል ኣዋጃት ክEውጅ ጀሚሩ፡፡ ናጽነታዊ ቃልሲ ዘበገሰ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ሓራካ
ማሕበር ሸውዓተ ኸኣ፡ ብሰላሕታ ዘተኣታተዎ ምንቕቓሕ ሰብ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣግራብ
ከይተረፉ ድምጺ ናጽነጽ ንኽሰምዓ ኣEዛን ኣውጺኤን ዘብል ስምIታት ኣሕዲሩሩ፡
ኮይኑ ግን፡
Eቲ ዝተነሃሃረ ኩነታት ኣብ ውሽጢ Iትዮጵያ Eውን ጽልዋታቱ ኣሕዲሩ ክነትE ጀሚሩ ኣብ
ምኹሕኳሕ Eልዋ ንጉስ I ትዮጵያ ይደፋፋE ስለዝነበረ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ዝተኣታተው
ሃገራዊ ስምIት ዘይኮነ Eንታይ ድኣ? ህርፋን ስልጣን ዝዓብለሎም ብዓል ኣቦ ወንበር ባይቶ
ኤርትራ ነበር Iድሪስ መሓመድ ኣዳም ከይተቐደምና ሓይልና ነደልድ ኣብ ዝኣመተ ስስዔ ንEቲ
ካብ ብኣስተዋጽO ፍልጠትን ርቀትን ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ሓራካ
ማሕበር ሸውዓተ ተነጺሎም ብስም ገድሊ ኤርትራ ምስ ብውራይ ብወልቀ ጸገማቱ ተሃላሊኹ
ሸፊቱ ዝነበረ ሓሚድ Iድርስ ዓዋተ ተረዳዲOም ካብ ኣብ ሱዳን ወታሃደራ ኾይኖም ዘገልግሉ
ዝነበሩ ዓሳክር ኣኻኺቦም ንህዝቢ ኤርትራ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝብል ጭርሖታት
ንዘዔስከርዎም ዝነበሩ ኸኣ… ብስም ወፍሪ ሃይማኖት… ኣላህ የንሱር ኣልIስላም ብዝብል
ጨራሒ ጸውIታት ብምግባር ነቲ ዘስዓቦ ኣስካሕካሒ ኩነታት ክሳE ሕጂ ንኸይግለጽ ተዓፊኑ
መሔከል ዝፈረዩ ሸፋቱ ኾይኑ ዘሎ ዘብጽሓና Eዩ፡፡
Eቲ ኩነታት
ከምU Iሉ Eናኸደ Eቲ ብርቀትን ጥንቑቕ መሰረትን ዝተበገሰ ቃልሲ ናጽነት ማEቢሉ ኣብ
ኩሉ ገዛውቲ ኤርትራውያን ተኣታትዩ ስለዝነበረ ነቲ ዳሓራይ ሓንኳሊ ዝኾነ ናይ ስሱዓት
ስልጣን ወፍሪ… ብኣስላም ይበሉ.. ብክርስትያን ይበሉ… ሃገር ናይ ኩሉ E ምንቶታት ነቲ
ዳሕራይ ዘስዓበ ኩነታት ጠጠው ስለዘየበሎ ለመም Eናበለ ክግብልን ውልቀ ሓይሉ ከደልድልን
ከኣለ፡፡
ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ፡
EላማU ንጹር ንናጽነት ንሓርነትን ኤርትራውያን ስለዝነበረ ጎስጓሳቱን ወፍሪታቱን ብምቕጻል
ምስ Eቲ ዝመደቦ ህዝባዊ ምልEዓል ኣብቲ Eዋን Eቲ ዝነበሩ ፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ Eውን
