Extracted PDF page text

Former_ELFCadres0707_01.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ዘሕዝን ዜና ክድዓት ! 
ብካብ ካድራት ተሓኤ ነበር ሕጂ ግን ተዓዛቢ !! 
ዓገብ ሓው ኣለም ወዲ ጀነነራል ጎይትOም: ብሓቂ ዘሕዝን ግናይ መልEክቲ ብተካታታሊ ንታሪክ ተሓኤ 
ኮነ ተቃለስቲ ደቃ ገማጢልካ ናብ 1981-83 ክትመልሰና ዘሕዝን ጥራሕ ዘይኮነስ ብታሪክ’ውን ዘሕትት’ዩ:: 
Eለማካ ብሎሚ ከይንዛረብን: ህዝብና ከይነድሕን: ብሃይማኖት ብኣውራጃ: ብናይ ሓሶት ታርክ ኣብ 
ሸንኾለል ኣቲና ብህግደፍ ከይንዛረብ ዝዓለመ ርኩስ መምርሒ ካብ ኣቶ ዘምህረት ዮውሃንስ ዝተቀበልካዮ 
ዋጋ ናይተን ንመተባቢI Iሉ ከምመቀጸልታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ የካቲት’ውን ዝሰደደልካ $ 5.0000 
ዶላር ትፍጽም ምህላውካ ድሮ ነቲ ምስጥር ዝፈልጡ ብጾት: ናብ ስነዳን ታሪክ ዘገድሶም ተቃወምቲ 
ከይተረፈ ኣማሓላሊፎሞ ኣለዉ:: ባEሉ ዝሓሰረ ናይ Eዋኑ ግናይ ሰብ ኣለም’ዩ ትብሃል Eለካ: ታሪክ 
ጀነራልን ቀሺ ድጰጥሮስን ኣብ ክንዲ ትEርም ትደግሞ ኣለካ:: 
Eስከ ደጊምካ ኣንብቦ ገለ ካብቲ ሕሱር ናይ ፈጠራን Eሱብነትን ኣበሃህላካ Eንሆ !! 
   
ድሮ 'ታ Eለት  !!  
ብኣቶ ኣለም ጎይትOም ኣማሓዳሪ መስከረም.ነት ዝተደርሰ !! 
 
•        ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኵናት ምስ ሻEብያ+ ወያነ Aብ ምምራሕ ሰለ ዝሐንገደ፡ ሓለፊ ሕብረተ-ሰብAዊ 
ቤት ጽሕፈት Aብ ፎርቶ ከይኑ ንሰራዊት ሓርነት ክመርሕ ተቐሰበ። ሰሊብ Aሕመር ወግE ይመርሕ Aሎ 
ተበሂሉ ኸA ተሐጨጨሉ።  
•        ብሰነኪ ምሕንጋድ ወተሃደራዊ ቤት ጸሕፈት፡ ሰራዊት ሓርነት ተጠቕሊሉ ናብ ሱዳን ክAቱ ተገደደ፡፡  
•        Aብ ሱዳን፡ Aብ ግርግር ዝተባህለ ቦታ መሪሕነት Aኸባ ገይሩ ብደረጃ Aዋጅ ናይ ስEረት ሓልፍነት 
Aስከም ይብል።  •        ስIቡ፡ ዝፈለጦ ጉዳይ ግዲ ነይርዎ፡  ጉጀለ ዓብደላ ዝስዓበ ይስዓበና  ብምባል ምስ 
Eጥቁ ንሰሓኤ ጠነጢኑ ናብ ሓማሽኮረብ ዘተባህለ መሬት ሱዳን  ይኸይድ፡ ይፍለ፡ ይፍንጨል።  ሱደን ከA 
 ታነክታት Aኸቲሉ ብረት ሰራዊት ሓርነት የውርድ፡፡ 
•        ብረቱ ዘተሓድገ ሰራዊት ናብ ኮሮኮንን ታህዳይን ዝተባህለ መደበራት ሱዳን የምርሕ፡ይEስክር ከA። 
ምፍሕፋሕ Aብ ሞንጎ ካድራትን መሪሕነታትን ይግንፍል። •        መርሕነት ጀበሃ ደጊሙ Aኸባ ገይሩ 
ነቶም ተቓወሞ ይመርሑ Aለዉ ዝበሎም  ይቕይር፡፡ መልAከ  ተኽለ፡ Iብራሂመ ቶቲል ከምU Aውን 
ተሰፋማርያም ወልደመርAም ካብ ፈ/ሽ ይስጎጕ። 
•        ምEንቲ ውድባዊ ሓድነት ተባሂሉ ውድባዊ ኮንፈረነስ Aብቲ Eጡቕ ሰራዊት ጉጅለ ዓብደላ ዝነበሮ ራሳይ 
ዘተባህለ ቦታ ኽግበር ስምምE ይግበር።  •        Eቲ Aብ ኮሮኮን ታህዳይን ዝነበረ ሰራዊት ብረት ከይዓጠቐና 
ከምይ ገርና ንኽይደ ዝብል ስክፍታን ምEዝምዛምን የሰምE።  
•        Eቲ Aብቲ ጊዜ’ቲ ከም ምኽትል Aቦ ወንበር ተመሪጹ ዝነበረ፡ ክነከይድ Aለና፡ ሑሰን ከሊፋ AብU ምስ 
ከደና በረት ከEጥቐኩመ Eየ Aሉ ቃል Aትዪለይ Aሎ ብምባል ካብ Aሀዱታትን ቤት ጸሕፈታትን 
ዘተወከሉ ብረት ንዘይዓጠቑ  ከበኪቡ ናብቲ ዝሕንሕን ዝነበረ ዝዓጠቐ ዘተፈንጨለ ሰራዊት በሎሪታት 
ጽIኑ ናብ ራሳይ Aምርሔ። 
•        ንመልAከ ተኽለ ኸA ትEዛዝ Eዩ። ንራሳይ ተበገስ በሎ።  •        ምስ ሰራዊቱ ህጁም ዝAቱ ዝነበረ መልAከ 
ተኽለ፡ Aብዚ በጺሑ ካብ ብጾቱ ንድሕሪት ክተረፍ Eዩ ዝበል ግምት’ኳ Aንተዘይነበረ፡ Aንታ ክቐትሉኻ Eዮም። 
Aይገድፉኻን 'ዮም Aይትኺድ ይብልዎ፡ ሰራዊት። •        መልAከ ግን ንራሳይ ይኽይድ፡ ክሳብ’ታ Eለተ-ሓሙስ 
መንፈስ ሰራዊት ይሃድE። 
 
ብኣቶ ኣለም ጎይትOም ኣማሓዳሪ መስከረም.ነት !!