Extracted PDF page text
ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
ፈነወ ረዴዮ ዴምጺ ሰሊምን ዯሞክራስን ኤርትራ
ምስ ጋዛጠኛ ኣማኒኤሌ ማሕዯረ ካየዯቶ ቃሇ-ማሕተት ብዴምጺ ብተኸታታሉ ኣብ 11 ክፋሊት
ምቅሊሕና ዜዜከር’ዩ። ኣገዲስነት ናይ’ቲ መሌእኽቲ ኣብ ጸብጻብ ብምእታው ዴማ እነሆ ናብ ጽሑፍ
ገሉብጥና ናብ መርበብ ሓበሬታት ንዜርገሖ ኣሇና። ሰናይ ንባብ!
ዕደም ጋሻና ኣብ ህዜባውን ሃገራውን ጉዲያት ሇካ ርእይቶ ንከተካፍሇና ንቕረብናሌካ ዕዴመ ፍቓዯኛ
ኮይንካ ብምምጻእካ፡ ብስም ረዴዮ ዴምጺ ሰሊምን ዯሞክራስን ኤርትራን ክቡራት ሰማዕትናን ኣመስግነካ፡
ቅዴሚ ናብ ዲሇኽዎ ዜርዜር ሕቶታት ምእታውና መንነትካ ማሇት፡ ምለእ ስምካ ዯረጃ ትምህርትንኻን
ዜነበረካ ስራሕን ንሰማዕትና እንተትገሌጸሌና?
ኣማኒኤሌ፡- ስመይ ኣማኒኤሌ ማህዯረ ይበሃሌ። ኣብ ከተማ ዒሰብ’የ ተወሉዯ ዒብየ። ካብ 200 2 ክሳብ
2006 ኣብ ል ግዜያት ዴማ፡ ኣብ ዩኒቨሪ ሲቲ ኣስመራ ፡ ናይ ጆርናሉዜምን ማስ ኮሚኔኬሽንን
ትምህርቲ ተኸታቲሇ። ብኡ መሰረት ዴማ፡ ኣብ 2006 ኣብ ሚኒስትሪ ዛና ተመዱበ፡ ኣብ ጋዛጣ ሓዲስ
ኤርትራ ረዴዮ ዴምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ከምኡን’ውን ኣብ ክፍሉ ተሇቬዥን ብሞያ ጋዛጠኝነት እሰርሕ
ነይረ።
ሕቶ፡- ሕራይ ኣማኒኤሌ ማሕዯረ ብዚዕባ ውሽጣዊ ነ ጻነትን ኣሰራርሓን ሚኒስትሪ ዛና ህግዯፍ ኣስፍሕ
ኣቢሌካድ ምገሇጽካሌና?
ኣማኒኤሌ፣ ብዚዕባ ምሕዯራን ኣተሓሓዚን ሚኒስትሪ ዛና እንተሌዑሌና ፡ ብዘሕን ዜርዜራውን ነገራት
ክንዚረብ ንኽእሌ ኢና። ሓዯ ሚኒስትሪ ዛና ከም ትካሌ ብ4 ክፍሉታትን 49 ጨናፍር ኣሃደታትን
ዜቖመ ትካሌ’ዩ። ኣብ ኣሰራርሕኡ እንተዯኣ መጺእካ ነቲ ወግዒዊ ሰንሰሇት ተኸቲለ ዜኸይዴ ኣሰራርሓ
የብለን። ሓሇፍቲ ክፍሉ ኩልም ሇሚሶም’ዮም። ሓሇፍቲ ክፍሉ ማሕዮታት ዒሉ ዒብደ ንዜኾኑ ሓሇፈቲ
ጨናፍር እንዲፈርሑ ክኸደ ኢኻ ትርኢ። ስሇዙ፡ ሚኒስትሪ ዛና ዜኽተል ኣካይዲ ከም’ቲ ኣቐዴም
ኣቢሇ ዜጠቐስክዎ ነቲ ወግዒዊ ቅርጻ ዜኽተሌ ኣሰራርሓ የብለን። ኣብ ውሽጢ’ቲ ሚኒስትሪ ብቐጥታ
ተጸዋዕነቶም ናብ’ቲ ሚኒስተር ዜኾኑ፡ ብስበሻሌ እንተረስት ግሩብ ወይ ዴማ ብሰብ ፍለይ ረብሓ
ክንገሌጾም ንኽእሌ፡ ፍለያት ብረብሓን ጽምኢ ስሌጣንን ዜተኣሳሰሩ ሰባት ኣሇው። ካሌእ ኣብ ሚኒስትሪ
ዛና ል ኣተሓሕዚ ፡ ኩለ ግዛ ናይ ግበር ኣይትግበር’ዩ። ንኣብነት፡ ሓዯ እዋን ብምኽንያት ጽንብሌ
ነጻነት ኣርቲስት ሚኪኤሌ ኣድናይ ብዜተፈሊሇዩ ጋዛጠኛታት ቃሇ -መጠቕይ ይግበረለ ነይሩ፡ ኣብ’ቲ
እዋን’ቲ ናይ ልሚ ዋና ኣሰናዲኢ ጋዛጣ ሓዲስ ኤርትራ ንኣርቲስት ሚኪኤሌ ኣድናይ ቃሇ -መጠቕይ
እንዲገበረለ እንከል ማሇት’ዩ ኮነ ኢሌካ ክቱኽትኾም ፕሮቮክ ክገብሮም’ዩ መዯብ ተዋሂብዎ። ስሇ ዙ ኮነ
ኢለ ፕሮቦክ ክገብሮ እንከል፡ ሚኪኤሌ ኣድናይ እንታይ ገይረካ ትርብሸኒ ሇኻ ኣሰራርሓ ናይ’ዙ ገዚ
