Extracted PDF page text
2
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
1
ሽግር ተ.ሓ.ኤ-ሰባ ካብ ስሩ ይቀላE
ብ በይሉል (ናይ ብርI ስም)
ካልኣይ ክፋል
Eቲ ጉጅለ ድሕሪ ውድባዊ ኮንፈረንስን ስIቡ ከኣ ናቱ ምስጢራዊ ኣኼባ ምክያዱ ካብተን
ብዝያዳ ንምEዋተን ዝሓንጸጸን Eዘን ዝስEባ ነጥብታት ነበራ፣-
1- ነቶም ምሰU ዝነበሩ ኣባላት ግዘያዊት ሽማግለ ግን ከኣ ኣብቲ ውዲት ብባህርያቶም
ምስU ዘይሰማምU: ብውሽጢ ውሽጢ ምግላሎም::
2- ብምስጢር ገለ ካብ ኣባላት ሰውራዊ ባይቶን ካሎOት ምስOም ዝሰማምU ካድራት
ብምጽንባር ዳገመ ስርርOም ብምክያድ፣ መደባቶም ድማ ብዝሓየለን ብዝረቐቐን
ኣገባብ ሓንጸጹ::
ካብቶም ምስዚ ጉጅለ ብምሽራኽ መጻI ውልቃውን ፖለቲካዊ ስልጣኖምን
ንምሕላው ዝወሰኑ ሓደ Eቲ ከም ገስጋሲ ማርክዊ ሰውራዊ ባEታ ዝፍለጥ ዝነበረ
Iብራሂም መሓመድ ዓሊ Eዩ:: መድርኽ ኣቃሊEዎ ኣምበር ብዙሓት Iብራሂም ጌና
ንጹህን ውፉይን ተጋዳላይ ዝቆጽርዎ ዝነበሩ ኣይሰኣኑን:: Eዚ ከኣ መንቀሊU: Eዚ
ባEታ ብመንጽር Eቲ ጀብሃ ብዓባያ Eንከላ ዝነበሮ መAቀኒታት ጥራይ ስለ ዝጥመት
Eዩ:: Eቲ ሓቂ ግን ሓውና Iብራሂም ’… ቅድም ቀዳድም ነብሰይ ደኣ… ’ ዝብል
መርሆ ካብ ዝEጠቅ ዓመታት ሓሊፍዎ Eዩ:: ነዚ ጥቅምታት ንምሕላው ከኣ ፖለቲካዊ
EጭU ምስ መደባት Eዚ ጉጅለ ኣሳሰረ:: ፖለቲካዊ ስልጠኑ ንጥቅሚ Eዚ ጉጅለ
ብምውዓል ነዚ ጉጅለ ዝቃወሙ ተጋደልቲ ኣብ ምብራር ዓቢ ተራ ተጻወተ:: ናይ
Iብራሂም ጥቕሚ ብቀንዱ ኣብ ገንዘባዊን መነባብራዊን ጥቅምታት ዝተኣሳሰረ Eዩ::
ብ1984-1985 ውድብ Eላዊ ተፈላጥነት ኣብ ሶርያ ድሕሪ ምርግጋጹ ግን ከኣ ምጣነ-
ሃብታዊ ቅልውላው ጌና ከይተመሓየሸ Eንከሎ፣ ስድራ Iብራሂም ምስ ኩሎም ደቁ
ንሶርያ ተላEኹ:: Eቲ ትጽቢት ስድራ Iብራሂም ንኣውሮፓ ወይ ከኣ ካልE ቦታ
ተሰዲዶም ነብሶም ክኽEሉ፣Iብራሂም ከኣ ናይ ስድርU ሽግር ተፈቲሑ ክቃለስ Eዩ
ነይሩ:: የግዳስ Eዚ ባEታ Eዚ ብዝተፈላየ ሜላታትን ቦትUን ተጠቂሙ ስድረU ኣዝዩ
