Extracted PDF page text

Microsoft Word - Awate editorial

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

1 
 
 
 
 
መግለጺ ባሕቲ ሓደ መስከረም 2012 
ዝደልዩ ደቂ ዓዋተ ዘይደልዩ ከA ደቂ ትሽዓተ ብሄራት 
ተኸታተልቲ  ባEዳውያን ገዛEቲ ሓይልታት ንኤርትራ ብናቶም ድልየትን Eላማን ጎዛዝዮማ 
Eዮም፡፡ መግዛEቲ ንክስEር ድማ ህዝቢ ኤርትራ ንልEሊ 30 ዓመት ተቓሊሱን ተሰዊU ዓወት 
ተጎናጺፉ Iዩ፡፡ ሰውራዊ ቅንI ብዘሕድር ሕዝባዊ ተሳትፎን ተወፋይነት መስዋEትን ደቃ 
ድማ ሃገርና ኤርትራ ከም ናጻ ሃገር ክትፍለጥ በቅዔት፡፡ ንሓደ ህዝባዊ Eላማ ደቂ ትሸዓተ 
ብሄራት ኤርትራ ኣብ ሓደ መስመር ተሰሊፎምን፤ ኣብ ሓደ ጋህሲ ተቀቢሮም ሃገራዊ ናጽነት 
ኣረጋጊጾም Iዮም፡፡ ብርግጽ ታሪኽ ምፍላጥ ነውሪ ኣይኮነን፡፡ ይበል Eዩ ከA፡፡ Aብ ጉጉይን 
ናይ ሓፋሽ ደገፍ ዘይብሉን ታሪኽ ተንጠልጢልካ ምውርዛይ ግን ዓዲ ዘEቱ ዘይኮነስ ኣEናዊ 
ሳEቤን ዝህሉዎ ምዃኑ ምስትውዓል የድሊ፡፡ 
ታሪኽ ተጋድሎ ህዝብና ብናይ ውሑዳት ውልቀ ሰባት ጽልዋ ዝተዓብለለ Eዩ፡፡ Eዚ ምልክት 
ድሕረት ምበር ክንኮርዓሉን ንዘልኣለም ክዝከር ዝግብO ጸጋ Aይኮነን፡፡ Eወ ታሪኽ ብህዝቢ 
ዝስራሕ ኮይኑ ውልቀ ሰባት ነናቶም ይን’ኣስ ይEበ ኣበርክቶ ክህሉዎም ግድን Eኳ ተኾነ፡ 
Eቶም ታሪኽ ዝሰርሑ ውልቀ ሰባት ግን ኩሉ ግዜ ቅኑዓት Eዮም ማለት ኣይኮነን፡፡ ኣብ ሓደ 
Eዋን ዝተሰርሔ ታሪኽ ምስቲ ናይቲ Eዋን ንቅሓትን ክውነት ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ Eዋኑ ምስ 
ሓለፈ ናብ ቤተ መዘከር ክEከብ Eምበር በብEዋኑ Eንዳተላዓለ ክብሪ ውልቀሰባትን 
ሃገራውያንን ከፋኩስን ከራኽስን AይግባEን፡፡ 
ታሪኽ ሓምድ Eድሪስ ኣዋተ ጅግንነትን ሃገራውነት ዝምልO Eዩ ካብ ዝበሃል ዓመታት 
ሓሊፉ Eዩ፡፡ ናይ Eድሪሰ ዓዋተ ኤርትራውነት ዝጠራጠር ዜጋ የለን፡፡ ደቂ ትሽዓቲኤን 
ብሄራት ኤርትራ ኣብ ናይ ሓምድ Eድሪስ ዓዋተ ኤርትራውነት ይAምኑ ክAምኑውን ናይ 
ግድን Eዩ፡፡ Eዚ ምስ በብEዋኑ ዝቀያይር ንቅሓት ዝምዘንን ዝEቀንን ክኸውንን ኣይግብAን፡፡ 
ብሓጺሩ ናይ ሓምድ Eድሪስ ዓዋተ ኤርትራውነት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገራዊ ሓባራዊ 