ትፈሌጦ እንዱኻ፡ ኣነኮ እን ሕቶታት እዙኣተን ተዋሂበናኒ’የ ዜሓተካ ሇኹ ኢሌዎ። ስሇዙ ኣብ
ውሽጢ’ዙ ብነዴሪ ዜተመሌኣ ረባ እንታይ ኢኻ ትርኢ፡ ኣሰራርሓ ናይ ሚኒስትሪ ዛና፡ ክሳብ ክንዯይ
ብግበር ኣይትግበር ዜሰርሕ ከም ዜኾነ፡ ሕቶታት ተዋሂቡካ ትሓታት ምዃንኻ፡ በዙ ሕጂ ሓንቲ ንጽርቲ
መንገዱ ክንረክብ ንኽእሌ ኢና ማሇት’ዩ።
ካሌእ ውሌቃዊ ኣመሇኻኽታ ናይ’ቲ ሰራሕተኛ እንታይ ከም ዜኾነ ንምፍሊጥ ብዒይኒ ጸጥታ ምክትታሌ
ይግበረለ። ዋሊ ጽቡቕ እንዲሰራሕካ ብምለእ ዒቕምኻ እንዲበርከትካ’ውን መን እንታይ ይሓስብ፡
እንታይ ይብሌ ክፍ ሇጥ ይዴሇ። ናይ ሰባት ኣተሓሳስባ ወይ ኣመሇኽኽታ ንምፍሊጥ ዴማ ኣኼባታት
ይውዴቡ። ኣብ ነብስ ወከፍ ኣሃደ ሰሙናዊ ዜግበር ኣኼባታት ኣል። ኣብ’ቲ ሰሙናዊ ኣኼባታት PDF page 2
View this page in original PDF
2
ኣጀንዲ ይስራዕ’ዩ። ዕሊማ ናይ’ቲ ኣኼባ ግን ብመሰረቱ እቲ ሰራሕተኛ ብነጻነት ርእይቶኡ ሂቡ፡ ንዜዕረ
ኣዏርዩ፡ ንዴኹም ጎኒታቱ መዙኑ፡ ንሓያሌ ጎኒታቱ ከኣ ንኢደ ከመይ ገይርካ ብዜጸፈፈ ኣገባብ ስራሕካ
ትቕጽሌ ይኮነ፡ ነብስ ወከፍ ሰብ ኣብ’ቲ ኣኼባ እንታይ ይዚረብ ንምፍሊጥ’ዩ። ኣብ’ቲ ኣኼባ እንታይ
ይገበር ይመስሇካ፡ ኣባሊት ናይ ሓንቲ ኣሃደ ኣኼባ እንተዯኣ ገይሮም፡ ጸብጻብ ተጻሒፉ ናብ ሚኒስትሪ
ዛና ክኸይዴ እንከል፡ ኣኼባ ኣካይዴና ኣብዜን ኣብ ን ዚዕባታት ተራሪብና፡ ንሓያሌ ጎኒና መዙና
ንዴኹም ጎኒታትና’ውን ኣረሚና፡ ኣብ’ቲ ኣኼባ ዴማ ከምዙ ዜብሌ ሓሳባት ተንጸባሪቑ ወይ ወሪደ ነይሩ
ኢሌካ ጸብጻብ ናይ’ቲ ኣኼባ ኣይኮንካን ትሰዴዴ። እንታይ ዯኣ፡ ሓዯ ኣኼባኛ ርእይቶ እንተዯኣ ሂቡ
ምለእ ስሙ ይጸሓፍ’ሞ ነቲ ዜሃቦ ርእይቶ ዴማ ኣብ ትሕቲኡ ይጸሓፍ። ብመሰረቱ ዕሊማ ናይ’ቲ ኣኼባ
መን እንታይ ኢለ ወይ እንታይ ርእይቶ ኣሇዎ ንምጽናዕ ስሇ ዜኾነ ከምኡ ይገብሩ።
ካሌእ ሚኒስትሪ ዛና ከም ትካሌ ብዘሕ ናይ ፊሌዴ ስራሕ ሇዎ ትካሌ’ዩ። ፊሌዴ ክት ወጽእ እንከሇኻ
ሓዯ ሓዯ ግዛ ንመዒሌታት ገሇ ግዛ ዴማ ንሰሙናት ክትከይዴ ትኽእሌ ኢኻ። ሕጂ ኣብ’ቲ ጉዕዝ ወይ
ፊሌዴ ዴሌዮም ቴፕ ሪከርዯራት ሒዝም ወይ ካሜራ ማን ኮይኖም ምሳኻ ዜወፍሩ ካሌእ ተሌእኾ
ሇዎም ሰባት ኣሇው። ምኽንያቱ ንመዒሌታት ንሰሙናት ፊዴሌ ወጺእካ፡ ኣብ ዝባታት ዴዩ ንኡሳን
ዝባታት ክትቅኒ እንከሇኻ፡ ስራሕካ ሓዯ፡ መግብኻ ሓዯ፡ መዯቀሲኻ ሓዯ ስሇ ዜኾነ፡ ኣብ ዕሊሊት ዜመጽእ
ነገራት ኣል። ነን ዕሊሊት እዙአን ጠርኒፉ ናብ’ቲ ሚኒስተር ብጽሕ ሰብ ይገበረሌካ’ዩ። ናይ’ቲ ንስኻ
ትፈሌጦን ትፈርሖን ጠርናፊኻ ጸብጻብ ይኮነ ዜቕበሌ፡ ናይ’ቲ ንስኻ ይትፈሌጦ ግን ከኣ ፍለይ
ተሌእኾ ተዋሂብዎ ምስኻ ዜወፈረ ሰብ ቕርቦ ጸብጻብ’ዩ ተኣ ማኒ ኮይኑ ንኣመሇኽኽታኻ ከም መዕቀኒ
ዜውሰዴ ማሇት’ዩ።
ሕቶ፡- እቶም ሰብ ፍለይ ረብሓ ዜበሌካዮም ብዜያዲ ምስ’ቲ ስርዒት ተጣቢቖም ዜኸደ ሰባት፡ ብዒይኒ’ቲ
ኣብሓ ሓፋሽ ሰራሕተኛ ከመይ’ዮም ዜረኣ’ዩ?