ገፊሕን ብኹሉ ሸነኻቱ ዝተማለA ገዛ ከምስካረዩን ካብቲ ንውድብ ኣብ ሶርያ ዝወጽEPDF page 2
View this page in original PDF
2
2
ገንዘባዊ ባጀት ግደ ኣንበሳ ተሰሊEሉ ቀለብ፣ ገዛ ክራይ፣ ቴለፎን፣ ሕክምና ኣብ
ዝለዓለ ፕራይቨት ከልኒክ … ወዘተ ንEUን ንስድረUን ክሳብ ሎሚ ወጻIU
ከምዝሽፈነሉ ተገብረ:: ሓውና Eብራሂም Eውን ከም ሓደ ኣብ ኩባንያ ዝሰርሕ፣ ኣብ
ዓመት Eንተወሓደ ሓደ ግዜ ብገንዘብ ውድብ ናብ ስድረU ንEረፍቲ ከምዝኸይድ
ተገብረ:: Eዚ ፈሉይ ጥቅምን ክንክንን ብጀካ ንIብራሂም ንካልE ተጋዳለይ
Eይሕለምን ጥራይ ዘይኮነስ ብውሳነ ውድብ ውን ኣይፍቀድን:: ውድብ ብሰንኪ ምጣነ-
ሃብታዊ ጸገማት ዝተላEለ፣ ባEሉ ተጋደልቲ ክውግን Eንከሎ፣ ንEU ዝወጽE ዝነበረ
ገንዘብ ግና Eንተወሓደ ን 35 ተጋደልቲ ምስ ስድራቤቶም ዘካይድ Eዩ ነይሩ:: ነዚ
ፈሉይ ክንክን ዝተጻረረ ኣብ ሶርያ ዝነበረ ወኪል ቤት ጽሕፈት ውድብ ከምዝባረር
ተገብረ:: ብዘይካ Eዚ ሓውና ኣቦ መንበር ነበር ንኹሉ ንተግባሩ ዝቃወም ዘበለ
ስልጣኑ ተጠቂሙ ንምብራር ድሕር ኣይብልን፣ ንኣብነት ካብቶም ቀዳሞት ንቃልሲ
ዝተሰለፋ ደቀ-ኣንስትዮ ሓንቲ ዝኾነት ገዲምን ምኩረትን ተጋዳሊት ጅምዓ Uመር
ካብ ውድብ ምብራሩ፣ ሓደ ካብቲ ዘሰንብድ ተግባራት Iብራሂም Eዩ:: ብዘይካ Eዚ
Iብራሂም ጸገም ኣለዎ Eናተባህለ ካብ ኣውሮፓን ኣሜሪካን ብጎስጓስነት ብብግዚU
ዝEከብ ዝነበረ ገንዘብ ንኣባላት ውድብ ሚስጢር ኣይኮነን:: ስለዚ መንባብሮ ናይዚ
ባEታ Eዚ ካብቶም ንጀብሃ ዓባይ ዘንደይዋ ከም በዓል ሳልሕ Eያይ ኣብ ሶርይ
ዝነበሮም ብዱE ህይወት ብዙሕ ኣይፍለይን፣ Eቲ ፍልልይ Eንተሎ ሳልሕ Eያይ
ገንዘብ ውድብ ብቅሉE Eናነሃበ ትክላቱን መነባብርUን ከጠጥE Eንከሎ፣ ”ኮመሬድ”
Iብራሂም ግና፣ ብኻልOት ከም ዝውሰን ብምድፍፋE፣ ዘድልዮ ወጻIታት ውድብ
ክምዝሽፍነሉ ይገብር ንይሩ:: Eዚ ጥቕምታት Eዚ ክሳብ ምስ ስዮምን ሰዓብቱን
ምፍልላይ ዝተረኽበሉ Eለት ሕልው ነይሩ Eዩ:: ብዘይ ጥርጥር Eንዳ ስዩም መታን
ጸቢብ ሕብረተ-ሰብኣዊ ኣከዋውናOም ብዝያዳ ከይቃላE ነዚ ጥቕምታት ክሕልዉ