ምስታፍ ኣድላይነቱን ረብሓታቱን ብምንጻር ኣብ ምውዳብን ምስራEን ሃገራውያን ፖሊስ
ሰራዊት ኤርትራ ክዋፈር ጀመረ፡፡ ማEሬ ማEሬU ኸኣ ኣብ E ተፈላለየ ጽፍሕታት ስራሕ
መንግስቲ ዝነበሩ ብሕልፊ Eቶም ካብ ብሃይለስላሴ ዝተዋህቦም መብጽዓታት ዝቦኾሩ ኮርዮም
ዝሓከሉ ምርኻብን ምልዛብን ተጀሚሩ… ብዙሕ ነስሓታት ክነትE ጀሚሩ፡፡
ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ PDF page 2
View this page in original PDF
2
Eቲ ሃገራዊ ፖለቲካዊ ምልEዓላት ኣብ Eግበት ምስ ተቐልቀለ ንፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ ኸኣ
ኣብ ምEንቲ ናጽነት ሃገር ተሳትፎ ተቐባልነት ረኺቡ ንሓንሳብን መወዳEታን… ብረቱን
ዓቕምታቱን ጸረ መግዛEቲ ከቕንE ኣብ ዘተኮረ… ነቲ ዝተዋፈረ ሳላሕታታት Eቶም መኮንናት፡
ፖሊስ ሰራዊት Eውን ክሳተፍዎ ኣለዎም ተባሂሉ… ካብ ነዊሕ Eዋን ስሩE ምንቅስቓስ ሓርነት
ኤርትራ ሓራካ ማሕበር ሸውዓት ዝነበሩ ክቡር ነፍስሄር መጀረ ጀነራል ዘርEማርያም ኣዛዚ፡
ብዘሰናደውዎ ርክብ ኣብ ሞንጎ ሽUU ናይ ፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ ሓላፊ ዝነበሩ ክቡር
ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ምስ በዓል ኣቦታት ሓጅ Iማም ሙሳ ከም ዝላዘቡን
ዝረዳድUን ተገብረ፡፡
Eቲ ልዝብ፡
ጽቡቕ ውጽIት ብምግባር ነቲ ጉዳይ በየንን ብኸመይን ምልEዓል ይጥEም ኣብ ዝተባህለ
ተቐራብነት ህዝብን ፖሊስ ሰራዊትን ንኽህልው፡ ነዚ ዘበግስ ክፍሊ ሙዚቃ ፖሊስ ሰራዊት
ኤርትራ ዓቢይ ተራ ክህልዎ ተገሚቱ ኣብ ምቋም Oርኬስትራ ፖሊስ ሰራዊት ኤርትራን
ምምEባሉን ተባሂሉ፡ ኣነ ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፊሊፖ ብዘይ ቅስመት ሕግን ቅጥEን ፖሊስ
ሰራዊት ምህሮ ብትEዛዝ ሓላፊ ፖሊስ ኤርትራ ነፍስሄር ብሪጌዴር ጀነራል ተድላ Uቕቢት
ብወታሃደር ቁጽሪ 8157 ኣባል ክፍሊ ሙዚቃ ኾይነ ተኸቲበ ኣብ ዝነበረ መደበር መዔስከር
ፖሊስ ሰምበል ተመደብኩ፡፡
ኣብቲ Eዋን Eቲ
ሙዚቃ ንስምIታት መለዓዓሊ ዓቢይ ተራ ዝነበሮ ምዃኑ ካብ ዝተለለየሉ ብሕልፊ ኣብ
ምስንዳው ትርIታት ናይ ህዝቢ ተሳትፎ ብብዝሒ ዝውሕዘሎ ስለዝነበረ… E ታ E ንኮ
መቓልሕ… ብተባዓት ደቀባት ማሕበር ትያትር ኣስመራ (ማ.ት.ኣ) ተዘርOን ተፍርዮን ዝነበረ