ኣማኒኤሌ፡ እዝም ሰባት እዙኣቶም ምናሌባት ኣብ’ቲ ዜርዜር ኣስማት ምእታው ብዘሕ ኣገዲሲ
ኣይመስሇንን። ግን ሚኒስትሪ ዛና ከም ቁጽሪ ክሳብ 1200 ዜኸውን ሰራሕተኛ ዜሓ ትካሌ’ዩ።
ሚኒስትሪ ዛና ግ ን ናይ’ቶም 1200 ሰራሕተኛታት ኣይኮነን። ናይ’ዝም ብጥቕሚ ብሽመት ዜተኣሳሰሩ
ዜበሌኩኻ ሰብ ፍለይ ረብሓ ዜኾኑ ካብ 20 ክሳብ 30 ይበዜሑ ሰባት’ያ። ሕጂ እዝም ሰ ባት ምእንቲ
ጠቕሚ ምእንቲ ስሌጣን ክብለ ምስ’ቲ ሚኒስተር ዜገብርዎ ም ትእስሳር፡ ናይ ግዴን’ዩ ነቲ ሓፋሽ
ሰራሕተኛ ከሳቕይዎ ’ዮም። ዴሌን የዴሌን ሓበሬታ እንዲመሓሊሇፉ ንህሊ ዌኡ ኣብ ምሌክት ሕቶ
ከውዴቕዎ ይኽእለ’ዮም። ክሳብ ናብ ማእሰ ርቲ ከብጽሖ ዜኽእሌ ይዴሉ ጸብጻባት ከሕሌፍለ
ይኽእለ’ዮም። ስሇዙ እዝም ሰባት እዙኣቶም፡ ርክቦም ነቲ ሚኒስተር ኣዴሊይነቶም’ውን ነቲ ሚኒስተር
‘ምበር ነቲ ኣባሌ ኣይኮነን። እቲ ሰራሕተኛ ዴማ ነዙ ኩለ ይፈሌጦ’ዩ።
እቲ ዜገርም ግን እዝም ከምኡ ዜገብሩ ሰባት ተራ ሰባት ይምዃኖም’ዩ። ብዯረጃ ሓሇፍቲ ጨናፍራት
ተመዱቦም ዜሰርሑ ሰባት’ዮም። ኣብ ሚኒስትሪ ዛና ዴማ ሓሊፊኻ፡ ሓ ሊፊኻ ጥራሕ ይኮነ ፡ ብዒይኒ
ጸጥታ ሓሊዊኻ’ዩ። ሓሊፊኻ እንዲመሰሇ ሓሊዊኻ ኮይኑ ከም ዜጸንሕ ኣብ ዜተፈሊሇያ ኣጋጣሚታት
ትረኽቦ ኢኻ። ዜኾነ ሓሊፊ ኣሃደ ናይ ምምራሕ ሓሊፍነት ጥራሕ ይኮነ፡ ነቶም ኣብ’ታ ኣሃደ ሇው
ሰራሕታኛታት ብዒይኒ ጸጥታ ናይ ምሕሊው ቀዲማይ ስርሑ’ዩ። ናይ ነብስ ወከፍ ኣባሌ ኣርኣእያ፡ ወይ
ዜህቦ ርእይቶ፡ ብመሌክዕ ጆክ ወይ ዕሊሊት ዜወጽእ በጫቕታታት ከይተረፈ፡ ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ’ቲ
ሚኒስተር ምብጻሕ’ዩ። ክሳብ ሰብ እንተሰኺሩስ እንታይኮን የምለቕ ንምፍሊጥ ናይ መስተን ምዜንጋዕን
መዯባት እንዲወዯብካ’ዩ መጽናዕትን ምክትታሌን ዜግበር።
ሕቶ፡- ምናሌባት ከም’ቲ ዜበሌካዮ ኣስማቶም ምጥቃስ ይከዴሉ ይኽእሌ’ዩ ግን፡ ጋዛጠኛታት ክንሶም ፡
ቦታ ናይ ካዴራት ተኪኦም ዜሰርሑ ሰባት ኣሇው’ዮም፡ እዙኦም ናብ’ቲ ትካሌ ክኣትው እንከሇው ብናይ
ጋዛጠኝነት ሞያ ዴዮም ኣትየ’ሞ ወይስ ካዴራት ኮይኖም በቲ መንግስቲ ዜተመዯቡ’ዮም?
ኣማኒኤሌ፡- ብመጀመርያ ነገር ኣብ’ዙኣ ንጽርቲ ክትከውን ሇዋ ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዛና ል ወይ ዜነበረ
ሰብ ንዒይ’ውን ሓዊስኻ፡ ጋዛጠኛ’ዩ ወይ ነይሩ ኢሌካ ክትሓስብ ኣይከኣሌን’ዩ። ምኽንያቱ ፡ ጋዛጠኛ PDF page 3
View this page in original PDF
3
ማሇት፡ ህዜቢ ሓበሬታ ዜረኽበለ ኣገባብ ተጠቒሙ ንህዜቢ ሓበሬታ ስንቕ ሰብ ማሇት’ዩ። ኣብ
ሚኒስትሪ ዛና ህግዯፍ ዜስራሕ ስራሕ ግን ከምኡ ክሳብ ይኮነ፡ ዋሊ’ቲ ናይ ጋዛጠኝነት ስራሕ ይሰ ርሕ
ኣሇኹ ኢለ ዜሓስብ ሰብ ፡ ጋዛጠኛ’ዩ ኢሌካ ክትዚረብ ኣይከኣሌን’ዩ። ኣብ ቦታ ናይ ካዴረ ዯኣምበር
ኣብ ቦታ ጋዛጠኛ ኮይንካ ኣይኮንካን ነቲ ህዜቢ ተገሌግል ሇኻ። ሚዱያ ኣገሌግልቱ ንህዜቢ
ዯኣምበር ንመንግስቲ ጥራሕ ኣይኮነን። ኣብ’ቲ ትካሌ’ቲ ል ጋዛጠኛ ግን ዜዚረቦ ፣ ዜጽሕፎ፣ ዲሌዎ
መዯባት፣ ቕርቦ ትንታናታት፡ ብምሌኡ ከመይ እቲ መንግስቲ ነቲ ህዜቢ ከም ዜኸስቦ፡ ብኡ ዜተቓነየ
መዯባት ስሇተ ዲለ ሕጂ’ውን ኣገሌግልቱ ንመንግስቲ ዯኣምበር ንህዜቢ ኣይኮነን። እዙ ክሳብ ዜኾነ
ኣይኮነንድ ሓሇ ፍትስ እቶም ተራ ኣባሊት’ውን ጋዛጠኛታት’ዮም ኢሌካ ክትሓስብ ዜከኣሌ ኣይኮነን
ንዒይ’ውን ሓዊስሲ ከም ስራሕ። ምኽንያቱ ባህሪ ናይ’ቲ ሞያ ክትመሃሮ እንከሇኻን ኣብ ግብሪ
ክትሰርሓለ እንከሇኻን በበይኑ’ዩ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ።