PDF page 2

View this page in original PDF

2 
 
ምርድዳE (national consensus) ክብጽሓና ዝክEል ክውነት Eዩ፡፡ ናይ Eድሪስ ዓዋተ 
ሃገራውነት (nationalism) ግን ኹሉ ኤርትራዊ ዝስማማዓሉ ዛEባ ኣይኮነን፡፡ ሽፍታ ስለ ዝነበረ 
ሃገራዊ ክብሃል ኣይግብAን ማለት ከA ቅኑE ኣይኮነን፡፡ ምኽንያቱ ሽፍታ ወይ ከA ጭው 
ዝበለ Eሉልን ጸረ ህዝቢ ጸኒሑ ተቀይሩ ንሃገር ዝጠቅም ስራሕ Eንተፈጺሙ ንቅበሎ ጸጋ ስለ 
ዝኾነ፡፡ ንሓደ ሃገራዊ Eንተ ብፍላጥ ወይ ከA ንሕነ ህዝቢታት ሃገር ንዝጨፍጨፈ ገበነኛ ከም 
ሃገራዊ ምቅባልን ምስ መዓልቲ ናጽነት ብምትEስሳር ነቶም ግዳያት ክስEስU ምግባር ግን 
ናይ ገበን ገበን Eዩ፡፡ ሓምድ Eድሪስ ዓዋተ ኣብ ልEሊ ብሄር ኩናማ ዘብጽሖ ህልቂት ከቢድ 
Iዩ፡፡ ሓቂ ዶ ሓሶት ንምርግጋጹ’ውን መጽናEትን ግዜን ክወሃብ ድኣሉ ዝግባE Eምበር 
ንሓደ ሸነኽ ንምኽሳብ ኣብዚ ናይ ገበን ታሪኽ ብምንጥልጣል ሓባራዊ ሃገራዊ ምርድዳE ኣብ 
ዘይበጸሕናዮ ጉዳይ ከም ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ውራይ ጌርካ ምውሳድ A ብ ልEሊ መሰል 
ዜጋታት ምEንዳር Iዩ። 
ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ) ሓምድ Eድሪስ ዓዋተ Aብ 
ልEሊ ብሄር ኩናማ ዘብጽሖ ህልቂት ካብ ዘይምፍላጥ ወይ ዓቕሚ ብምስኣን Aይኮነን ክሳብ 
ሕጂ ትም መሪጹ ዝጸንሐን፡ ሎሚ ከቃልሖ ዝመረጸውን ካብ ወትሩ ፉሉይ ዓቕሚ ስለ 
ዝረኸበን ስለዘዋህለለን ኣይኮነን፡፡ Eንታይ ድኣ ንቅሓት ሕብረተሰብ ኩናማን ሰዓብቱን 
Aባላቱን A ብ ግምት ብምEታውን A ብ ሕሉፍ ታሪኽ ተንጠልጢሉ ነዚ ጉዳይ ቀዳማይ 
Aጀንዳ ቃልሲ ክገብር ስለዘይመረጸ ጥራይ Eዩ፡፡ ሓቂ ተቐቢሩ ስለዘይተርፍን ቅኑE ታሪኽ 
መሰረት ቅኑE ሃገርን ህዝብን ምዃኑ ብምEማን ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጅግንነታዊ ታሪኽ ሓምድ 
Eድሪስ ዓዋተ ብስርዓት ህግደፍ ዝተጠጅA ተንኮልን ብዓቢ ድምጺ ክቃላሕ ዝጸንሐ 
ድራማታትን ቃልE ንምውጻE ሕልናዊ ግዴታና ምዃኑ ኣሕዋት ኤርትራውያን ክርድUና 
በዓል ሙሉE ተስፋ Iና። ካብዚ ብምብጋስ Eንተወሓደ ኣንጻር ባሕቲ መስከረም ዘይኮነ 
Aንጻር ሃገራውነት ዓዋተ መርገጺናን ርEይቶና ክንህብ ንግደደሉ ጽፍሒ ስለዝበጻሕና Eላዊ 
ብዝኾነ ኣገባብ Eነሆ ንመጀመሪያ ግዜ ርEይቶና ዘርጊሕና ኣለና፡፡ ኤርትራውያን ኣሕዋት ከA 
Eዚ ጉዳይ መጽናEቲ ዘድልዮን ወገናዊ ስለዝኾነ ኣብዚ ዛEባ ናብ ሓባራዊ ምርድዳE 
ንበጽሓሉ Aንፈት ክEምቱና ንላበወኩም፡፡ 
ክሳብ ሽU ዝደልዩ ደቂ ኣዋተ ዘይደልዩ ከA ደቂ ትሽዓተ ብሄራት ይኾኑ፡፡ ብፖለቲካዊ ዓይኒ 
ኹልና ደቂ ዓዋተ ከምዘይኮና ግን በዚ Aጋጣሚዚ ነረጋግጽ!!! 
መትከላት ዲምሓኩኤ ንዘልዓለም ክEንበቡ Eዮም!!! 
ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ዲምሓኩኤ 
መስከረም 01 2012.