Extracted PDF page text

Microsoft Word - DH-6-News item 89T.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 391 ኤርትራውያን 
ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም 
 
ክፍሊ ዜናን ባህልን 
ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 
31.01.2009 
 
ካብ Eለት 26-31 ጥሪ 2009 ዓ.ም.ፈ 391 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት 
ሸገራብ ኣትዮም።  
 
ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 391 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ። 
 
  
ትሕቲ 5 
ዓመት 
 
ካብ 5-18 ዓመት 
 
ልEሊ 18 ዓመት 
 
ድምር 
ደቂ ኣንስትዮ 11 14 56 81 
ደቂ ተባEትዮ 20 87 203 310 
ጠቕላላ ድምር 31 101 259 391 
 
ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ ሕጂ ኣብ መደበር ስደተኛታት Uቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ 
ኤርትራውያን 1990 (1599+391) በጺሑ ኣሎ።