ልሚ ኣብ ኤርትራ ኣብ መሬት የሇ ነገር ኣብ መስኮት ናይ ኤረ ቴቪ ክፍጠር ይዴሇ ። ኣብ ባይታ
ንየሇ ነገር ኣብ ዴምጺ ሓፋሽ ከተምጽኦ ይዴሇ። ኣብ ባይታ ንየሇ ነገር ኣብ ጋዛጣ ሓዲሽ ኤርትራ
ኣምጺእካ ሰብ ከተእምን ይዴሇ። ስሇዙ እታ ናይ ብሓቂ ንምነያ እታ ናይ ብሓቂ ክንሪኣ ንዯሉ
ፍትሓዊት ኤርትራ ኣብ መሬት የሊን። ኣብ እንዲ ዛና ጥራሕ’ያ ሊ። ኣብ ጽሑፍ’ያ ሊ። ኣብ
ሙዙቃዊ ዴራማ ኣብ ተዋስኦ’ያ ሊ። ስሇዙ ኣብ ሚዱያ ኮፍ ኢለ ነቲ መንግስቲ ጥራሕ ገሌግሌ ሰብ
ናይ ህዜ ቢ ጋዛጠኛ ኣይኮነን ካዴር’ዩ። በቲ መንግስቲ ካዴርነት ዯኣምበር ጋዛጠኝነት ስሇይዴሇ፡
ሞያዊ ብቕዒትካ ኣብ ቅዴሚት ኣይመጽእን’ዩ። ንመንግስቲ ሇካ ተኣማን ነት’ዩ ከም ቀዲማይ ረቛሒ
ክመጽእ ዜዴሇ። ካብ ንህዜቢ እሙን ክትከውን ነቲ መንግስቲ እሙን ክትከውን ኢኻ ብቐዲምነት
ትሕተት። ንሳያ እታ ቀዲማይ ቦታ ሇዋ። ሞያውነት’ሞ ሳሌሳይ ራብዒይ ዯረጃ’ዩ ዜሕዜ። ክሳብ
ክንዯይ ጋዛጠኛ ናይ ምዃን ዜምባሇ ኣሇ ካ፡ ንጋዛጠኝነት ከም ሞያ’ኸ ብሂግካዮ ትፈሌጥ ዱኻ
ኣይትፈሌጥን ኣብ መጽናዕቲ ክኣቱ ኣይዴሇን’ዩ። እታ ቀዲመይቲ ትዴሇ ንኣካይዲ ናይ’ቲ መንግስቲ
ኣሚንካ ተቐቢሌካዮ፡ ክሳብ ክንዯይ ‘ከ ነቲ መንግስቲ ምስ’ቲ ህዜቢ ከተተዒርቖ ሕሌናዊ ቁሩብነት ኣሇካ
እዙ’ዩ እቲ ከም ቀዲማይ መዕቀኒ ዜኣቱ። ስሇዙ ኣይኮነን’ድ ብዯረጃ ሓሊፍነት ተመዱቡ ዜሰርሕ ሰብ፡
እቶም ኣቐዱመ ሓሇፍትና ንብል ሓሇውትና ዜበሌኩኻ፡ እቲ ተራ ኣባሌ’ውን ኣመሇኻኽትኡ’ዩ ዜጽናዕ።
ኣቐዱመ ከም ዜገሇጽክዎ ኣብ ሚኒስትሪ ዛና ከም ቁጽሪ 1200 ሰራሕተኛታት ኣሇው። ካብ’ዙ ክንዴ’ዙ
ዜኣክሌ ሰብ ክንዯዩ ብኣካዲሚያዊ ፡ ብተመክሮ ስራሕ፡ ብ ዜምባሇ’ውን ነቲ ሞያ’ቲ ዜበቕዖ እንተዯኣ
ኢሌካ፡ ካብ 300 ክሳብ 400 ሰብ ኣይበዜሕን’ዩ። እዙ ክንዴ’ዙ ዜኣክሌ ቁጽሪ ሰብ ዯኣ እንታይ ይገብር
ኣል ኣብ’ቲ ትካሌ እንተዯኣ ኢሌካኒ፡ ብመሰረቱ ናይ’ቲ ሚኒ ስትሪ ዛና ሽግር ጥራሕ ይክኸውን
ይክእሌ’ዩ። ናይ’ቲ መንግስቲ ኣካይዲ’ዩ። ምኽንያቱ፡ እቲ መንግስቲ ዜኽተል ናይ ዒቕሚ ሰብ ፖሉሲ፡
መንእሰያት ኣብ ክንዱ ነቲ መንግስቲ ራሕሪኦም ካብ ሃገር ዜወጹ፡ ኣብ ውሽጢ’ቲ መንግስቲ ኣብ
ዜተፈሊሇዩ ስቪሊውን ወተሃዯራውን ትካሊት፡ ብስመ ሰራሕተኛታት ኮፍ ከም ዜብለ ገይርካ፡ ኲናት ኣብ
ዜጽሕትረለ እዋን ኣብ ቅዴመ ግንባር ከይደ ዜሞተለ ሰብ መታን ክረክብ ኢለ ዜጥ ቀመለ ሜሊ’ዩ።
ስሇዙ ኣብ ሚኒስ ትሪ ዛና እቲ ኣካይዲታት ክትሪኦ እንከሇኻ ናይ ግበ ር ኣይትግበር ኣካይዲ’ዩ። ማዕረ
ክንዯይ ሞያተኛ ኢኻ። ማዕረ ክንዯይ ነቲ ሞያ ብትምህርትን ብግብርን ትፈሌጦ ኣይኮነ እቲ ገዴስ።
ኣብ ኣኼባታት ዜቐርብ ጸብጻባት፡ ኣብ እዋን መገሻ ምሳኻ ዜሇኣኹ ተኸታተሌቲ ኣሇው። ብፍሊይ
ኣብ’ዙ ቀረባ እዋናት ከኣ ዜተመስረታ ኮሚቴታት ኣሇዋ። ናይ ዱስፕሉን ኮሚቴ’ዩ ስሞም፡ ስም ክወሃብ
እንከል ኩለ ግዛ ጽቡቕ ስም ’ዩ ዜወሃብ እቲ ሽፋን። እቲ ቀንዱ ተሌኾ ናይ’ቲ ብኮሚቴ ዜቐውም
ትካሊት ግን፡ ውሌቀ ሰባት እንታይ ይብለ እንዲተከታተሌካ ጸብጻብ ምምሕሌሊፍ’ዩ። ኣብ ሚኒስትሪ ዛና
ኩለ ግዛ ሕማቕ ኣብነት ናይ ጽቡቕ ኣብነት ይቀንጸሌ ዜብሌ መምርሒ ኣል። ሕማቕ ኣብነት ናይ
ጽቡቕ ኣብነት። ሓንቲ ኣሃደ ክመርሓሌካ ኢሌካ ኮፍ በሌካዮ ሓሊፊ፡ ምስ መሳርሕቱ ጽቡቕ ዜምዴና
እንተሃሌይዎ፡ ስምረትን ስ ኒት እንተዯኣ ሃሌይዎ በቲ ትካሌ ከም ስ ግኣት’ዩ ዜረአ። ብኣባሊቱ ፍትው
ዜኾነ ሓሊፊ ኣይዴሇን’ዩ ኩለ ግዛ። ኣብ ውሽጢ ኣባሊት ሕዴሕዴ ስምምዕ ክህለ ኣይዴሇን’ዩ።
ምኽንያቱ ኣብ ሓዯ ናይ ኣተሓሳስባ መስመር እንተዯኣ ኣሉኻ ኮይን ካ፡ ከም ሓዯ ኣካሌ ኮይንካ ኢኻ
