Extracted PDF page text
Microsoft Word - Top Info Gneral Eqube Abriha 31.08.06 a1.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ዘሕዝን ክድዓት ኣብ ልEሊ ንጹሃት ሓርበኛታትና ዝወረደን ገና ዝወርድ ዘሎን ምክንያት
ብምግባር: ንዝክሪ ኩሎም ናይ ፖሎቲካ Eሱራትና ከም ኣብነት Eንተወሲድና ናይ ጀነራል
Uቕበ ኣብርሃ ጽንዓትን ቅንEናን ምስክርነት’ዩ Eንሆ ደጋጊምኩም ኣንብብዎ !
ምስ ጀነራል Uቕበ Aብርሃ ዝተገበረ ቃለ-ምልልስ !
ሕቶ: ቀስተደበና፡- ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝገበርካዮ ቃለ-ምልልስ Eቶም ናብ ፕሬዚደንት Iሰያስ ኣፈወርቂ
ዝጻሓፍካዮም ደብዳቤታትን ዝተዋሀበካ መልስን ኣብ ካልE ኣጋጣሚ ክተቕርቦም ምዃንካ ገሊጽካ ኔርካ
ሎሚ ክተቕርቦም ፍቓደኛ ዲኻ ?
መልሲ: ጀነራል Uቕበ፡- Eወ ኣብ ክንዲ ሰብ Eንታይ ኮን ነይሩ ? Eናበለ ዝጭነቕ Eቲ ሓቂ ኪፈልጦ
ጽቡቕ ስለዝኾነ ብወገነይ ከቕርቦ ጸገም የብለይን፡፡ ቅድሚ ናብቲ ዝጽሓፍኩዎ ደብዳቤታትን መልስታቲን
ምEታወይ ንኽፅሕፍ ዘበገሰኒ ኩነታት ክጠቅስ፡፡ ሃገርና ኤርትራ ድሕሪ’ቲ መሪርን ዝተናወሐ ቃልሲ ኣንፃር
ዝተፈላለዩ ወራራትን መግዛEትን ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሓፈሻ ድሕሪ’ቲ ግፍዓዊ መግዛEቲ ስርዓታት
Iትዮጵያ ከኣ ብፍላይ ብዓሰርተታት ኣሸሓት መስዋEቲ፣ ስንክልና፣ በኣማIት ኣሸሓት ስደትን
ምብትታንን ምብራስ ዓድታትን ዝረኸበቶ ልUላውነት ዓቂብና ብሰላም ናይ ናፅነት መቐረትን ንፋስን
ከይዓገብናሉ ከለና ኣደራE ወራራትን ፅልI ብከባቢታትናን ዝተፈላለየ ሃገራትን መፂUና፡፡ Eዚ ካብ
ምንታይ ኮን ይኸውን ? ካብ ናትና ናይ ኣገባብ ኣሰራርሓ ጉድለት ድዩ ? ኣብ ዘይናትና ጉዳያት ኣቲና
ኣንፃር ናይ ካልOት ሃገራት ጠቕሚ ስለዝኸድና ድዩ ? ኣህጉራዊን ኣከባቢያውን ውሽጣዊን ኩነታት
ዝገልፁን ዘተኣሰስሩን መጽናEትታት ብዘይምግባርና በቲ ዓለም ዝርድO ቅጥI ስለዘይከድና ድዩ ? ዋላስ
ኮኾብና ስለዘይተበርሀንን ፅቡቕ ናትናን ስለዘይደልያን ? ክፅንUን ንቐፃሊ ተሞኩሮ ክንጥቀመሎምን
ዘለዎም Eኳ Eንተኾኑ ሰብ ነሰራርሓና ኣብ ግምት የEትዩ’ውን በብመገዱን መምስ ዘቕርቦን ንገለ ገለ
