Extracted PDF page text

ሸግር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን እንታይ ኰን ይኸውን

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ሸግር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን Eንታይ ኰን ይኸውን? 
 
“ኣባላት ውድባት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን E ንታይ I ዩ ጉዶም? ኣብ ኩሉ ፖልቲካዊ 
ውሳኔታት ጽቡቚ ከይዶም ኣብ ምቛም መሪሕነት ክፋላለዩስ Eቲ ሽግር Eንታይ ኰን ይኸውን” 
Eናበለ ብዙሕ ሰብ ይሓትት:: መብዛሕትU ሰብ ከም ዝብሎ ናይ ውልቃዊ ስልጣን ሕንፍሽ ፍሽ 
Iዩ ይብል:: ገሊU ድማ ኣይኰነን ናይ ውድበይ ውድብካ ኣሳሓሓብ Iዩ ይብል:: ገለ ድማ 
ኣይኰነን ናይ ስነሓሳቦም ፍልልያት ምንጽብራቕ Iዩ ይብል:: በዚ ኰይኑ በቲ ህዝቢ ኤርትራ 
ዋና ሲIኑ!!! 
 
ብርግጽ Eቲ ስግር ከመይ Iሉ ከም ዝተበገሰን Eቲ መፍትሒ ይኸውን Iሎም ዝተጠቐምሉ 
ኣገባብ ፍታሕ መሚና ምስ E ንትንትኖ፡ ኣነ ብወገነይ E ዛ ዳሕረወይቲ ( ናይ ስነሓሳቦም 
ፍልልያት)  ኣጽጋቢት ምኽንያት ኰይና ረኺበያ:: ካብ ዝEመኑ ምንጪታት ከም ዝረኸብኩዎ 
ኣብቲ ናይ መሪሕነት ምቛም ናይ ውልቀ ምምራሕ ሃንደፍደፍ ከም ዘይነበረን ከምU ድማ ካብ 
“ውድበይ ክምረጽ ኣለዎ” ዝብል ምፍሕፋሕ ከም ዘይተርኣየ Iዩ:: የግዳስ ሽሕ’ኳ ኣብቲ ቻርተር 
ሰፊረን ዝነበራ ዓናቕጽ ሰለስተን ኣርባEተን ብብዙሕ ክትዓት ንኽስረዛ ይሳማምU’ምበር  ብልቦም 
ከም ዘይተኣማመኑን ከምዘይተወሃሃዱን ኰይኑ ይስማዓኒ:: 
 
ብመሰረቱ “ነዚ ኪዳን ክመርሕ ዝኽEል ብቕዓት ዘለዎ ሃገራዊ መን ኣሎ?” ኣብ ክንዲ ዝኸውን 
“ምስ ስነ ሓሳበይ ዝሳማማE ምን ይመርሕ” ዝብል ዝዓብለለ ይመስል:: ንገዛE ርEሱ Eቲ ኣቋውማ 
ክልተ ጉጅለታት (blocs)  ኣብ ናይ ስነ ሓሳብ ፍልልያት ዝተመርኰሰ Iዩ ነይሩ:: 
 
ቀዳማይ ጉጅለ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ድሕነት ግንባርን፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶን፡ 
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ፓርቲን ኣብ ሓደ Eልባናዊ ስርዓት ምትካልን ናይ ቢሄራት ሓቶ ስጋብ 
ምግንጻል ዘይኰስ ማEርነት ጥራይ ዝኣምኑ Iዮም:: Eዚ ሓባራዊ ኣራኣEያ’ዚ ኣብ ሓደ ጉጅለ 
ከምጽOም ኪIሉ:: ይኹን’ምበር ናይ ኣገባብ ቃልስን ለውጥን ፍልልያት (ኣረኣEያ) የብሎምን 
ማለት ኣይኰነን:: 
 
ካልኣይ ጉጅለ፡  ኤርትራዊ  ዲሞክራሰያዊ ግንባር (ሳግም)ን፡ ዲሞክራሳያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት 
ኤርትራዊ ኩናማን፡ ንመሰል ቢሄራት ስጋብ ምግንጻል ዝቃለሱ ክዀኑ ከለው: 
ኤርትራዊ Eሰላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ምEባሌን፡ ኤርትራዊ Eሰላማዊ Iስላሕ ምንቅስቓስን ብሸሪዓ 
ህዝባዊ ምሕደራ ይኣመኑ:: ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ግን ሽሕ’ኳ ኣብዚ ስነሓሳብ’ዚ ዝተመርኰስ 
ፖለቲካዊ ፕሮገራም ተዘይብሉ ምሰ’ዚ ጉጅል’ዚ ተሰሪU ይርከብ:: 
 