ክትሓስብ ትጅመር። ከም ሓዯ ኣካሌ ኮይኑ ዜሓስብ ዴማ ኣስጋኢ’ዩ። ዋሊ ኣብ ኣተሓሕዚ ናይ’ቲ ኣባሌ PDF page 4
View this page in original PDF
4
ፋሕፋሕ ከም ዜብሌ ይግበር። ንሓንቲ ኣሃደ ኣብ ሰሇስተ ኣርባዕተ ጉጅሇታት መቓቒሌካ፡ በበይኖም
ዕሌለ በበይኖም ሻሂ ዜሰትዩ፡ ዜተሓማመዩ፡ ንሓሊፊኦም ይፈትው፡ ንሓሊፊኦም ከም ሓሊፊኦም ይኮነ
ከም ዋርዴያ ዜጥምቱ፡ ከም’ዙ ዒይነት ብትንትን ዜበሇ ቅርጺ ሇዎ ኣባሌ ክህለ’ዩ ዜዴሇ ኣብ ውሽጢ’ቲ
ሚኒስትሪ ዛና።
ስሇዙ ከኣ ምስ ኣሃደኡ ጽቡቕ ዜምዴና ሇዎ ሓሊፊ እንተሃሌዩ ካብ’ታ ኣሃደ ክእሇ’ዩ ዜግበር። ቅ ንጸሊ
ክብሇካ እንከሇኹ ሕጂ ቅንጸሊ ናይ መንነት’ዩ። ንፉዕ ኣባሌ እንዲሃሇኻ ከም ሕማቕ ኣባሌ፡ ህርኩት ኣባሌ
እንከሇኻ ከም ህኩይ ኣባሌ፡ ኣዴማዕን ውጽኢታውን እንከሇኻ ከም ይተዴምዕ፡ ኣብ ሌዕሉ ዜተፈሊሇዩ
ኣባሊትን ሓሇፍትን ናይ መንነት ቅንጸሊ፡ ስም ምጥፍእ ፡ ጸሇል ምቕባእ ይስሙ ምሃብ ከም ዕሊማ
ተታሒዘ ይስረሓለ። ኣብተን ሇውወን ኣሃደ ኣዜዮም ንፉዒት ወሰንቲ ዜኾኑ ሰባት ኣሇው። ግን
ወሳንነቶም ፈሉጦም መታን ሓበን ከይስመዖም ፡ ናይ ሞራሌ ውዴቀት ናይ መንፈስ ምዴኻም ኣብ
ውሽጦም ከም ዜሓዴር ምግባር’ዩ ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዜካየዴ። ሞራለ ሓያሌ ዜኾነ ዜተሰመዖ ዜዚረብ
ኣመሇኻኽትኡ ብትኽክሌ ዜገሌጽ ሰብ ኣይዴሇን እዩ። ጋዛጠኛ ነን ነገራት ክዒጥቕ የብለን ። ኣብ
ሚኒስትሪ ዛና ህግዯፍ ጋዛጠኛ ክዒጥቖ ዜዯሇ ፡ ዒይኑ ዒሚቱ ነቲ ስርዒት ምዴጋፍ፡ ዜረኣኻዮ
ኣይረኣኹን ዜሰማዕካዮ ኣይሰማዕኩን ከምዙ ‚ትንፈር እምበር ጤሌ’ያ‛ ዜዒይነቱ ኣ መሇኻኽታ ሇካ
ክትከውን እዩ ዜዴሇ።
ሓዯ ግዛ ዜተገብረ ከም ኣብነት ክጠቕሰሌካ፡ መቸም 03 ዜበ ሃሌ ትካሌ ኣብ ኤርትራ እቲ ይዴህሰስ ፡
ይጭበጥ፡ ቤት ጽሕፈት ይብለ፡ ግን ዒቢ ትካሌ እዩ ኣብ ኤርትራ። ብመንገዱ 03 /ባድ ሰሇስተ/ ጌርካ
ዜፍጸም ጉዲያት ብዘሕ እዩ። ስሇዙ ነፍስ ወከፍ ትካሌ ነናታ ኣሃደ 03 ኣሇዋ ክበሃሌ ይከኣሌ እዩ፡
ወሊ’ኳ ብዯረጃ ኣሃደ ኮፍ ዜበሇ ኣይኹን። ሓዯ ግዛ ኣብዙ ናይ ኣመሇኻኽታ ጉዲይ፡ ኣብ ውሽጢ
ሚኒስትሪ ዛና ል ኣባሌ ዲርጋ ኩለ ነገር ዜኣኸል ዜወዯአ ምዃኑ ስሇዜተፈሌጠ፡ ካብቲ ነቲ ስርዒት
ይዴግፍ እዩ ዜበሃሌ፡ እቲ ኣብ ውሽጡ ሓቢእዎ እዩ እምበር ኣንጻር እዙ ስርዒት እዩ ዜበሃሌ ከም ቁጽሪ
ብዘሕ እዩ ስሇዜተባህሇ፡ ብመንገዱ 03 መጽናዕቲ ክግበር ተወሲኑ። ዜተወሰኑ ማሕዮታት ጌርካ 03 ኣብ
ውሽጢ እቲ ትካሌ ወረ ተፈኒዩ። እቲ ወረ ዒሉ ዒብደ ካብዙ ትካሌ ተቐይሩ ኣምባሳዯር ባደሪ ክትክኦ
እዩ ተባሂለ። ሕጂ ኩለ ግዛ ብሰንኪ ጨቋኒ ኣተሓሕዚ ናይቲ ትካሌ ዑፍ ዜበል ኣባሌ ስሇዜበዜሐ፡ ዒሉ
ዒብደ ክቕየር’ዩ እንተተባሂለስ እቲ ኣባሌ ሽዐ ንሽዐ ውሽጣዊ ስምዑቱ ክገሌጽ’ዩ ስሇዜተባህሇ፡ እዚ 03
ንከባቢ ክሌተ ሰሙን ከም ትኸይዴ ተገይሩ። መወዲእትኡ ከኣ ፡ ረቡዕ ረቡዕ ብስም ፖሇቲካ ኣብ
ኣዲራሽ ሃገር ሜዱያ ነካይድ ትምህርቲ ‘ውን ስሇል ቆጸራ ጌሮም ሌና። ጽባሕ ረቡዕ ን ኹለ ኣባሌ
ሚኒስትሪ ዛና ዜምሌከት ፍለይን ኣገዲስን ጉዲይ ስሇል ፡ ዜኾነ ሰብ ከይተርፍ ምትራፍ ኣይፍቀዴን
እዩ ተባሂለ። ንከባቢ ክሌተ ሰሙን እታ ወረ ክትከይዴ ስሇዜቐነየት ኦ እታ ነገር መዕሇቢ ተገይሩሊ
ማሇት እዩ፡ ብወግዑ ክነግሩና’ ዮም ተባሂለ ሰብ ተኣኪቡ ከይደ። ኣብ ውሽጢ ክሌተ ሰሙን ግን ሰብ
በብወገኑ ዜተፈሊሇየ ረባ’ዩ ዜዚረብ ነይሩ። ማዕረ ማዕሪኡ ‘ውን ነቲ ረባ ዜቐዴሑ ሰባት ነይሮም።
መወዲእትኡ ግን እቲ ረባ ሓሶት ምዃኑ ንልሚ ዜመዯብናዮ ኣጀንዲ ብ ቴክኒካዊ ምኽንያት ንካሌእ
