Extracted PDF page text
Assenna
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
Message ድምጺ መሰልና ደሊና ህይወት ቃል ኣሰና ዜና ኣተኵሮ ኣብነት ኪዳን ምስ መን? ደብዳቤታት ዕቡሳት ጋዜጠኛታት ዋዛን ኣዋዘን
Home ትግርኛ ቃል ኣሰና ምስጢራዊ ስቅያት ንጹሃት ጀጋኑ
ምስጢራዊ ስቅያት ንጹሃት ጀጋኑ
ሎሚ 3 ነሓሰ፡ ልክE 47 መዓልታት ቅድሚ ‘ታ ነጥበ መቐይሮ ትስፉው ግስጋስ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ምዃን፡ መኻልፍ ኮይና ኣብ ታሪኽና ኩርኳሕ ቦታኣ
ዝሓዘት 18 መስከረም 2001፡ Eወ፡ Eቶም ንናጽነት ኤርትራ ዘበጅዉዎ ንEስነትን ህይወትን ከየርወዮም፡ ዝለኣኹዎም ኣሽሓት ጀጋኑ ዝተሰውUሉ ሃገር
ንምድሓን ዲሞክራስያዊ ለውጢ
ብምጥላብ ካልኣይ ጅግንነት ንምፍጻም ዘሐብን ሓቦ ዝገበሩ ‘ሞ ዘሕፍር ጥልመት ዘጋጠሞም ላEለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ንሞት ዝተፈርዱላ
ጸላም Eለት Eያ። ድምቀት ጽልሚ ‘ታ Eለትን፡ ፋሽሽትነት Iሳያስን ኣብ ግቡE ግዚU ንምቅላEን ንምጕላሕን ክሳብ 18 መስከረም ክንጽበ’ኳ
Eንተመረጽና፡ 47 መዓልታት ዓመት ኮይኑ፡ ምስጢራዊ መቓብሮም ንልብና ፈግፈግ ስለዘበሎ፡ ክንጽመም ኣይከኣልናን። ምስጢራዊ ስቅያት ናይዞም ጀጋኑ፡
ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክካፈሎ፡ ልቡ ክቕንጡ ምEንቲ፡ ከነስተንፍሶ መሪጽና ኣለና።
ናብ Eምቆት መልEኽትና ቅድሚ ምEታውና፡ ክንጠቕሶ Eንደሊ ነገር Eንተሃልዩ፡ ጉዳይ ቤተሰቦምን ደቆምን Eዩ። Eዞም ስለ ኤርትራን ህዝባን ድርብ ቅያ
ዝፈጸሙ ሓርበኛታት፡ ብEላማOም ደምን ስጋን ኩሉ ኤርትራዊ ኮይኖም፡ ካብ ግዳይነት ክድሕኑ ዝግባE ‘ኳ Eንተነበረ፡ ብሓፈሻ ክርA ኸሎ፡ Eቲ ሰፍ
ዘይብል ኣደራOምን ጓሂUን ኣብ ስጋዊ ስድራቤቶም ጥራይ Eዩ ተጻIኑ ጸኒሑ። ይድሓር ይቐድም፡ ምEንቲ ህዝቢ ኤርትራ ደው ኣብ ዝበሉሉ ሰዓት፡
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎድኖም ደው ክብል ነይሩዎ። ናይ Eላማ ጉዳይ፡ ናቶምን ናይ ስድራቤቶም ስቓይ ኮይኑ ጥራይ ክተርፍ ኣይነበሮን። በዚ ድማ፡ ኩልና
Eቶም ቅድሚ ዝኣገረ ማEሰርቶም ንምግታE፡ ምስ ኮነ ድማ ፍትሒ ከምዝረኽቡ ኣብ ምግባር AEጃምና ዘይገበርና ውልቀሰባት ኮነ መላE ህዝቢ ኤርትራ
ርEስና ክንሓክኽ፡ ጀጋኑ ንኣራዊት ኣሕሊፍና ብምሃብና ክንሓንኽ፡ ስድራቤቶም Eንተተቐቢሎምና ድማ፡ ይቕሬታ ክንሓትት ይግብኣና። ኣብዚ ‘ዚ ጉዳይ’ዚ
ኩልና Eቲ ዝከኣልን Eቲ ዝኣክልን ኣይገበርናን።
Eዚ ዛንታ ‘ዚ፡ ሓደ ካብቶም ‘ኣቤት Eዚ ዛንታ ‘ዝስ ሓሶት Eንተዝኸውን ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ’ Eናበልና፡ ቀለም ዝኣዘዝናዮ ብርEና ደም EናነዝA፡
ከይፈተና፡ ተገዲድና Eንጽሕፎ ዛንታታት Eዩ። Eቲ መቓብር ንጹሃት ዝወንበሩ ስይጣናዊ ስርዓት Iሳይያስ ኣብ ስልጣን ክሳብ ዝሃለወ ግን፡ ካብዞም