ዓበይቲ ጉዳያት ኣልIሉ / ስለዘገድሶ/ ዝዛረበሉ ዝነበረ Eዋናት’ዩ ነይሩ፡፡ ኣኼባታት ፈፀምትን ሓገግትን
ኣካላት ኣብ ጊዝየOም ኣይካየዱን፣ ኩነታት ገምጊሞም ኪውስኑ ዝግብOም ሓገግትን ፈፀምትን Aካላት ዝኾነ
ሃገራዊ ፍፃመ ከምዝኾነ ተራን ወፃEተኛን ኣብ ማEከናት ዜና ወይ ኣብ ጎደናታት ንሰምOም፣ ስልጣን
ሓገግትን ፈፀምትን ኣካላት ብፕረዚደንት ተባሒቱ፣ ኣብቲ ዝርካቡ ዝግበር ኣኼባ ካቢነ ሚኒስትራት
Eንተኾነ’ውን ሓብሬታ ንምስማE Eምበር ከምቲ ካቢነ / ፈፃሚ A ካል መንግስቲ/ ኪኾኖ ዝግብO ኮይኑ
Aይሰርሐን፣ ኣሳታፊ ኣሰራርሓ የለን ተባሂሉ ኣብ ዝሕመየሉ ዝነበረ ከም ትካላት ቆይመን ኪሰርሓ
ዝተመዘዛ ኣካላት መንግስቲ /ሚኒስትሪታትን ካልOትን/ ኣብ ክንዲ ነቲ ዝተዋህበን መምርሒ ንኸማልኣ
ሰባዊ ዓቕምና ብግቡE ወዲብና ምድልዳል ዓቕሚና ብግቡE ወዲብና ምድልዳል ዓቕሚ ሰብን ወፃIታትን
ተገይሩለን ትካላተን ኣደልዲለን ኪሰርሓ ዝተባብዓ፣ ስርሐን ብፕረዚደንት ብዝቖማ ኮሚቴታትን ውልቀ
ሰባትን ተመንዚU፡፡ ናይቶም ሓለፍተንን ኣብተን ትካላት ዝርከቡ ኣባላተንን ምድራትን ምጉዳል
ተሓታትነትን ተገዳስነትን ኣጋዲዱ፣ ትካላዊ ኣሰራርሓ የለን ተባሉ ብዝተፈላለና ላEለዎት ሓለፍቲ ኣብ
ንዛረበሉ ዝነበርና Eዋን ዘይንፁርነት ፖሊሲ ኣሎ ፖሊሲታትናን ኣተገባብራUን ትካላዊ ኣሰራርሕUን
ንዝተፈላለዩ መሓዙት ኤርትራ ዝስሕብ ኣይኮነን፡፡ ብAንፃሩ ዘባርር Eዩ፡፡ ቀዳምንታት ዘይተገብረሉን ብሕጊ
ባጀት ዘይተመልከተን ምኻኑ ኸኣ ምድርራብን ናይ ስራሕ ዝምድናታት ዘይንፁርነትን የኽትል፣… ወዘተ
ደብ ንብለሉ ዝነበርና ጊዜሃገራዊ ድሕነትን ሰባዊ ክብሪን ብሓዊን ቅዋማዊን መገዲ ኣይከይድን ኣሎ፡፡ ስሩE
ሕጊ ዝገዝO ኣሰራርሓ የልቦን፡፡ ቅዋማዊ ኣሰራርሓ የልቦን፣ ስለዚ ከኣ ቅዋማዊ ኣሰራርሓ ኪተኣታቶ Eዩ
ዝሓይሽ ተባሂሉ ሰብ ኣብ ዝዛረበሉ ዝነበረ Eዋን Eየ ብቕንEና ኣብ ኣገባብ ኣሰራርሓና ጉድለታት ኣሎ
Iለ ስለዝኣመንኩ ጉድለታትና ኣሪምና ናብ ዝሓሸ ኣገባብ ኣሰራርሓ ንኽንጓዓዝ Eዚ ስIቡ ዝግለፅ ደብዳበ
ንብረዚደንት ዝፃሓፍኩ፡፡ Aቲ ብድሕሪU ብደብዳበ ዝተመላለስናዮ Eውን ምስU ተኸታቲሉ ቀሪቡ’ሎ፡፡
ሕቶ: ቀስተደበና፡- ስለምንታይ ብጽሑፍ ክትህቦ መሪጽካ ? ጀነራል ስለ ዝኾንካ Eዚ ዓይነት ዘረባ
ንፕረዚደንት ከተቕርብ ግቡE’ዩ’ዶ ትብል ?