መዒሌቲ ተመሓሊሉፉ ኣል፡ ስሇኮፍ በሌናኩም ስሇዜዯንጎናኩም ይቕሬታ ተባሂለ እቲ ኣኼባ ተበቲኑ
ማሇት እዩ። ክንዯይ በቲ ትካሌ ማረረ ሰብ ኣል ግን በስማትን ብ ቑጽርን ተፈሉጡ። ሕጂ ከምዙ
ዒይነት ኣተሓሕዚ ኣል። እቲ ምኒስትሪ ዛና እምበር’ከ ስቪሊዊ ትካሌ ዴዩ ብሌ ኣቋውማ እዩ ሇዎ።
ኣብ ሓዯ ይዯሞክራስያዊ ስርዒት ል ወተሃዯራዊ ትካሌ እዩ ሓዯ ሰብ ወሲደ ዜኣስረካ ወይ
ወተሃዯራዊ መቕጻዕቲ ዜቐጽዒካ፣ ኣብ ሚኒስትሪ ዛና ዜኾነ ሓሊፊ ክኣስረካ ይኽእሌ እዩ፡ ዒሉ ዒብደ
ክኣስረካ ይኽእሌ እዩ።
ንኣብነት ኣብ ከባቢ ወርሒ ጥቕምቲ 2007 ዜተኣስሩ ኣባሊት ነይሮምና ። ከም ብዒሌ ኣሕመዴ ባህጃ፡
ሰናይት ተስፋይ፡ ጳውልስ ኪዲነ፡ ዲኒኤሌ ሙሴ፡ ተመስገን ኣባይ፡ ኣሕመዴ ዐመር ሼኽ፡ የማነ ሃይሇ፡
ፍትሕያ ኻሌዴ፡ ኣሚር ኣሕመዴ፡….ወተ እዝም ሰባት እዙኣቶም ብይ ዜኾነ መጽናዕቲ ስቕ ኢልም
ስግኣት እዮም ዜብሌ ኣተሓሳስባ ስሇዜነበሮም ወሲድም ንከባቢ 45 መዒሌታት ኣሲሮሞም። ኣብ ቤት
ማእሰርቲ ምስ ኣተው እታ ቀዲመይቲ ሕቶ ዜተሓተትዋ ናይ E -mail ኣዴራሻ ID password ኣረክቡ
ተባሂልም። እዝም ሰባት እዙኣቶም ብኢ -ሜይልም እንታይ ከይገብሩ ስሇዜተፈርሐ እዩ? ስሇዙ እዝም
ሰባት እዙኣቶም ኣይኮነን ንሰብ ንጽሊሇ ቶም ይኣምኑ’ ዮም ኢሌካ ዜሕሰብ ኣይኮነን። ስሇዙ ንዜኾነ PDF page 5
View this page in original PDF
5
ኣመሇኻኽትኡ ዯስ ይበልም ሰብ ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ወሲድም መርምሩሌና ኢልም ንይተወሰነ
መዒሌቲ ከም ዴሊዮም ክኣስሩ ይኽእለ እዮም።
ምስ ኣባሊት ሬዴዮ ባና ዜተኣስሩ ኣባሊት ኣሇውና ፡ ከም ብዒሌ ኢሳቕ ኣብርሃም፡ ግርማይ ኣብርሃም፡
ምለብርሃን ሃብተገብርኤሌ፡ ሃብተማርያም ነጋሲ ዜኣመሰለ ጋዛጠኛታት ኣሇው። ንኣብነት እታ ናይ
ሃብተማርያም ነጋሲ ከም ፍሌይቲ ክነግረካ፡ ሃብተማርያም ነጋሲ ማሇት ናይ ኤሪ -ቲቪ ቋንቋ እንግሉዜ
ዳስክ ሓሊፊ ማሇት እዩ። እቲ ንሳቶም ዜሰርሕዎ መዯባት ኩለ ብእንግሉኛ ‘ ዩ። እቶም ንሳቶም ቃሇ-
መጠይቕ ዜገብር ልም ሰብት ዴማ ጸዒደ ክኾኑ ባህርያዊ እዩ። ምስ ጸ ዒደ ምርኻቡ ከም ሕማቕ
ስሇዜተወስዯ ጥራሕ እዩ እዙ ሰብ ተኣሲሩ። ካሌእ ግዛ’ውን እዮብ ከሰተ ናብ ኢትዮጵያ ክኸይዴ ዯሌዩ
ተባሂለ ተኣሲሩ። እዮብ ከሰተ ሕጂ ኣበይ ከም ል ዯሉኻ ኣይትረኾን ኢኻ ሽታማይ ኮይኑ።
ብተመሳሳሉ ጋዛጠኛ በረኸት ኣብርሃም። ጋዛጠኛ ተስፋሌዯት መብራህቱ ‘ውን ስግረ ድብ ሓሲብካ
ተባሂለ፡ ሓሲብካ ዱኻ ኣይሓሰብካን ብጀካኻ ዜፈሌጣ የሇ ክነሱ ፡ ወሊ ‘ውን ሓሲብካ ተባሂሌካ ኢኻ
ትእሰር። ከምኡ’ውን ሃይሰም መብራህቱ፡ ኩለ ግዛ ራዕዴን ሽበራን እዩ። መዒስ ‘ዮም ዜመጹኻ መዒስ
‘ዮም ዜኣስሩኻ ከመይ’ዮም ዜርእዩኻ ሇው ኣይትፈሌጥን ኢኻ። ኩለ ግዛ ኣብ ስግኣት ክትነብር ‘ ዮም
ዜዯሌዩ። ኩለ ግዛ ኣብ ስግኣት እንተዴኣ ሃ ሉኻ ንሳቶም ከምዙ ዯኾን ይዯሌዩ ይኾኑ ከምዙ ዯኾ ን
ይፈትው ይኾኑ እናበሌካ እቲ ዜበሇጸ ኣገሌጋሉ ክትከውን ስሇዜዯሌዩኻ እዩ።
ሚኒስትሪ ዛና ከም ትካሌ ካብዙ ውሽጢ ዜሓሇፈ ክሌተ ዒመታት ካብ መወዲእታ ኣዋርሕ 2009
ክሳብ’ዙ ሒዜናዮ ሇና ሓሙሽተ ኣዋርሕ ናይ ዒመተ 2012 ጥራይ፡ ክሌተ ዒመት ኣብይመሌአ ግዛ
ምሳይ ወሲኽኻ 26 ጋዛጠኛታት ብሰንኪ ኣተሓሕዚ ካብ ሃገር ክወጹ ዜገበረ ትካሌ እዩ። ኣስማቶም
ክጠቕሰሌካ፡ ኢንጅነር ሚ ኪኤሌ ሓሊፊ ጨንፈር ኣገሌግልት ዛና ዝባ ዯቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዜነበረ፣
ብዒሌፋን ተስፋይ ዋና ኣሰናዲዊ ሻባይት ድት ኮም፣ በየነ ገብረዮሃንስ፣ ሚኪኤሌ ባህታ፣ ሰናይ ገብረ