ከምዝግደዱ ፍሉጥ Eዩ:: Eቲ ሕቶ ግን Iብራሂምን ስዩምን ንነዊሕ ግዜ ብሓባር
ክሰርሑ ምጽባይ ዳርጋ ሓውን ማይን ጸንቢርካ ተሳንዮም ኣገልግሎቶም ከበርከቱ
ምትስፋው Eዩ::
ጉጅለ ንውደብ ሙሉE ብሙሉE ምቁጽጻር ስለ ዘለዎ: ካብቲ ቀንዲ ዘተክሩሉ ነገር
ብኸምዚ ዝስEብ ክግለጽ ይከኣል፣PDF page 3
View this page in original PDF
3
3
1- ብመጀመርያ ናይ ውድብ ክሳዳዊ ቦታ ምሓዝ:: EንተዘይተኻIሉ ድማ
ብተዛዋዋሪ መንገዲ ንጠቕሚ ጉጅለ ብከምዘገልግል ኣገባብ ምዝዋሩ::
2- ንርEይቶOም ዝስEቡ ኣባላት ኮነ ተጋደልቲ ብዝካኣል መጠን ካብ ውድብ
ንኸይርሕቁ ምድጋፎም:: ዳርጋ ኩሉ መሰረታዊ ጠለባቶም ምምላስ:: ንዘይ
ስEቡዎም ድማ፣ ብዘይንሕስያ ምብራርን ምብታን::
ነዚ ንምትግባር ከኣ ብንጥፈት ተንቀሳቐሱ:: ተጋደልትን ሱሩዓትን ካብ ውድብ
ብቐጥታ ይኹን ብተዛዋዋሪ መንገዲ: ዝኾነ ንUስ ምኽንያት ብምጥቃም: ካብ ውድብ
ምብራር:: ንጡፋት ኣባላት ከም ዝድስኩሉ ምግባርን: ከም ቀንድን ክዋግUዎ ዘሎዎም
ሸነኽ መጠን ብምቕማጥ፣ ዋዓል ሕደር ዘየድልዮ Eማም ጌሮም ተታሓሓዝዎ::
ካብዚ ብምንቃል ንEሽተይ ኣብነት ክጠቅስ ይፈቱ:: Eዛ ኣብነት ብትሕዝቶኣ ቀላል
ክትመስል ትኽEል Eያ:: የግዳሰ ብውጽIታ Eታ ኣብ ኮረኮን ዝተለምደት Eሞ
ንውድብ ዝሃሰየት ጎደIት ሜላ፣ ብጻEቂን ብጁምላን ንምሰረታት ውድብ ኣብ ከሰላ
ኣዝያ ዘሰንበደትን ጥራይ ዘይኮነስ ዝሃደደት ውን ብምኻና ተደላይነታ ይረኣየኒ::
ብ1986 ኣቢሉ ብጻይ ተጋዳላይ ኣማረ: ብሕማም ምኽንያት ኣብ ከሰላ ተሰዊU::
ብጻይ ኣማረ Eቲ ዝቐረበ ስድራቤቱ ውድቡ Eዩ ነይሩ :: በዚ መሰረት ደቂ ኣንሰትዮ
ኣባላት ውድብ ተኣኪበን: … ንሕና ኣባላት ኩልና ብሓባር: ብናትና ወጻI ንበጻይና
ኣማረ ዓሱር ክንገብረሉ… ብምባል: ውድብ ከፍቅደለን ምስሓተታ፣ Eሞ ከም
ተጋዳላይ መጠን ዓሱር ምግባር ኣደላይነት የብሉን ብዝብል ምስተመለሰለን፡ ኣባላት
ንዘተዋህበን መልሲ ኣኽቢረን ተቐቢለንO ከንሰን፣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንሓንቲ
ካብቶም ኣዝዮም ናብቲ ጉጅለ ዝቐረቡ ኣባል፣ ነቲ ዓሱር ከተካይዶ ገንዘብን
ሓላፍነትን ካብ ውድብ በዚ ጉጅለዚ ተዋሕባ:: Eቲ Eላማ ንሓደ ነገር ምርግጋጽ Eዩ
ነይሩ፣ ንሱ ድማ ከመይ ጌርካ ነቲ ብዙሕ ጸንኩር መደረኻት ዝመከተ ሉUል
ተወፋይነትን መንፈስን ናይ ኣባላት ምህራም Eዩ:: ብርግጽ ድማ ተዓዊቱ:: ኣብ
ውሸጢ ውድብ ነቲ ሉሙድ ውድባዊ ፖሎቲካዊ ባህሪ ዘይውክል ሸነኽ ከምዘሎ ጥራይ
ዘይኮነስ: ከም ዝዓብለለ ብንጹር ክረA ጀመረ:: ኣባላት ውደብ ድማ ብቐዳማይ ዓይኒ
ዝረኣዩን ብካልኣይን ሳልሳይን ዝብለ ሓድሽ ፖሎቲካዊ ኣሰራርሓ ከም ዝተፈጥረ
ተዓዘቡ:: ውድብ ገንዘብ ዘይብሉ ከንሱ: ንቁጠባውን ሞራላው ደገፍ ዝበዝሑ ኣባላቱ
ነጺጉ: መስ ሓደ ክልተ ብምሽራኽ: ኣብ ውድብ ዘይተለምደ ተርEዮ ማለት ኣባላትPDF page 4
View this page in original PDF
4
4
ምጉዝዛይ ተጀመረ :: በዝን ከምዝን ቡዙሓት ኣባላት ዛሕተሉን ንጥፈታቶም
ኣቋረጹን:: ገለ ካብቶም ብዘይ Eግበቶም ንጥፈታቶም ዘቋረጹ ንምጥቃስ ዝኣክል: ኣባል
ገርግስ ጋይም ሓንቲ ካብተን ብተወፋይነታ ዝተፈልጠትን: ብፖሎቲካዊ መርገጻን ነጻ
ርUይቶኣን ትተኣማመን ኣባል Eያ:: ከምUውን ሓንቲ ካብተን ኮሮኮንን ታሃዳይ
Eናተመላለሳ ተጋደለቲ ዘታባባዓን ዝነበራን: ካብU ሓሊፉ ውን ብምትEስሳር
ህዝባውያን ማሕበራትን: ሰራዊት ሓርነትን: ንምርግጋጽ ንቐጻልነት ጀብሃ ኣብ
ዝተኻየደ ቃልሲ፣ ካበተን ኣዝየን ዝንቀሳቐሳ ዝነበራ ኣባል ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ
ኔራ:: ብሰንኪ መርገጻ: በዚ ጉጅለ’ዚ ኣብዚ ውድብ ብዙሕ ጸገም ኣጋጠማን: ብተወሳኺ
Eዚ ዘይባሃል ጸለመ ተዋፊሩላ:: ናይ ጸለመ ወፈራ ሓደ ካብቲ ኣባላት ፋሕ ንምባል፣
ኣቐዲምካ ሕልነOም (ሞራሎም) ምድኻም ዝጥቀምሉ ኣEናዊ ሜላ ከምዝነበረ ኣብ
ዝቐደመ ጹሑፍ በሪሁ Eዩ::
ኣብ ታሪኽ ናይ ቃልሲ:- ከተማ ከሰላ Eታ ቀንዲ መናሃሪያ ውድብ ብምኻናን፣ Eቲ
ቀንዲ ቤት ጽሕፈታት ውድብ ኣብ ሱዳን ውን ኣብዛ ከተማ ብምነባሩን፣ ስIቡ ድማ
ዝዓበየ ጥምጥም ኣብ መንጎ Eዚ ጉጅለን ዝሰፈሐ ኣካል ውድብን ኣብU ብምጽንሑ
