Extracted PDF page text
Former_ELFCadres0707_01.pdf
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ዘሕዝን ዜና ክድዓት !
ብካብ ካድራት ተሓኤ ነበር ሕጂ ግን ተዓዛቢ !!
ዓገብ ሓው ኣለም ወዲ ጀነነራል ጎይትOም: ብሓቂ ዘሕዝን ግናይ መልEክቲ ብተካታታሊ ንታሪክ ተሓኤ
ኮነ ተቃለስቲ ደቃ ገማጢልካ ናብ 1981-83 ክትመልሰና ዘሕዝን ጥራሕ ዘይኮነስ ብታሪክ’ውን ዘሕትት’ዩ::
Eለማካ ብሎሚ ከይንዛረብን: ህዝብና ከይነድሕን: ብሃይማኖት ብኣውራጃ: ብናይ ሓሶት ታርክ ኣብ
ሸንኾለል ኣቲና ብህግደፍ ከይንዛረብ ዝዓለመ ርኩስ መምርሒ ካብ ኣቶ ዘምህረት ዮውሃንስ ዝተቀበልካዮ
ዋጋ ናይተን ንመተባቢI Iሉ ከምመቀጸልታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ የካቲት’ውን ዝሰደደልካ $ 5.0000
ዶላር ትፍጽም ምህላውካ ድሮ ነቲ ምስጥር ዝፈልጡ ብጾት: ናብ ስነዳን ታሪክ ዘገድሶም ተቃወምቲ
ከይተረፈ ኣማሓላሊፎሞ ኣለዉ:: ባEሉ ዝሓሰረ ናይ Eዋኑ ግናይ ሰብ ኣለም’ዩ ትብሃል Eለካ: ታሪክ
ጀነራልን ቀሺ ድጰጥሮስን ኣብ ክንዲ ትEርም ትደግሞ ኣለካ::
Eስከ ደጊምካ ኣንብቦ ገለ ካብቲ ሕሱር ናይ ፈጠራን Eሱብነትን ኣበሃህላካ Eንሆ !!
ድሮ 'ታ Eለት !!
ብኣቶ ኣለም ጎይትOም ኣማሓዳሪ መስከረም.ነት ዝተደርሰ !!
• ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኵናት ምስ ሻEብያ+ ወያነ Aብ ምምራሕ ሰለ ዝሐንገደ፡ ሓለፊ ሕብረተ-ሰብAዊ
ቤት ጽሕፈት Aብ ፎርቶ ከይኑ ንሰራዊት ሓርነት ክመርሕ ተቐሰበ። ሰሊብ Aሕመር ወግE ይመርሕ Aሎ
ተበሂሉ ኸA ተሐጨጨሉ።
• ብሰነኪ ምሕንጋድ ወተሃደራዊ ቤት ጸሕፈት፡ ሰራዊት ሓርነት ተጠቕሊሉ ናብ ሱዳን ክAቱ ተገደደ፡፡
• Aብ ሱዳን፡ Aብ ግርግር ዝተባህለ ቦታ መሪሕነት Aኸባ ገይሩ ብደረጃ Aዋጅ ናይ ስEረት ሓልፍነት
Aስከም ይብል። • ስIቡ፡ ዝፈለጦ ጉዳይ ግዲ ነይርዎ፡ ጉጀለ ዓብደላ ዝስዓበ ይስዓበና ብምባል ምስ
Eጥቁ ንሰሓኤ ጠነጢኑ ናብ ሓማሽኮረብ ዘተባህለ መሬት ሱዳን ይኸይድ፡ ይፍለ፡ ይፍንጨል። ሱደን ከA
ታነክታት Aኸቲሉ ብረት ሰራዊት ሓርነት የውርድ፡፡
• ብረቱ ዘተሓድገ ሰራዊት ናብ ኮሮኮንን ታህዳይን ዝተባህለ መደበራት ሱዳን የምርሕ፡ይEስክር ከA።
ምፍሕፋሕ Aብ ሞንጎ ካድራትን መሪሕነታትን ይግንፍል። • መርሕነት ጀበሃ ደጊሙ Aኸባ ገይሩ
ነቶም ተቓወሞ ይመርሑ Aለዉ ዝበሎም ይቕይር፡፡ መልAከ ተኽለ፡ Iብራሂመ ቶቲል ከምU Aውን
ተሰፋማርያም ወልደመርAም ካብ ፈ/ሽ ይስጎጕ።
• ምEንቲ ውድባዊ ሓድነት ተባሂሉ ውድባዊ ኮንፈረነስ Aብቲ Eጡቕ ሰራዊት ጉጅለ ዓብደላ ዝነበሮ ራሳይ
ዘተባህለ ቦታ ኽግበር ስምምE ይግበር። • Eቲ Aብ ኮሮኮን ታህዳይን ዝነበረ ሰራዊት ብረት ከይዓጠቐና
ከምይ ገርና ንኽይደ ዝብል ስክፍታን ምEዝምዛምን የሰምE።
• Eቲ Aብቲ ጊዜ’ቲ ከም ምኽትል Aቦ ወንበር ተመሪጹ ዝነበረ፡ ክነከይድ Aለና፡ ሑሰን ከሊፋ AብU ምስ
ከደና በረት ከEጥቐኩመ Eየ Aሉ ቃል Aትዪለይ Aሎ ብምባል ካብ Aሀዱታትን ቤት ጸሕፈታትን
ዘተወከሉ ብረት ንዘይዓጠቑ ከበኪቡ ናብቲ ዝሕንሕን ዝነበረ ዝዓጠቐ ዘተፈንጨለ ሰራዊት በሎሪታት
ጽIኑ ናብ ራሳይ Aምርሔ።
• ንመልAከ ተኽለ ኸA ትEዛዝ Eዩ። ንራሳይ ተበገስ በሎ። • ምስ ሰራዊቱ ህጁም ዝAቱ ዝነበረ መልAከ
ተኽለ፡ Aብዚ በጺሑ ካብ ብጾቱ ንድሕሪት ክተረፍ Eዩ ዝበል ግምት’ኳ Aንተዘይነበረ፡ Aንታ ክቐትሉኻ Eዮም።
Aይገድፉኻን 'ዮም Aይትኺድ ይብልዎ፡ ሰራዊት። • መልAከ ግን ንራሳይ ይኽይድ፡ ክሳብ’ታ Eለተ-ሓሙስ
መንፈስ ሰራዊት ይሃድE።
ብኣቶ ኣለም ጎይትOም ኣማሓዳሪ መስከረም.ነት !!