Extracted PDF page text

Microsoft Word - Ilal jumuat.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

 1
Eላል ጅምዓት 
ክሳE ናይ ሸፋቱ ህግደፍ ጥፍኣት 
 
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) 
ሚላኖ-Iጣልያ 
21/12/2012 
 
ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ 
ጸገሞም ሓደ፡ 
Eላል ናይ ሰንበት ከም Eትዝክርዎ Eቲ መታዓብይትና ወዲ የመን ሎሚ Eውን ብህይወቱ ኣብ 
ዝለዓለ ስልጣን የመን ሰራዊት ዘሎ Eዩ፡፡ Eሞ! ነቲ ኣነ ኣኪቡ ከምድሩዎም ምንባሩ፡ ከምU 
መግበሪU ኸኣ ብገርሁ ማለት Eቲ ዝደልዮ ዝነበርኩ ሓበሬታ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ 
ናይ በዓል መምህር Uስማን ሳልሕ ሳበ መሲሉዎ Eዩ Eሞ Eቲ ጌጋ ናተይ ኣቐዲመ 
ዘይምሕባረይ ምዃኑ Eሕብር፡፡ 
 
በዚ ዝተበገሰ 
Eቲ ኣብ ሕቖይ ማለት ብድሕረይ ዝዋፈር ዝነበረ ጸለመ መንቀሊUን ልኣኸUን ኣበይ ወይ መን 
ክርድኣኒ ዝኸኣለ፡ ምልኣኸይ ንEቲ መታዓብይትና ናይ ዓይኒ ምስክር ናይ ርኽክብ Iሳያስን- 
ሃብተስላሴ ምስ ልUል ኣስራተ ካሳ- ቀኘዝማች ፍሰሃ ( ቀንዲ ኣዋፋሪ ልUል ኣስራተ ካሳ) 
ተስፋሚካኤል ጆርጆን ሓደ ሓደ መኮንናት I ትዮጵያ ኣብ ክፍሊ ጸጥታ ዝነበሩ ምዃነይ 
ስለዝፈልጥ፡ Eታ Eንኮ Iሳያስ ክገብራ ዝኽEል ከጸልመኒ ካብ ህዝቢ ከነጽለኒ ከም ዝኾነት ምስ 
ግዜ ኣዋህሊለ ተረዲኤያ፡፡ 
 
ኮይኑ ግን!!! 
Eቲ ኣወፋፍራ ጸለመይ ብበዓል Iሳያስ ከም ዝዋፈር ዝነበረ ርጡብ ጭቡጥ ነገር ስለዘይብለይ፡ 
ከምU Eውን ኣብቲ Eዋን  Eቲ ሁቡብነት Iሳያስ ከም ምሁር ኣብ ቻይናን ተገዲዱ ካብ ውድብ 
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምንጻሉ ኣብ በዓል ሰውE ሰለሙን ወልደማርያም ነፍስሄር መሓሪ 
ደበሳይ ግምት ስለ ዘየEተኹ፡ ነቲ ዝተዋህበኒ ተልEኾ ምEናው ስርርE ተመሃሮ ኤርትራውያን 
ወገን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ቀዳምነት ሂበዮ ስለ ዝነበርኩ ናብU ብምትኳረይ ተልEኾይ ኣብ 
ምትግባር ጻEረይ ኣየቋረጽኩን፡፡ 
 
መንቀሊ ወፍረይ!! 
ኣብቲ Eዋን Eቲ ከተማ ሮማ ስለዝነበረ ኣብU ኾይነ ምስ ናይ Iጣልያ ፖለቲካ ሰልፍታት 
ምርኻብ፡ ብሃገር ዝመጽE ወይ ዝሓልፍ ኤርትራዊ ምርካብ ምልዛብ ምስ ስሩዓት ተጋድሎ 
ሓርነት ኤርትራ ንኸይራኸቡ ምግዳብ ይጥቀመሉ ስለዝነበርኩ፡ ኣብ ካልኣይ ሳልሳይ ወርሒ 
1974 ካብ ኣሜሪካ ንበይሩት ብUU ኣቢሎም ንዓደን ካብU ንሜዳ ክሓልፍ ሃይለ መንቁርዮስን 
ሓድሽ (ጥላሁን) ተስፋሚካኤልን ረኸብኩዎም፡፡ 
 