መዴህን፣ ዒወት ኣረጋይ፣ ኣሕመዴ ሸሪፍ፣ ኣማን /ኣምቸ/ ኣባሌ ኒውስ ሩም፣ ሃንደሌ ሃዲ፣ ሳሙኤሌ
ጊለ፣ ነቢሌ ዐስማን፣ ጀማሌ ዒብዯሌቃዴር፣ መሓመዴ ሱላማን ሆባ፣ መሓመዴ ኣዴም፣ መሓመዴ
ሓሰበሊ፣ ስዑዴ ኢብራሂም፣ ኣቤሌ ምሕረትኣብ፣ እዴሪስ ብእምነት፣ ኣዯም ጉላ፣ ዒብደ መሓመዴ
ዒንደ ሓሊፊ ጨንፈር ኣገሌግልት ዛና ዝባ ጋሽ ባርካ ዜነበረ ዴሒሩ ዝባ ዒንሰባ ዜኾነ ፣ መሓመዴ
ዐስማን፣ ስዑዴ ኑሪ፣ መሕሙዴ ኣባ፣ ጆን ሕሳቡ፣ ኢሰያስ ርኣይ፣ ክሌተ ዒመት ኣብ ይመሌእ ግዛ
25 ጋዛጠኛታት ነቲ ሚኒስትሪ ራሕሪሖሞ ከይድም። ካብ 20 07 ክሳብ 2009 ኣብ ል ግዛ
እንተርኢናዮ ዴማ፡ የማነ ካሳ፡ ግርማይ ዯበሳይ፡ ኣማኒ ኤሌ ግርማይ፡ ኣሕመዴ ሸሪፍ፡ ተመስገን ዯበሳይ፡
ኣሌኣሚን እዴሪስ እዮም ጠቕሊሊ 31 በጺሖም። ስሇምንታይ’ ዮም ክንዴ’ዙ ዜኣኽለ ጋዛጠኛታት ንሃገር
ራሕሪሖም ዜኸደ ሇው እንተዴኣ ኢሌና‛ ናይ’ዙ ቅዴም ኢሇ ክገሌጾ ዜጸናሕኩ ዴምር ኣተሓሕዚ እዩ።
ሓዯ ብቑጠባ እቲ ጋዛጠኛ ከም ዜመውት ገይረሞ ‘ ዮም። ከም ዜኾነ ብስም ሃ ገራዊ ኣገሌግልት ኣብ
ሰራዊት ል መንእሰይ ናብራ ኣይምሌከቶ ውሊዴ ኣይምሌከቶ ኮይኑ ይነብር ኣል። ኣብ ርእሲኡ ኸኣ
ነዚ ብሰሊም ምንባር ከሉአ ሞ። ኣነ ጋዛጠኛ እየ ብሞያዊ ብቕዒተይ ክሰርሕ እየ እንተኢሌካ ሞያኻ
ኣይኮነን ገዴሰና ኣመሇኻኽታኻ እዩ ይብለ።
ካሌእ ኣብቲ ሚኒስትሪ ዛና ምዴስካሌ ዜብሃሌ ኣል። ዕሊማ ምዴስካሌ እንታይ እዩ ነቲ ሰብ ሞራሊዊ
ውዴቀት ከም ዜስምዖ ንምግባር እዩ። ኣነ ብውሌቃዊ ርእይቶይ እዙ ምዴስካሌ ዜብሃሌ ጽቡቕ እዩ እየ
ዜብል። ኣነ ከም ኣማኒኤሌ እንተ ዯኣ ኣዯስኪልምኒ ይሕጎስ’ ምበር ሞራሊዊ ውዴቀት ዜብሃሌ
ኣይስመዒንን እዩ። ምኽንያቱ ስራሕ ሚኒስትሪ ዛና ህግዯፍ ምስ ሕሌናኻ እናተባኣስካ ትሰርሖ ስራሕ
እዩ። ካብዙ ምስ ሕሌናኻ ባእሰካ ስራሕ እሌይ ኢሌካ ገዚኻ ኮፍ በሌ እንዴሕር ተባሂሌካ ወይ ‘ውን
ኣብ ሓንቲ ስማዊት ኣሃደ ኮፍ በሌ እንተተባሂሌካ ሰሊም ረኺብኻ ምስ ነብስኻ ክትራረብ ዕዴሌ
ረኺብካ ማሇት እዩ። ስራሕ ሚኒስትሪ ዛና ምስ ሕሌናኻ ባእስ ስራሕ እዩ ብሇኒ ል ምኽንያት
ንኣብነት ሌምዒት ኣል እንተዴኣ ኢሌና ፡ ሃገር ብብሌሽውና ዯምያ እንከሊ ሃብቲ ሃገር ተመዜሚዘ
መህጠሪ ጁባ ሰበስሌጣን ኮይኑ እናሃሇወ፡ መንእሰይ ውሊዴ ኣይምሌከቶ ሓዲር ኣይምሌከቶ ፈቐድ በረኻ
ፋሕ ኢለ ጉሌበቱ እናተመዜመ እንከል ፡ ሃገር ትሇምዕ ኣሊ ኢሌካ ትጽሕፍ ፡ ካብዙ ንሊዕሉ ምስ
ሕሌናኻ ባእስ ስራሕ ኣል ዴዩ? ጥዐይ ሕሌና ሇዎ ሰብ ከምዙ ዒይነት ጽሑፍ ክጽሕፍ እንከል ምስ PDF page 6
View this page in original PDF
6
ሕሌንኡ እናተባኣሰ እዩ ዜሰርሖ። ህዜቢ ኤርትራ ብጻዕሩ ክነብር ዜኽእሌ ሕቡን ህዜቢ እንከል
መሰረታዊ ነገር ብዜኾነ መግቢ ተሸጊሩ እናሃሇወ እንከል፣ ህዜቢ ኤ ርትራ መነባብርኡ የመሓይሽ ኣል
ኢሌካ ኣርቲክሌ ትጽሕፍ ወይ ተዲለ። ኣብ ኤርትራ ካብ ቁጽሪ ኣብያተ ትምህርቲ ንሊዕሉ ቁጽሪ
ኣብያተ ማእሰርቲ ዜበዜሕ እንከል ፡ ፍትሒ ተረጋጊጹ ህዜቢ ኤርትራ ብፍትሒ ይዲነ ኣል ኢሌካ
ትዚረብ፣ መንግስቲ ንህዜቢ ጅሆ ሒዜዎ እንከል ፡ ንስኻ ግን መንግስቲ ብማሕበረሰብ ዒሇም ከም ጅሆ
ተታሒዘ ኣል ኢሌካ ነቲ መግንስቲ ምስ ህዜቢ ከተተዒርቖ ጸግዑ ናይ ህዜቢ ክረክብ ኢሌካ ብርዕኻ
ክሳብ ዜጽንቀቕ ወረቐትካ ክሳብ ዜውዲእ ማእሇያ ይብለ ገጻት ትጽሕፍ። ንስኻ ንባዕሌኻ ግዲይ
ኣብዜኾንካለ ግዛ፡ ነቲ ስርዒት በዙ ከተገሌግል እንከሇኻ ኣብ ባ ይታ የል ጉዲይ ኣሌዕሌ ኣቢሌካ ኣብ
ጽሑፍ ከተስፍር ህዜቢ ክትጉስጉስ ከተእምን ሰሇም ከየበሌካ ክትሓዴር እንከሇኻ ፡ ምስ ሕሌናኻ ባእስ