ኣስካሕካሕቲ ፍጻሜታት Eዚኣቶም ከነምልጥ ኣይንኽEልን Iና። ኣብዚ ዝጠፍA ከልብን ድሙን ብጋዜጣ ዝድለዩሉ ዘለዉ መዋEል፡ መላE EድሚOም
ምEንቲ ናጽነትን ፍትሕን ሃገርን ህዝብን ዝተጋደሉ ጀጋኑ፡ ሞቶም ሞት ከልቢ ኮይኑ፡ ምስጢራዊ ስቓዮምን ጅግንነቶምን ተሓቢU ክነብር፡ ንገዛE ርEስና
ይኹን ንኹሉ ደምን ሕልናን ዘለዎ ኤርትራዊ ክወሓጠሉ ዝከኣልን ዝግባEን ኣይኮነን። Eቲ ነውራም ስርዓት Iሳይያስ ንኣካሎም ካብ ገጽ መሬት ጥራይ
ዘይኮነ ስሞም ሞያOምን ካብ ገጽ ታሪኽ ንምድምሳስ፡ ካብ ፊልም ቴለቪዥን ከይተረፈ Eናለቐመ ናይ ምርስOም ጻEሪ ኣይደቀሰሉን። መርድE ኣብ
ቤተሰቦምን ፈተውቶምን ከስEቦ ዝኽEል ስምባደን ጓህን ኣዝዩ ከቢድ ምዃኑ ኣይንስሕቶን። ኣብ ሕብረተሰብና ስም ምዉት ዝለዓለሉ ወግEን - ቅጥEን፡
መቕረባ ዝርድኣሉ ያታናን ‘ውን ኣይጠፍኣናን። Eንተኾነ፡ ኣብዚ ሰዓት ‘ዚ፡ ስድራቤቶም ንምድባስን ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ቀጻሊ ኣደራEን ጥፍኣትን
ንምድሓንን ካልE ኣማራጺ ስለዘይብልና ከነቕርቦ ወሲና ኣለና። ሕሱም ሓዘን Eናተሰምዓና፡ ህዋሳትና ኣደንዚዝና ነድምጾ ከምዘለና ድማ፡ ምስናይ ይቕሬታ
ነዘኻኽር። ንስድራቤቶምን ፈተውቶምን ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።
Eምብኣር፡ ካብ ውሽጢ ቤት ጽሕፈት ‘ፕረዚደንት Iሳይያስ’ ብዝተረኽበ ጭቡጥ ሰነዳት መሰረት፡ ኩሎም Eቶም ምEንቲ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን፡
ምስግጋር ስልጣን ናብ ህዝቢ ኤርትራን ብትብዓትን ተወፋይነትን ድሕሪ ምምጓት፡ ከይተዓወቱ፡ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማEሰርቲ ተሓይሮም ምስጢራዊ ስቓይ
ዝወረዶም 11 ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም፡ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ፡ ብዘይካ ክልተ፡ ኩሎም ብፋሽሽታዊ Iሳይያስ ኣፈወርቂ ተቐዚፎም፡
ተሰዊOም ኣለዉ።
Eቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዝተረኽበ ንመስዋEቶም ዘረጋግጽ ሰነዳት Eንሆ። ንሎሚ ናይ ሓሙሽተ ካብቶም ከነቕርበልኩም Iና። ጽባሕ ረቡE
ድማ ናይቶም ጽንጽንታ መስዋEቶም ኣቐዲሙ ተሰሚU ዝጸንሐ ኣርባEተ ሰማEታት ኣብ መርበብ ሓበሬታና ኣሰና ዳት ኮም ክቐርብ Eዩ።
1ይ - ሚኒስተር በራኺ ገብረስላሰ
2ይ - ኣቶ ጀርማኖ ናቲ
ትግርኛ
ዜና
ቃል ኣሰና
ኣተኵሮ
ህይወት
ኣብነት
ናዕታ
ዕቡሳት ጋዜጠኛታት
ደብዳቤታት
ዋዛን ኣዋዘን
ኪዳን ምስ መን?
ሰነዳት
Saturday Aug 08th Search
HOME ASENA RADIO ትግርኛ ENGLISH ብዛዕባ ኣሰና CONTACT US
MONDAY, 03 AUGUST 2009 21:49
ምስጢራዊ ስቅያት ንጹሃት ጀጋኑ http://asena.samai.co.uk/index.php?option=com_content&view=article&i...