ኣረኻኽባና!! 
ኣነ ኣብቲ Eዋን Eቲ ብዙሕ ግዜ ዝርከበሉ ዝነበርኩ ኣብታ ጥቓ መደበር ባቡር ምድሪ ስታሊዮነ 
ተርሚነ STAZIONE TERMINI ከባቢ Eዩ ነይሩ፡፡ Eዚ ኸኣ ብዙሕ ሰብ ዝፈልጦ Eዩ ነይሩ፡፡ 
ስለዚ ሃይለ መንቀርዮስ ብUU ዘወር ክብል ተራኺብና ድሕሪ ሰላምታ ምልውዋጥና መማጽEቲ 
ከምዘለዎ ሓቢሩኒ ናብቲ Eቲ መማጽEቱ ዘለዎ ሆቴል ጥቓ ቫቲካን ብሓደ Eናኸድና፡ ኣለም 
ወልደጊዮርጊስ ዝበሃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ተመሃሮ I ትዮጵያውያን ዝነበረ ሕጂ 
ብህይወቱ ኣብ ሬጆ ኤሚልያ REGGIO EMILIA ዝበሃል ዝቕመጥ ዘሎ ኣድልዩዎ ከም ዘሎ 
Eሞ ከረኽቦ ሓቲቱኒ ንጽባሒቱ ኸኣ ኣራኺበዮም፡፡ 

PDF page 2

View this page in original PDF

 2
 
ኣብቲ ርክብ 
ካበይን ካብ መማጽቱ ሃይለ መንቀርዮስ Iንጀነር ሓድሽ ተስፋሚካኤል (ጥላሁን) ፍልይ Iሎም 
ንዳርጋ ሰለስተ ሰዓት ኣሕሸኸሺኾም ተፈላልዮም ንበይንና ኣነ ሃይለ- ሓድሽ ተሪፍና ናብ 
ሆቴሎም ኣብ ክንዲ ንምለስ ጋሻ ዝመጸና ኣሎ Eሞ ኣብቲ ከባቢ መዛወሪኻ ንጸበዮ Iሎሙኒ 
ናብ መደበር ባቡር ከባቢ ተመለስና፡፡ 
 
ከም ዝበልዎ 
Eቲ ጋሻ ካብ ኣስመራ መጺU ኣብቲ ከባቢ ሃሰው ክብለና ብማEዶ ሪAሙዎ ጸዊOሙዎ መጹ፡ 
Eንተረኣኹ ኣብ ኣስመራ ዓርከይ ካብ ብሕጻነይ መማህርተይን መታዓብይተይን ተኽሊት ልጃም 
Iሳቕ ወዲ ጓሎም ንብላታ ደመኒኮ ባህልቢ ምዃኑ Eቲ ተሃንጢዎም ዝጽበዩዎ ዝነበሩ ፈሊጠ 
ብውሻጠይ ብዙሕ ተገሪመ፡፡ 
 
ዘገረመኒ 
Eቲ ሃይለ መንቀርዮስ ንከራኽቦ ዝተሃንጠየ ኣለም ወልደጊዮርጊስ መንን Eንታይ ኣተሓሳስባUን 
ተኽሊት ልጃም Eሞ ኸኣ ክሳE Eቲ Eዋን Eቲ ኣጸቢቐ ዝፈልጠሉ ብዛEባ ዝኾነ ይኹን ቃልሲ 
Eጅብ ዘይብሎ ምዃኑ ሕርኽርኽ Eናበለኒ ትም Iለ Eናተዓዘብኩ ከምታ ምስ ኣለም ዝተፈልዩና 
ሃይለን ተኽሊትን ፍልይ Iሎም፡ ተኽሊት ካብ ኣስመራ ዝተማለO መልEኽቲ ሓንቲ ቡስጣ 
ክሕውሎ (ሓቢU ክህቦ) ተዓዚበ፡ 
 
