Extracted PDF page text
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
اﻹرﻳﺘﺮﻳﺔ اﻟﻮﻃﻨﻲ اﻹﻧﻘﺎذ ﺟﺒﻬﺔ
Eritrean National Salvation Front
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈን ከባብኣን ሰፊሕ ግፋታት ማEሰርቲ፦
ናብ 15 ጥሪ 2010 ዘውግሕ ቅድሚ ሰላት ኣልፈጅር ኣብ ሰንዓፈን ከባብኣን ሓይልታት
ጸጥታ ሰፊሕ ናይ ማEሰርቲ ግፋታት ከም ዘካየዱን ካብ መደቀሲOም ኣተንሲOም ብዙሓት
ንጹሃት ዜጋታት ከም ዝኣሰሩን ካብቲ ከባቢ ምንጪ ግሃድኤ ዝለኣኾ ሓበሬታ ገልጹ።
ምንጪና ከም ተኸታተሎ ነቲ ግፋታት ዝመረሐ ዓሊ Eብራሂም ዓሊ ይባሃል። ወዲ
ማርባር’ዩ። ካብቶም ዚተኣሰሩ ዜጋታት ምንጪና ኣስማቶም ክረኽቦም ዝኸኣለ ናይ
Eምባሶይራ ዝስEቡ’ዮም፦
1. ሱለይማን Eብራሂም ወዲ ሓምሳ ዓመት። ኣቦ ትሽዓተ ቆልU።
2. ማሕሙድ ሱለይማን Uመር ኣቦ ሓሙሽተ ቆልU።
3. መሓመድ Eብራሂም EማIል ባህሪያዊ ስንክልና ዘሎዎ።
4. መሓመድ ሰIድ ኣሕመድ ማሕሙድ ኣቡU ኣብ 2000 ብሓይልታት ጸጥታ ተጨዊዩ
ዛጊት ደሃዩ ዘይፍለጥ።
Eቶም Eሱራት ኣብ ቤት ማEሰርቲ ማይሰራው ኣብ ጉልበታዊ ከቢድ Eዮ የሳቕይዎምን
ንመዓልቲ(ቁርሲ፣ ምሳሕ፣ ድራር) ሰለስተ ባኒ ጥራይ ይEድልዎምን ምህላዎም ምንጪና
ወሲኹ ሓብሩ።
ብኻልE ዜና ድማ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2010 ኣብ ሱዳን መዓስከር ሽገራብ ዚተመዝገቡ ሓደስቲ
ስደተኛታት 2106 ከም ዝበጸሐ ምንጪ ግሃድኤ ካብቲ ከባቢ ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣራጋግጹ።
ካብ’ኣቶም 47 ህጻናትን 15 ስድራቤታትን ነፍስ ወከፍ ስድራቤት ካብ 5 ክሳብ 6 ኣባላት
ትሓቝፍ።
ከምU’ውን ኣብ Iቶጵያ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2009 ዝርከቡ ስደተኛታት ዝስEብ’ዩ፦
ኣብ ትግራይ፦ ሽመልባ 9738። ማይዓይኒ 15482። ድምሩ፦25220።
ኣብ ዓፋር፦ ባራሕለ 10699። ኣሳዓይታ 9290። ድምሩ፦19989።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 230። ካብ 2006 ክሳብ 2009 ካብ Iትዮጵያ ናብ ሳልሳይ ሃገር ዚሰገሩ
5822። ኣብ 2010 ድማ 3100 ኪሰግሩ’ዮም።
ኣብ Iትዮጵያ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2009 ዝነበሩ ጠቕላላ ቁጽሪ ስደተኛታት ኤርትራውያን
45439’ዩ። Eዚ ነቲ ኣብ ካብ መጀመርታ ጥሪ ክሳብ ሕጂ ዝኣተዉ ሓደስቲ ስደተኛታት
ኣየጠቓልልን’ዩ።
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግሃድኤ
6 ለካቲት 2010
1