መልሲ: ጀነራል Uቕበ፡- ኣነ ኣገዳሲ ርEይቶ ንዝብሎ ናብ ፕረዚዳንት ከቕርብ ናይ ሎሚ ሓድሽ ጸሓፋይ
Aይኮንኩን፡፡ Eቲ ጉዳይ ስለዘሰከፈንን ቀድሚ ናብ ሕማቕ ምኻዱ ኪEለ ኣለዎ ዝብል Eምነት ስለዝነበረንን
ብEትበት ኪርEዮ ምEንቲ Eየ ፅሒፈሉ፡፡ ኣብቲ Eዋንቲ ከኣ ዝሓሚን ዝዛረብን ዝነበረ ሰብ ብዙሕ Iዩ፡፡ PDF page 2
View this page in original PDF
ዋላኳ ሕጂ Eንተስ ካብ ፍርሒ Eንተስ ካብ ካሊE ምኽንያት ርEይቶU ክህብ Eንተዘይከኣለ፡፡ /በOም ድሕሪ
ኣኼባ ኪግበርን ጉዳያትና ኪዝተየሉን ሓቲትና ዝተነፀግና’ሞ ናብ ኣባላት ህግደፍ ቅሉE መልEኽቲ
ኪዝርግሓልና ዝሓተትና ዝሕፀር ኣይነበረን/፡፡ ጀነራል ስለዝኾንኩ ከኣ ንፕረዚደንት ከማኽርን ስኽፍታይ
ኪገልፅን ነይሩኒ Eየ ዝብል፡፡ በውሽጠይ Eናተሓመስኩ ናብ ዝኸፍA ከይከይድ Eናተሸቑረርኩ ብድሕሪት
ሰብ Eናመንጨትኩ ዝኣምነሉ ኣገባብ ኣካያይዳ ከይዘተኹሉ ክሰርሕን ፅEነተይ ከየራገፍኩ ክስዋEን ሓላፍነት
ዘጉደልኩ ኮይኑ ስለ ዝተሰማዓኒ Eየ፡፡ ኣብ መንጎ ክልተ ዝተፈላለየ ውድባት ኣትየ ኸኣ ኣይኮንኩን መርገፂ
ወስደ፡፡ ኣብ ምክልኻል ይኹን ካልE ጥUይ ኣሰራርሓ ንኽህልወናን ክንተኣራረምን Eዩ ነይሩ መፅሓፊየይ፡፡
ፍርቂ Eድመይ ዝተቓለስኩሉ ገድሉ ብነፃ ርEይቶይ ከቕርብ ዘይክEለሉ ስርዓት ንምትካል ኣይነበረን Iለ
ስለዝኣምን Iየ፡፡
ሕቶ: ቀስተደበና፡-Eሞ ገለ ገለ ሰባት ምስተተንከፈ I ዩ ብውልቃዊ ጉዳያቱ ተዛሪቡ ንዝብሉ Eንታይ
ትብሎም?
መልሲ: ጀነራል Uቕበ፡- Eቲ ሓደ ህያብ ናይ’ዚ Eዋን ሰባት ኣብ ጋዜጣታት፣ ብፍላይ ኣብ ናይ ብሕቲ ብነፃ
ርEይቶታቶም ምሃቦምን፣ ህዝቢ ሓበሬታ ረኺቡ ክመዝን ንኽኽEል ምEዳሙን Iዩ፡፡ ዋላ’ኳ ሰባት ኣብ
ንፁር ሓበሬታ ተሞርኪሶም ክፅሕፉ ግቡE Eንተኾነ ሓደ ሓደ ብጌጋ Eንተተጻሕፈ Eውን ካብ ዝወሃብ
መልስታት ክበርህ ስለዝኽEል ከጓናድብ የብሉን Eየ ዝብል፡፡ Eዚ ኣነ ዘቕረብኩዎ ፅሑፍ ንናይ ውልቀይ
ረብሓ ዝትንክፍ Eንተልዩዎ ወዲሰብ መመዛዘኒ ሓንጎል ስለ ዝተዋህቦ ክፈርዶ ይኽEል I ዩ፡፡ ዋላ’ኳ
ንሓላትነትን መዓርግን I ለ ከምዘይሰርሕ ኩሎም መሳርሕተይ ዝፈልጡ Eንተኾኑ፣ Eቲ ዝተዋህበኒ
መዓርግን ዝነበረኒ ሓላፍነትን /ብዓል ምሉE ጀነራል መዓርግን ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል
ኤርትራን ምዃን/ ኣነ ይኹን ዝኾነ ሰብ ንኸነኣEሶ ዘመኽንየሉ ቦታ ኣይነበረን፡፡ Aቲ ኣነ ካብ መዓርግን
ሓላፍነትን ዝተላቐቕኩሉ ከኣ ድሕሪ Aቲ ሃገራዊ ግቡAይ ኮይኑ ተሰሚUኒ ዘቕረብኩዎ ርEይቶን፣ ኣብ 8ይ
ኣኼባ ማEከላይ ባይቶ ( ብEለት 29/01/2000 ዝተኻየደ) ከEረም ኣለዎ ንዝብሎ ብምዝራበይን Eዩ፡፡
ርEይቶይ ከኣ ከምቲ ዝተገልፀ ካብ ዘይቅኑE ኣተሓሕዛ Eዚ ሕጂ ዝርA ዘሎ ሳEቤን ንኸይመፅE መገዲ
ንኽግበረሉ Eዩ ነይሩ፡፡ ብውልቃዊ ጉዳይካ ተሓቲትካ ብዛEባ መሰላትካ ምዝራብ’ሲ ይትረፍ ብዛEባ ቤት
ፅሕፈትካ ከመይ ክኸውን ከምEትደልዮ ተሓቲትካ’ውን ይምለስ’ዩ’ኮ፡፡
ሕቶ: ቀስተደበና፡- ኣብቲ 8 ይ ኣኼባ ማEከላይ ባይቶ Eንታይ ስለዝበልካ I ዩ ከምተወሳኺ ምኽንያት
ተወሲዱ ካብ ሓላፍነት ወሪደ ትብል ዘለኻ ?