ናይ ሕሌና ቑስሉ ዜፈጥር ስራሕ እዩ።
ስሇዙ ካብዙ ከምዙ ዒይነት ስራሕ ተገሊገሌ ብመሌክዕ ምዴስካሌ እንተዴኣ ኢልምኻ ኣሜን ኢሌካ
ጥራሕ ኢኻ ክትቅበል ሇካ። ሚኒስትሪ ዛና ግን ከምዙ ኣይርእዮን እዩ። ካብዙ ስራሕ እን ተዴኣ
ተኣሉኻ ሞራሊዊ ውዴቀት ዜስምዒካ ሕሌናኻ ዜስበር ኮይኑ እዩ ዜስምዖ። ሕጂ ንሳቶም ከም መቕጽዑ
ኣገባብ ኢልም ‘ዮም ዜጥቀምለ ኣብቲ ትካሌ። እቲ ምዴስካሌ ብክሌተ ዒይነት መንገዱ እዩ ፡ እቲ ሓዯ
ግብራዊ ምዴስካሌ እንብል ገዚኻ ትኸይዴ መዋዕሌቲ ቆሌዒን ሰበይትን ትኸውን እዙ መብዚሕትኡ
እዋን ንሓሇፍቲ እዩ ዜምሌከት። ኣብ እዋን ዯሞዜ ከኣ መጺኻ ትወስዴ። ከም ኣብነት ንምጥቃስ እያሱ
ተወሌዯ መዴህን ምስ ጳውልስ ነታባይ ኣይሰርሕን እየ ስሇዜበሇ ፡ ዒሉ ዒብደ ኣዯስኪሌዎ። ምኽንያቱ
ጳውልስ የማናይ ኢዴ ናይ ዒሉ ስሇዜኾነ። ምብራቕ ምለኪ ሓሊፊት ስትዴዮ ዴምጺ ሓፋሽ ንሱላ ማን
ዐስማን ዒበ ሓሳዊ ኢሊ ጸሪፋቶ ተባሂለ ከም ትዴስክሌ ተገይሩ። ምኽንያቱ ስላ ማን የማናይ ኢዴ ናይ
ዒሉ ስሇዜኾነ። ተዒገስ ፍረዜጊ ምስ መባእስቱ ዲንኤሌ ክፍልም ኣይዕረቕን እየ ስሇዜበሇ ተባሂለ
ኣዯስኪልሞ። ሃይሰም መብራህቱ ሓሊፊ ጨንፈር ኣገሌግልት ዛና ዝባ ዯቡብ ዜነበረ በዙ ኣካይዲ እዙ
ፈጺምና ክንከይዴ ኣይንኽእሌን ኢና እዙ ትካሌ እዙ ፈጺሙ ክዕረ ኣሇዎ ኢለ ጥርዒን ናብ ህግዯፍ
ኣቕሪቡ፡ ንሚኒስትሪ ዛና ናብ ህግዯፍ ከሲስካ ወሊ ሓንቲ ትርጉም የብለን ወጮ እንተገምጠሌካዮ ወጮ
እዩ ኩልም ሓዯ ‘ዮም። ግን ዴማ ሓዯ ሓዯ ግዛ ዒቕሉ ጽበት ናብ ህግዯፍ እንተኸሲስካ’ድ ሚኒስትሪ
ዛና ይዕረ ይኸውን ካብ ዜብሌ ናይ የዋህ ኣተሓሳስባ ናብ ህግዯፍ ክሲ ስሇቕረበ ተባሂለ 6 ወርሒ
ተኣሲሩ ዯስኪለ። ኣሕመዴ ምርካብ ሓሊፊ ጨንፈር ኣገሌግልት ዛና ዝባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዜነበረ
ብተመሳሳሉ፡ ክፍልም ኣዴጎይ ‘ውን ከምኡ። ክፍልም ኣዴጎይ ህቡብ ዋና ኣሰናዲኢ ጋዛጣ ሓር በኛ
እዩ። ወዱ ኣዴጎይ ይፈሌጦ ሰብ ል ኣይመስሇንን፡ ኣብ ፕረስ ኤጀንሲ ናይ ኢትዮጵያ ፍለጥ ኣባሌ
ዜነበረ እዩ። ንነዊሕ ዒመታት ዋና ኣሰናዲኢ ጋዛጣ ሄራ ሌዴ ናይ ኢትዮጵያ ዜነበረ ሰብ እዩ።
መተዒብይትን መናን መማህርትን ኢሰያስ ብምዃኑ ኣይተዯሌየን፡፡ እቲ ሰብኣይ /ኢሰያስ/ ’ውን መና
ስሇይፈቱ ዒሉ ዒብደ ነዙ ስሇዜፈሌጥ ነቲ ሰብ ካብ ንጡፍ ስራሕ ኣሌዩ ኣዯስኪሌዎ። ወዱ-ኣዴጎይ ኣብ
መጀመርያ ዒመታት ናጽነት ’ውን ዋና ኣሰናዲኢ ጋዛጣ ፕሮፋይሌ ነይሩ። ዒሉ ዒብደ ንወዱ -ኣዴጎይ
ክርእዮ ኣይዯሌን እዩ። ምስ ሮይተርስ፡ ቢቢሲ፡ ኣሌጀዙራ ብቋ ንቋ እንግሉዜ ዜካየዴ ቃሇ -መጠይቕ
ክህሌዎ እንከል ጥራሕ’ዩ ናይ’ቲ ኣቐዱሙ ብትግ ርኛ ዜተዲሇወለ መሌሲ ትርጉም ክሰርሓለ ክዯሉ
እንከል ኢዩ ንወዱ ኣዴጎይ ጸውዐሇይ ዜብሌ።
ዒበይቲ ኣስማት እናሃብካ መዯስከሉ ኣሃደታት ብምቛም ክዴስክለ ዜተዯሌዩ ሓሇፍትን ኣባሊትን
እናምጻእካ ኮፍ ምባሌ ‘ውን ኣል። ኳሉቲ ኮንትሮሌ ትብሃሌ ኣሃደ ነይራ፡ ን2 ዒመት ዜኣክሌ ሰባት
ኣዯስኪለሊ፡ ኣሃደ ስትራተጂ መጽናዕትን ምርምርን ትብሃሌ ነይራ፡ ሕጂ ‘ውን ጨንፈር ምዴሊ ው
ድክሜንታሪ ፊሌም ትብሃሌ ኣሊ። እን ሰሇስተ ኣሃደ እዙኤን ዜኾነ ፍለይ ዕማም ይብሇን ብሰንኪ
ኣመሇኻኽትኦም ይተዯሌዮ ሰባት ካብ ንጡፍ ስራሕ ተኣሌዮም ኮፍ ዜብለሇን’የን። ምኽንያቱ ገዚ ኺዴ
ዯስኪሌካ እንተዴኣ ኢልምኻ ክብረት ከይትረክብ ብምባሌ እዩ። ስሇዙ ኣካይዲ ወይ ኣሰራርሓ ሚኒስትሪ
ዛና ከምዙ ስሇዜኾነ’ዩ ኣብ ውሽጢ’ዙ ሓጺር ዒመታት 31 ኣባሊቱ ሃገር ገዱፎም ክስዯደ ዜተገዯደ።
ካሌኣይ ክፋሌ ይቕጽሌ
E-maile address (hdemocrasia@yahoo.com)