"Eቲ ትEዝብተይ ቀልጢፉ ኣብ ኣEምሮይ ዝመጸኒ ተኽሊት ብጉዳይ ቃልሲ? ኣይ Eንታይ ድኣ? 
ምስ Eቲ ዘዋህልሎ ዝነበርኩ ስክፍታታት ኣብ ኣስመራ ዝረኣኽዎ ናይ የሰሜን ሃይል ብዓል 
ራስ ኣስራተ ካሳ ርክባት ተራEዩኒ" 
 
Eዚ ክረኣየኒ ዝኸኣለ 
ኣቦU ንተኽሊት ኣብ ቤት ጽሕፈት Eንደራሴ ራስ ኣስራተ ካሳ- ብዓል ስልጣን ስለዝነበሩ 
ስርሖም ኣብቲ ናይ ፕሮቶኮል ሓላፍነት ስለዝነበሮም ምስ Eቲ ዝነፍስ ዝነበረ ወረታት ኣወሃሂደ 
ብዙሕ ጥርጠራታት ክEቅብ ተገዲደ፡፡ 
 
ድሕሪ ምስ ተኽሊት ምርኻብና ሃይለን ሓድሽን ከም መደቦም ንበይሩት ብUU ንዓደን ካብU 
ንሜዳ ኤርትራ ኸይዶም፡፡ 
 
ኣለም ወልደጊዮርጊስ!! 
ቅድሚ ምስ ሃይለ መንቀርዮስ ምርኻቡ ምሳይ ዝነበሮ ርክብ ብዙሕ ተኸባባሪ ርክብ Eዩ ነይሩ፡፡ 
ድሓር ግን ገለ መምርሒ ተዋሂቡዎ ግዲ ኾይኑ ኣብ Eተፈላለየ ቦታን ምስ Eተፈላለዩ ሰባትን 
ብሕሹኽሹኽ ብዙሕ ጸለመታት ኣብ ልEለይ ይዘርው ምንባሩ ፈሊጠ፡፡ 
 
Eቲ ጸለመታት ከኣ፡ Eዚ ኣውራጃዊ Eዩ፡ Eዚ ልUኽ I ትዮጵያ Eዩ ተጠንቀቑሉ ዝበለ 
Eንተበለኩም ኣይትስምEዎ ወዘተ... 
 
ብድሕሪ Eዚ 
ከም ልማደይ ኣብ Uደተይ ሚላኖ መጺኤ ኣጋጣሚ ኣኼባ ተጸዊU ስለ ዝነበረ Eቲ ኣኼባ ከኣ 
ካብ ሃገር ኣመሪካ ንሜዳ ክስለፉ ዝሓልፉ የማነ ኪዳነ ዝበሃል ክሰናበተኩም ስለ ዝደለየ ተባሂሉ 
ኣነ Eውን ኽካፈል ናብU Eናኸድኩ ወዮ የማነ ኪዳነ ዝበልዎ ብኣጋጣሚ ካሳሁን ኪዳነ መሰለ 
ምዃኑ ፈሊጠ (Eዚ ሰብ Eዚ ብህይወቱ ዘሎ Iትዮጵያዊ ብየማነ ጃማይካ ዝፍለጥ Eዩ፡፡ 
 
 

PDF page 3

View this page in original PDF

 3
ኣብ ኣስመራ ስለ ንፋለጥ!! 
ካሳሁን Eንታይ ድኣ ስም ለዊጥካ ምስ በልክዎ ጥላሁን ሲ ሓድሽ ተባሂሉ Eንድዩ ስም ቀይሩ 
ምስ በለኒ፡ Eቲ ኣካያይዳOም ዝተጠማመረ ምዃኑ ቆብ! ኣቢለዮ፡፡ ከመይሲ! ትኽ Iሉ ናይ 
ጥላሁን ምሕባሩ ረኺበዮም ከም ዝነበርኩ ፈሊጡን ተነጊሩን ማለት Eዩ ዝብል ገምጋም ወሲደ፡፡ 
 
ብድሕሪዚ 
ክቡራንን ክቡራትን፡ 
ኣዋህልሉ ጥራሕ Eላልና ክቕጽል Eዩ ንሎሚ ኣብዚ ደው ክብል ሰንበት የራኽበና፡፡ 
 
ሰናይ ቅነ