መልሲ: ጀነራል Uቕበ፡- ሓደ ኣብቲ ኣኼባቲ ማEከላይ ባይቶ ስለምንታይ ኣብ ጊዜU ዘይተኣከበ ? Eዚ
ኩሉ ኩነታት ናይ ሃገር ብወረ ንሰምO ንምንታይ ? ዝብል ብገለ ኣባላት Eቲ ባይቶ ምስተላEለ ኣብቲ
በቦመንበር ዝውሃብ ዝነበረ መልሲ ስለ ዘይዓገብኩ ብወገነይ ዝሓለፈ ሓሊፉ Iዩ ምኽኒያት ምሃብ ከኣ
ዘድልዮ ኣይኮነን ኩሉ ሰብ ዝዛረበሉ ሕቶ I ዩ፡፡ ንብድሕሪ ሕጂ ብኸመይ ኣብ ጊዚU ከምዝግበር
Eንተተዛረብና ይሓይሽ Iለ፡፡ ብድሕረይ Eውን ኣኼባ ኣብ ጊዚU ኪግበር ኣለዎ ንዝብል ዝደገፉ Eዮም
ነይሮም፡፡ ብድሕሪ Eዚ ዝሰዓበ መልሲ ኣቦ መንበር መኣEን ስለ ዝቐየረ ማት ጉባኤ ሕጂ ክግበር ኣለዎ
ብታሕቲ ታሕቲ ዝግበር ጎስጋስ Eፈልጦ Iየ ዝብሉ ኣዘራርባታት ስለዝመፁን ብወገነይ ጉባኤ ሕጂ ወያነ
ሎሚ ፅባሕ ውግE ክትጅምር መደብ ኣለዋ Eናተባህለ ቅድሚ ሳልሳይ ወራር Iዩ ነይሩ ክግበር ኣይከኣልን
Iዩ Eየ ዝብል ፀገም የብልናን ዝበሃል Eንተኾይኑ ኸኣ ፅቡቕ፡፡ ብዘEባ ብታሕቲ ታሕቲ ዝግበር ጎስጓስ
ትብሎ ግን ኣነ ከምU ዓይነት ጠባይ የብለይን ኣብ መንጎና Eንታይ ተፀሓሒፍና ሕጂ ክገልፆ ኣይደልንየ
ዝተራEየኒ Eዛረብ Eምበር ኣየጎሳጉስንየ ስለዝበልኩ፡፡ ካልኣይ ድማ ኣባላት ማEከላይ ቤት ፅሕፈት ህግደፍ
ንጥፈታቶም ኪገልፁ መድረኽ ምስተኸፍተ ካብ ፀሓፊ ናይቲ ቤት ጽሕፈት ጀሚርካ ዝተዋህበ መግለጺ
ብዘይካ ኣወንታዊ ንጉድለታት ናይቲ Eማማት ዝጠቅስ ኣይነበረን፡፡ ህግደፍና ብዝሓሸ ክትነጥፍን AድማI
ስራሕ ክትሰርሕን ጉድለታታ ክትፈልጥ ኣለዋ ካብ ዝብል መበገሲ ርEይቶይ ሂበ፡፡ ንሱ ኸኣ ብመጀመርያ
ህግደፍ ንሓደ Aይርሕቆ ንሓደ ኣይቀርቦ ንኹላትና ሓደዩ ዝብፃሓና፡፡ ህግደፍ ኪሕይል ወይ ክደክም ግን
ናብቲ ቤት ፅሕፈት ዝምለስ ሕቶ Iዩ፡፡ ብወገነይ Eዚ ቀሪቡ ዘሎ ገምጋም በዘይካ ጽቡቕ Eቲ ኣሉታዊ
ሸነኻቱ ስለዘየርI ኣነ ኣይቅበሎንየ፡፡ Eዚ ኣብቲ ገምጋም ብዘይካ ፅቡቕ Eቲ ኣሉታዊ ሸነኻቱ ስለ ዘየርI