1 of 3 08/08/2009 12:33
PDF page 2
View this page in original PDF
3ይ - ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሄር
4ይ - ኣቶ ሓምድ ሕምድ
5ይ - ብሪጋደር ጀነራል Eስቲፋኖስ ስዩም
Eምብኣርከስ፡ ኣብዚ ብዛEባ ሃለዋት ናይዞም ጀጋኑ ናይ መወዳEታ መርድE Eንሰምዓሉ ዘለና ህሞት፡ ኣብዚ Eቶም ‘Eንተፈሪድናዮም ‘ሞ ኸኣ ክኸፍOም Eዩ፡
ከምዚዘለዉዎም ይሕሾም’ Eናበሉ ኣብ ጽመዋ በብሓደ ዝቐተሉዎም ብህዝቢ ምልጋጽ ዘየሕንኾም ሰበስልጣን ህግደፍ ህልኾምን ክፋOምOምን ኣርውዮም ደም
ንጹሃት ዝጎስUሉ ዘለዉ Eዋን፡ ንሕና ‘ውን ክንናስሓሉ ዝግባE ነጥቢ፡ ክንEጠቐሉ ዝግባE ጉዳይ ከምዘሎ ምዝካር የድልየና።
ብፍላይ Eቶም ሰበስልጣን መንግስቲ ነበር ንዘልዓሉዎ ተቓውሞ ብምድንጓዩ ወይ ከኣ ንርEሶም ኣካሉ ብምንባሮም ብምንEኣስ፡ ስቕታOም ከመኽንዩ ዝፍትኑ
ገለ ኤርትራውያን ብቕንEና መምስ ነብሶም ክዛረቡ ኣለዎም። Eዚ ሃቐነ ‘ዚ ንበለጻዊ ባህርያት ካብ ምቅላE ሓሊፉ ካብ ሕልናዊ ሕቕያን ሓላፍነትን ዘህድም
ብቑE መኸወሊ ኣይኮነን።
Eዞም Eንተላይ ብደረጃ ሚኒስተርነት ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ ናይቲ ስርዓት ዘገልገሉ ዝነበሩ ሰበስልጣን ዝርከቡዎም ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንድሌት Iሳይያስ
ተማEዚዞም ሽርካ ዲክታቶርያዊ ስርዓቱ ምዃን ኣሜን Eንተዝብሉዎ፡ Iሳይያስ ወንበሩ ከይትንክፉሉ ደኣ ምተኸታተሎም Eምበር፡ ኣይምተንከፎምን። ኣካል
ናይቲ ኣብ ዝለዓለ ቀጸላ ሕብረተሰብ ኤርትራ ተኾይጡ ብብልሽውናን ዓመጽን ኣደራE Eናውረደ ዝናበር ዘሎ ሓድሽ ደርቢ ብምዃን ከኣ፡ ንዓኣቶምን
ንስድራቤቶምን ኣይምኸፍOምን። ነዚ ሕሱር ደምበ’ዚ ጸይኖምን ተጻሪሮምን መኸተ ምጅማሮም፡ ተወፋይነቶምን ትብዓቶምን ዝምስክር Eዩ። ንዓኣቶም፡
ሃገር ንደሊኣ Iልካ ኣብ ወጻI ሃገራት ምንባር ‘ውን ኣይማገሞምን። ገሊOም ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ Eዮም ካብ ወጻI ሃገራት ናብ ዓዲ ኣትዮም ንወፍሪ
ዲምክራስያዊ ለውጢ ተተሓሒዞሞ። ንሳቶም፡ ሽU ከምU Eንተዘይገብሩ፡ ‘መልኣኽ’ ህግደፍ ተደፊሩ፡ Eቲ ስርዓት ኣብዚ ሕጂ በጺሑዎ ዘሎ ደፋI ጥራይ
ዘንቀላውጠሉ ለጠቕ ዝበለ ደረጃ ኣይምወረደን። ነቲ ኣብ ሓጺር ኣዋርሕ ዝፈጠሩዎ ናEታ ዝዳረግ ኤርትራዊ ሓይሊ ዛጊት ኣይተረኽበን። ንሳቶም
ንIሳይያስ ከም ጻህያይ ኣብ ምEባይ ካብ ዝነበሮም ሕሉፍ ጌጋታት ‘ውን ኣይተኸወሉን። Eቲ ዝዓበየ ጸገም ንህዝቢ ኤርትራ ክኽሕሱ ብግህዶ ንዘርሓዉዎ
ኣፋፌት ለውጢ ስIብና መኣዝን ሃገር ዘይምቕናEና Eዩ።
ንሳቶም ብ2001 ቀንዴል ለውጢ ወሊOም ነቲ ኣካሉ ኮይኖም ዝመርሑዎ ዝነበሩ ስርዓት ብቕሉE ምቅዋሞም፡ ናይ ክብን ግብን ወርቃዊ Eድል Eዩ ነይሩ።