ኣብ ውሽጢ Eዚ Eስራ ዓመታት፣ Eትኩሮይ ኣብ ተረኽቦታት ከሰላ ክኸውን Eዩ::
ከሰላ ሓንቲ ቡዙሓት ኤርትራዊያን ተቐማጦ ዘለዉዋ ክሳዳዊት ቦታን: ጀብሃ ብዓባያ
ከላ ድማ: ከም ሓንቲ መንሃርያ ትግልገለላ ዝነበረት ከተማ ኮይና: ኣብ ሱዳን ብዘለዓለ
ብልሒ ናይ መሰረታት ውድብ Eትልለይ Eያ:: ሓደ ከብቲ ምኽንያት ድማ ኣባላት
ውድብ ኣብ ከሰላ: Eቶም ምስ ናይ ሜዳ ማዓልታዊ ህይወት ዝቐረበ ርክብ ዝነበሮምን
Eዮም:: ጀብሃ ኣብ መሬት ሱዳን ምስ ኣተውት ውን ኩሉ ዝካኣሎም ተወፋይነት
ኣርEዮም:: ክሳብ ውን: ኣብ ላEሊ ከም ዝተጠቐሰ: ንኮረኮን ታሃዳይ Eንዳ ወጹ: ኣብ
ዝርA ዝነበረ ምEባሌታት መርገጾም ብምንጻር ምስ ሰራዊት ሓርነት ጎኒ ንጎኒ ብምኻን
ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ባህርያዊ ቦታኣ ንምምላስ ዘይሕለል ቃልሲ ዘካየዱ Eዮም::
ኮይኑ ግን መርገጾም Eዚ ብምኻኑ: ኣብ ውሽጥ ውደብ በዚ ጉጅለ’ዚ ብዘይ ምሕረት
ተሓረቡ:: Eዚ ጉጅለ: ከሰላ ንምጽራይ ሓደ ካብቲ ዝላዓለን ቀዳማይን Eማም ጌሩ
ሰርO:: ስለ’ዚ ምፍራስን ምብታንን ብደረጃ ጉጅለታትን ጨነፍርን ተዓጥቀሉ:: ነዚ
ብዝምልከት: ገለ ኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል:- PDF page 5
View this page in original PDF
5
5
1. ጨንፍር ሓያል ዓረብ:
2. ጉጅለ ወደል ወሊ ጨንፈር ሶሪባ:
3. ጉጅለ ሓለንጋ:
4. ጉጅለ ኣቡኻምሳ:
ከምዝፍርሳ ተገብረ::
Eዚ ጉጅለ ናይ ምፈራስን ምብታን EዩU ብኸምዚ መልክE ኣብ ከሰላ ጥራይ ዘይኮነ:
ኣብ ኩለን መሰረታት ውድብ ዝርከበለን ከተማታት ሱዳን ካድራቱ ዘርገሐ:: ካብዚ
ሓሊፉ ድማ: ንኣEናዊ ውዲታት ንምEማቕን: ጉጅላዊ Eርክነቶም ንምድልዳልን: ካርታ
ንጻወት ኣለና ብዝብል ሽፋን: ኣብ ከሰላ ገዛ ገዛ Eንዳ ኸድካ ኣብ ኣኼባታት ምሕዳር
ጀመሩ:: ሓደ ካብኣቶም ድማ ተስፋይ ደጊጋ ነበረ:: ኣብቲ ግዜቲ ናይ ውድብ
ተጋደልቲ መሳሪፍ ውሑድ ስለ ዝነበረ፣ ብዋዓል ሕደር ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ
Eንዳ ተሳጋገሩ ይሓልፉዎ ኔሮም:: ንሳተም ግን ዛጊት ናይ ገንዘብ መስኖ ተቋጻጺሮሞ
ስለ ዝነበሩ ኣብ ቑልዋን መስተን ጠላEን መሬት የውግሕዋ ነበሩ::
በቲ ካልE ሸነኸ፣ ድሕሪ ናይ ጉጅለ ቀዳሞት መራሕቲ ንኣሜሪካ ምኻዶምን፣ ውድብ
ኮንፈረንስ ገይሩ ነብሱ ምስረU፣ ስIቡ ከኣ ብEሊ ኣብ ሱዳን ምንቀስቃስ ምስተጀመረ
ውድብ ህይወት ክረክብን ክድንፍEን ከኣለ:: Eዚ ምEባሌታት Eዚ ኣማስይU ውድብ
ናብ ጉባኤ ኣትዩ፣ ፖለቲካዊን ስርIታውን መደባቱ ሓንጺጹ፣ ናይ መሪሕነት ሕቶ
ፈቲሑን ሓድነቱ ኣደልዲሉ ክወጽE ምኻኑ ስለ ዝEምት ህ.ግንባር ስግኣታታ ነሃረ::
Eዚ ምEባሌታት ስለ ዘስገኣ ነዚ ውድብ ብውሽጢ ከምዝሕመስ ንምግባርን
EንተተኻIሉ ድማ ኣብ ውድብ ሰለይታ ንምዝረጋሕ ሜላታታ ክተሰርE ጀመረት::
Eቲ ካብ ብኣግU ትከታተሎ ዝጸነሐት ኩነት ከኣ ኣብ ምንጎ Eዚ ጉጅለን መንጎ
ዝሰፈሐ ኣካል ውድብን ዘሎ ወጥሪ ክምዝመዝ ከምዘለዎ ረኣየት:: የግደስ ኣብቲ Eዋን
Eቲ ጉጅለ፣ ወላኳ ኣገደስቲ ትካላት ውድብ Eንተተቆጻጸረ፣ ናይ ጥርናፈን
ኣመራርሓን ሽግር ገና ስለ ዝነበሮ፣ ነቶም ዝቃለስዎም ዝነበሩ ሰፍሕ ኣካል ውድብን፣
ሳላ በዓል መሓመድ ብርሃን ብላታ ከኣ ንግንባር ብሩህ ነበረ:: ህ.ግነባር ነዚ ናይ ጉጅለ
ጸገም ብኣግU Aለልያስ ንምጽጋኑ ተዓጢቓ ከምዘላ ብተግባር ኣመስከረት:: ንሱPDF page 6
View this page in original PDF
6
6
ከኣ፣ነዚ ጉጅለ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ኣደልዲለካ፣ ውድብ ሓድነቱ ከምዝምህምን
ምግባር ነበረ:: ብቕዓት ኣለዎም Iላ ዝገመተቶም ተጋደለቲ ከኣ ኣብ ትሕቲ ገሃነባዊ
ቤት ማEሰርቲ ጉጅለ ጃስር ስለስነበሩ፣ ጃስር ንገለ ተጋደልቲ ክፍንው ትEዛዝ
ተመሓላለፈሉ:: ሰለስተ ተጋደልቲ ከኣ ተፈቲሖም ኣብ መኪና Eንዳ ጃስር ተጻIኖም
ናብ ቤት ጽሕፈት ውድብ በጽሑ:: Eቲ ዝገርም Eዚ ሓበሬታ Eዚ Eቶም ተጋደልቲ
ቅድሚ ምምጽOም ብርሃን ብላታ ንገለ Eሙናት ኣባላት ዝብሎም ሓቢሩ ምጽንሑ
Eዩ:: Eዞም ተጋደልቲ EዚOም በዓልመን Eዮም… ?
ይቕጽል