ሃገራዊ ስምIታት ንስርዓት Iትዮጵያ ገዚፍ ስክፍታ ስለዝኾነት Eቲ ምርIታት ቅድሚ ኣብ
ዓውደ ትያትር ኣብ ህዝቢ ምቕራቡ…. መርመርቲ ስለያ Iትዮጵያ…. ይሰምEዎ ንግጥምታት
ኣንቢቦም ዝድረፍን ዘይድረፍን ይውስኑሉ ስለዝነበሩ፡ Eቲ ቁጽጽራት ጸገማት ይፈጥር ነይሩ፡፡
ኣብ ፖሊስ ኤርትራ ግን፡
ቅጡE ወታሃደራዊ ሓይሊ ከም ትካል ስርዓት I ትዮጵያ ተቖጺሩ ስለዝነበረ ዝኾነ ድርሰት
ተቛጻጻሪ ስለዘይነበሮ Eማም ተበግሶ E ቲ ዝቖመ ፖሊስ O ርኬስትራ ንኸማልE ዘገጸሞ
ስለዘይነበረ ኣብ ውሽጢ ኣርባEተ ወርሒ… ሙዚቀኛታቱን… ደረፍቱን… ከወሃህድ ክIሉ፡፡
ኣብ ሓሙሻይ ወርሑ
ወርሒ ግንቦት 1963 E ቲ ዝቖመ ፖሊስ O ርኬስትራ ኣብቲ ዝሓለፈ ኣዋርሕ Eለታዊ
ልምምዳት ዝገብረሉ ዝነበረ ደርፍታቱ ኣብቲ ኣብ ኣስመራ ዝፍነው ዝነበረ መደብ ሬድዮ…
ብካቫለር መሓመድ… ዝቖመ ምሸት ምሸት ህዝቢ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ተኣኪቡ በብከባቢU
ዝሰምዓሉ ዝነበረ… E ቲ ኣብ መዔስከር ሰምበል ተወዳዲቡ ዝተለማመዶ መቓልሕ ደርፍታት
ክስማE ኣለዎ ተባሂሉ ብIድ ነፍስሄር ብረጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ኣነ ዘሰነኽዎም ንዋና
ሬድዮ ኣጀንሲያ ኣስመራ… ካቫለር መሓመድ ኣረከብናዮም፡፡
ካቨለር መሓመድ!!
ነቲ ዝተዋህቦም ካሴት ይቀበልዎ ድኣ Eምበር ኣረኪብናዮም ድሕሪ ምኻድና.. ብላኼማዊ ውዲ..
ዝሃብናዮም መሲሉዎም ተሰናቢዶም ነታ ካሴት ሒዞም ንበይነይ ክረኽቡኒ.....ኣብ ቅደሚ ሰብ
ከኣ ነታ ካሴት ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ከም ዝሃብዎም ክምስክር… ኣብ
ቅድሚ ኣEሩኽተይ… ስውE ስIድ በሺር…. ስውE Iብራሂም ዓብደልመናን… ስውE ጊላይ
ግርማይ ዝነበሩሉ ወሃቢOም ሓቲቶሙኒ ኣነ ኸኣ Eታ ኩነታት ከም ዝነበረታ መስከርኩ፡፡
ካቨለር መሓመድ PDF page 3
View this page in original PDF
3
ከም ዝተበሃልዎ ነቲ ዝሃብናዮም ካሴት ንምድራፍ ምቅላሑ ጸሊOም ዘይኮኑ ኣብቲ Eዋን Eቲ
ስም ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ንተልEኾ ሃጸይ ሃይለስላሴ ምምላE… ጸረ ቃሲ
ናጽነት… ቀጥቃጢ… ኣሳሪ… ሕሱም ኣኽራሪ… ክሳE ኣብ ፍረነብስታት ፊያስኮ ዝንጥልጠል
ኣሳሪ ይውረየሎም ስለዝነበረን Eቲ ወረ ግኑን ስለዝነበረን… ፍርሂ ሒዙዎም ምንባሩ ርዱE Eዩ
ነይሩ፡፡