ብልቦናን ትብዓትን Eንተንጥቀመሉ ኔርና፡ Eዚ ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ዝረኣዮ ስደትን ማEሰርትን ሞትን ኣሽሓት መንEሰያት
ዘጠቓለለ፡ ተስፋ ኤርትራውያን ኣማህሚኑ መልክE ኤርትራ ኣብ ዓለም ዝደወነ፡ Eብዳንን ጽላለን ውልቀምልካዊ ስርዓት Iሳይያስ ዘስዓቦ ሃገራዊ ውድቀት
ኤርትራ ኣምበይምተኸስተን። ነዞም ምንEቲ ሃገር ዝተወፈዩ ጀጋኑ ጥራይ ኣይኮናን ከሲርና፡ ሽU፡ ብተዛማዲ ለማጽ ዝነበረ ናይ ለውጢ ጎደና ‘ውን ኣባኺንና
Iና። ሎሚ ኸኣ Eንሆ ኣብ ዝሓርፈፈ ኣንፈቱን መኣዝኑን ገና ዘይተጨበጠ ኩርኳሕ ጎደና ንርከብ ኣለና። ብሰሪ ሕመቕና፡ ግብ Eምበር ክብ ኣይበልናን።
Eቲ ኣብ መወዳEታ ክምለሽ ዘለዎ Eምብኣር፡ ‘ግብ Iልና ዲና ክንጠፍE ወይስ ክብ Iልና መንገብገብ ከነውጽE’ ዝብል ንቐጻልነትን ድሕነትን ኤርትራ
ዝምልከት ወሳኒ ሕቶ Eዩ። Eዚ ስርዓት ‘ዚ፡ ካብ 2009 ዓመተምህረት Eንተሓሊፉ፡ ትንፋስ ኤርትራ ክሓልፍ Eዩ። ህንጡይነት ስልጣን Iሳይያስ ኣብዚ
Eዋን’ዚ ስስA ስልጣን ምርዋይ ጥራይ ኣይኮነን። ብዓቢU ነቲ ብደም ተሓጺቡ ዘሎ ኣEዳዉ ዝኽውለሉ ጁባ ‘ውን Eዩ። ስለዚ ኣብ ደንደስ ውድቀቱ ናይ
ሞትን ሕየትን ቅብጸታዊ ምክልኻል ክገብር ሃገርን ህዝብን ክልክም ስለዝኾነ፡ ነዚ ተረኺቡ ዘሎ ሰነዳት ኣብ ታቤላ ለጢፍና፡ ኣብ ዝግብOም ኣብያተ
ጽሕፈታት ከም ጭብጢ Eናቕረብና፡ ዝተወሃሃደ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፍታት ብምግባር፡ Eዞም ትሕቲ Eድመ ሕንጫላት ቆልU ከይተረፈ Eናቐተሉ ህዝብን
ሃገርን ዘድምዩ ዘለዉ ናይ 21 ክፍለዘመን ፋሽሽታውያን ሰበስልጣን ህግደፍ ኣብ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ክቐርቡ ከምዘለዎም ክንጽውE፡ ኣብ ክንዲ ህዝቢ
ኤርትራ ኣውያትና ከነስምE ግቡEን ሓላፍነትን ኣለና። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊትን ህዝብን ከኣ ኣብዚ ናይ ለውጢ ማEበል ክጽምበሩ
ኣለዎም። ብውሽጥን ብግዳምን ተወሃሂድና፡ ሓደ ኴንና ንሃገርናን ህዝብናን ካብ መዓታት ብምድሓን ንሕልናና ዘቕስን ወፈራ ድሕነት ሃገር ከነሰላስል ኣሰና
ትጽውE።
ስዉኣትና ንዘልኣለም ይዘከሩ
ንሃገርና ምሕረት የውርደላ!
Copyright © 2009 asena. All Rights
Reserved. Assenna
ምስጢራዊ ስቅያት ንጹሃት ጀጋኑ http://asena.samai.co.uk/index.php?option=com_content&view=article&i...
2 of 3 08/08/2009 12:33PDF page 3
View this page in original PDF
ኣሰና ዳት ኮም
LAST UPDATED ( TUESDAY, 04 AUGUST 2009 15:14 )
ምስጢራዊ ስቅያት ንጹሃት ጀጋኑ http://asena.samai.co.uk/index.php?option=com_content&view=article&i...
3 of 3 08/08/2009 12:33