ምንቅስቓስ ኣልናህዳ Eቲ ናይ ምሪሕነት ምምራጽ ሕንፍሽፍሽ ኣብ ዝጀመረሉ ግዜ ነቲ ብካልኣይ 
ጉጅለ ዝተውስደ ውሳኔ ብምቅዋም ናይ ኪዳን ኣባልነቱ ንግዜU ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ:: 
ከምU’ውን ሓረነታዊ ምንቅስቓስ ቀይሕባሕሪ ዓፋር ስጋብ ሕጂ ኣብዘን ክልተ ጉጅለታት  ከም  
ዘይኣተወ ይፍለጥ::   
 
Eዚ መልክE’ዚ ሒዞም ኣባላት ኪዳን ንኣቦ መምበርነት ክሓጽዩ ከለው Eቲ ሓደ ጉጅለ ዘቕረቦ 
Eቲ ካልE ብምንጻግ ኣብ ሓደ Eጽዊ መንገዲ በጺሖም ይርከቡ:: Eዚ ዘረድኣና ናይ ውልቀሰባት 
ናይ ምምራሕ ቅድድም ወይድማ ናይ ውድባዊ ፍልልያት ዘይኰነ ናይ ስነሓሳብ ምንጽጻግ Iዩ:: 
Eቲ ኣዝዩ ዘገርም ካብ ጉጅለ ክልተ ብጉጅለ ሓደ ዝቐረበ ሕጹይ ሓው ጃEፈር ኣሳድ ብጋዛE 
ውድቡ ይንጸግ:: 
 
Eሞ ሐጂ Eነታይ ይገበር? 
ህዝቢ ኤርትራ ሽግር ረኺቡ:: ኣይካብ መንግስቲ ኣይካብ ተቓወምቲ! Eዚኣ ጸገም Iያ:: “Eዞም 
ተቓወምቲ ውድባትን ሰልፍታትን ስለምንታይ ምስ ፍልልያቶም ተፈጢሮም” Iልና ከይነማርር፡ 
ታሪኻዊ ግድነት ኰይኑ Eድልናውን ኰይኑ ጠገለ ዘይብሉ ስረዓት ህግደፍ ምስ ዝምባሌIታቶምን 
ስነሓሳባቶምን ፍልልያት ሒዞም ከም ዝፍጠሩ ገበሮም:: Eቲ  ክኸውን ዝነበሮ ምስቲ ዘለዎም 
ፍልልያት  ሕድገት  ብምግባር ተኻኣIሎምን ተኸባቢሮምን ዝሓሽ “ክመርሓና ይኽEል I ዩ” 
ብዝበልዎ ተማሪሖም ንስርዓት ህግደፍ ኣውዲቖም ናብ ህዝቢ ክቐርቡ ነይርዎም:: Eቲ ሕቶ ሕቶ 
ናይ መድረኽ Iዩ ነይሩ:: 

PDF page 2

View this page in original PDF

 
ተዘይ ተጋጊየ፡ ብ2004 ዓ-ም. ኣብ ካስል ፕሮፈሶር ተስፋጽዮን ምደሃኔ “ ኣብ  ኤርትራ ናይ 
መሪሕነት ቅልውላው ነይሩን ኣሎን” ዝብል ዘቕረቦ መደረ ትዝ ይብለኒ:: ፈቲና ጸሊEና ሎሚ 
ኣጋጢሙና ዘሎ ሽግር ንሱ Iዩ:: ሓደ ብቕዓት ዘለዎ መራሒ ነዚ ኩሉ ፍልልያት ኣጣዓIሙ 
ኪዳን ብምምራሕ ነዛ Eትደለ መድረኽ ዝሓልፋ መራሒ ሲIና:: ዘሕዝን Iዩ:: 
 
 
ኣድሓኖም ፍትዊ 
 
E-mail: fitiwi@planet.nl