ኮይኑ ግን
Eቲ ዝሃብናዮም ካሴት ኣብ በይኖም ስሚOሙዎ መሲጡዎም ስለዝነበረ ንምድራፍሲ ከድርፎ
ድሓርከ? Eትብል ፍርሂ ስለዘይተሓዳደገቶም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት ሓሙሽተ ኣቢሉ ይኸውን ኣብ
Eቲ ምስ ኣEሩኽተይ ዝዛናጋዓሉ Eንዳ ሻሂ ብEንዳ ሓሰን መብሩኽ ዝዝከር ተደራቢ ምስክር
ክኾንዎም… ንነፍስሄር ጠበቓ ጸጋይ Eያሱን.. ነፍስሄር ፈራዳይ ላEላዋይ ቤት ፍርዲ ዝነበሩ
ጸጋይ ሃብተማርያምን ሒዞሙለይ መጺOም ዳግማይ ከኣ ምስክርነተይ ሂበዮም፡፡
ብድሕሪ Eዚ፡
ዝመጸ ይምጻE.. ብቑዓት መሰኻኽር ኣለውኒ Iሎም ከኣ መደቦም ምሸት ሰዓት 7 ( ሸውዓተ)
ንEተን ዝሃብናዮም ደርፍታት …. ሂ… ር… ር… ኣበልወን፡፡
Eቲ ደርፍታት
Eሞ ኸኣ ብፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ ምቅላሑ Eቲ ኣብU ዝነበረ ድርሰት ትሕዝቶU ንኹሉ
ሰማዓይ ኣገሪሙዎን ናይ ሃገራዊ ምልEዓል ተስፋ ሂቡዎን ኮይኑ በብEለቱ ክድገም በብEለቱ
ሰብ ክተዓዳድም ክሳE ካብ ርሑቕ ዓድታት ከይተረፈ ንEቲ ደርፍታት ክሰምU ዝመጹ
ነይሮም፡፡
ኣብ ፍቐዶU ኸኣ
ሰስኑ ሰስኑ… ሴፍን ዋልታን ኩኑ… ኣንታ Eዛ ዓድና
ከይኣተዋ ጓና
ደርፊ ንሂራ ኣነሃሂራ ኣብ ፍቐዶU ብዓበይቲ ጥራሕ ዘይኮነ ብሕጻናት ኣፍ ዘውጽU Eውን
ክትድረፍ ጀሚራ፡፡
ባEሎም ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ከይተረፉ E ውን E ቲ ዝተዘርግሔ
ደርፍታት.. ክሳE ክንደይ ተሰማEነት ከም ዘለዎ ንምቁጽጻርን ምፍላጥን ኣብ ሞንጎ ህዝቢ
ኾይኖም ይከታተልዎ ነበሩ፡፡
Eቲ ሽUU
ዝተራEየ ሃዋህውን ስምIታትን ህርፋን ናጽነት ብኹሉ ሸነኽን ብኹሎም Eድሜታትን ድሙቕ
ብምንባሩ ባEዳዊ መግዛEቲ ኣይነብር ኣይሓድር ዘብል Eዩ ነይሩ፡፡
ወዮ ዝግለጽ ዝነበረ
ወፍሪ ሽፍትነት ወዲ ዓዋተ ቃልሲ ናጽነት ኤርትራ ተባሂሉ ክንገር ክመዓድ ስለዘኽኣለ ኸኣ ካብ
ከተማታትን ዓድታትን ገጠራትን ነቲ ቃልሲ ክሳተፍዎ ክውፈዩዎ ጀሚሮም ንዝነበረ ስርዓት
ሃይለስላሴን ዓንገልቱን ገዚፍ ወጥሪ ኾይኑ ኣብ ብኸመይ ይዓግትዎ ይሰነኽልዎ ክመኽሩን
ክደማምሩን ብምጅማር Eቲ ብነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ዝተሃንደደ ምልEዓል
ጠጠው ከየበልካ ክኸውን ከምዘይክEል ስለ ዝተረድOም ንነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ
Uቕቢት ብክምEድዎ ኣላሽ ከብልዎም ዝኽEሉ ሽማግለታት ክልEክሎም ይጀምሩ ድኣ Eምበር፡
PDF page 4
View this page in original PDF
4
ዘንቀለ- መንቀሊU ዘነጸረ….. ንቕድሚ E ምበር ድሕሪት ነይኣበለ ከም ዝበሃል Eምቢ
ንተገዛEነት… Eወ ንናጽነት ወፍሮም ተነሃሂሩ ስለዝነበረ ንEቶም ንሽፍታ ወዲ ዓዋተ ምስ
መሻፍትቱ መክ ተባሂሎም ኣብ በረኻታት መታሕት ክሕልው E ውን ተዋፊሮም ዝነበሩ
ወታሃደራ ወፍሮም ክቕይሩ ጸረ በዓል ወዲ ዓዋተ ዘይኮነ ጦር I ትዮጵያ ከይተኣታተው
ኽከላኸሉ መምርሒታት ኣመሓላሊፎም ስለዝነበሩ ብኹሉ ሸነኻት ዝነበረ ትጽቢታት… Eቲ
ምልEዓል ብፖሊስ ሰራዊት ክጅመር ንኽሰምE ሃንቀውታታት ብዙሕ ነበረ፡፡
ኮይኑ ግን
ኣብ ውሽጢ መኮንናት ፖሊስ ተሰኺOም ዝነበሩ ኣባላት ምሕደራ ፖሊስ ናይ ስልጣን ስሱዓት
Eቲ ምንቅስቓስ ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ከም ተቐበልቱ ኩሉ ዝበሃልን
ዝቕረብን ዝነበረ Eለታዊ ጸብጻብ ንናይ ሽUU ወኪል ንጉስ ነበር… Eንደራሴ ሌፍትናንት
ጀነራል ዓቢይ ኣበበ የመሓላልፉሉ ስለዝነበሩ ንኸጋጥም Eዩ ዝተባህለ ረጽሚ ፖሊስ ሰራዊት
ኤርትራን…. ጦር ሰራዊት Iትዮጰያን መዋስኽትን መተሓይልትን ክኾንዎም ብመሪሕ ስታፍ
ኮሉኔል ረታ ደመቀ ምክትል ኣዛዚ ፍጥኖ ደራሽ (ቀልጢፉ ኣርካቢ) ኣብ ኮልፌ ኣደስ ኣበባ
ዝነብር ኣወሃሃድነት ካብ መዔስከር ኮልፌን… በጌምድርን… ቶግ ከይበለት ከርክቡ ኣስመራ
Eለት 8/6/2013 ኣትዮም መዔስከራት ፖሊስ ሰራዊት ኤርትራ ኣኽቢቦም ከም ዝሓድሩ ተገብረ፡፡
ሰሉስ ንግሆ Eለት 9-6-1963 ኸኣ ንዋና ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ኤርትራ ብኣጂፕ AGIP ዝፍለጥ
ከቢቦም ሓዲሮም ብምጽናሕ ንግሆ ሰዓት 9፡15 ትሽዓተን ርብEን ንኣበጋሲ ምልEዓል ዝኾኑ
ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ካብ ቤቶም ንቤት ጽሕፈቶም ምስ ኣተው ኣብቲ ቤት
ጽሕፈታት ዝነበሩ መኮንናት ውጹውጹ Iሎም ብምEታው ቀተልዎም፡፡
ክቡራንን ክቡራትን
Eቲ ብድሕሪU ዘስዓበ ክቕጽለልኩም Eየ ክሳE ኣብታ መቐጸልታ ንበጽሕ ግን ካብ Eለት ናብ
Eለት ዝውጠነልና ዘሎ ቶንኮላዊ ምልEዓል ነፍስሄር ብሪጌደር ጀነራል ተድላ Uቕቢት ኣዘንጊOም
ዝቐደሙዎም Eላማ E ክብካብ ሸፋቱ ህግደፍ ከይቅድመና ንጠንቀቕ! ንጠንቀቕ!.. መድሃኒና
ንEጥቕ፡
ሰናይ ቅነ