ኣነ ኣይቅበሎየ፡፡ Eዚ ኣብቲ ገምጋም ቀሪቡ ዘሎ ንምኽታትን ሓገዝን ናይ ህዝቢ ዝምልከት ሃገራዊ ስሚIት
ዝደረኾ ህዝቢ ባEሉ ዘበገሶም ደድሕሪU ዝሰዓብና Eምበር ቀቅድሚ ህዝቢ ከድና ኣጎሳጊስና ዘፍረናዮ Eዩ PDF page 3
View this page in original PDF
ክንብል ንኽEል ስለዘይመስለኒ፡፡ ቁጠባ ህግደፍ Eንተሰርሐ Eውን ሃገር Eናተወረት ደቂስካ ስለዘይሕደር
Iዩ፡፡ ንምውዳብን ፖለቲካዊ ጎስጋስን ዝምልከት ከኣ ኣEጋቢ ስራሕ ተሰሪሑ ክብል ኣይክEልንየ፡፡ ኣብ
ሰራዊት ዝተኻየደ ንጥፈታት የለን፡፡ ኣብ ማEከሎት ካድረታት Eውን ዝሓትዎ ሕቶን ዘድልዮም ሓበሬታን
ስለዘይምለሽን ዘይወሃብን ተቐባልነት ህግደፍ Eናጎደለ መፂU ኣሎ፡፡ ብመንፅር ንጥፈታትና ክረA ከሎ
ማለሊት ንፃና ንምጥፋE ለይትን መዓልትን ብዘይEረፍቲ Eያ ትሰርሕ ዘላ፡፡ ስለዚ ብወገነይ ንቐፃሊ
ጉድለታትና ኣሪምና ኣገባብ ኣሰራርሓና ከነመሓይሾ ኣና Eየ ዝብል፡፡ ምስ በጀልኩ ገለ ነቲ ናተይ ደጊፉ
ክስፍሖ Eንከሎ ገለ ኸኣ ዝቃወም ነይሩ፡፡ ብዙሕ ክትE ከይተገብረሉ ግን ኣቦ መንበር Eዚ ናይ ኣስመራ
ውግE Eዩ ብዝብል መልEኽቱ ዘይተረዳኣኒ ኣዘራርባ ዓጽዩዎ፡፡ ድሕሪ’ዚ ኣኼባ’ዚ ነዊሕ ከይፀንሐ ብEለት
07/02/2000 ፕረዚደንት /ካብ ኩሉ ሓላፍነትን መዓርግን ተላቒቐ ከምዘለኹ ዝሕብር/ Eዚ ዝስEብ ደብዳበ
ይሰደለይ፡፡ ብድሕሪዚ ኣብ 9ይ ኣኼባ ማEከላይ ባይቶ (02-04/09/2000)፣ ካልE ዓበይቲ ጉዳያት ሃገር
ምስወዳEና ኣብቲ ካልE ኣርEስቲ ዘብል ኣጀንዳ ንጉዳየይ ኣመልኪቶ ኣ ዝስEብ መግለፂ ሂበ፡፡
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት ባይቶ Eዚ ኣኼባ’ዚ ጉዳየይን መሰለይን ዘቕርበሉን ዝሓተሉን ባይታ
(Forum) ብምዃኑ ጉዳየይ ከስመዓኩምን ተጋሂሱ ዝብሎ መሰላተይ ከቕርብን Iየ፡፡ Eንተ በዚ Eንተ በቲ
ኩላትኩም ሰሚEኩም ከምዘለኹም ካብ ጽባሕ ሻሙናይ ኣኼባና ማለት ካብ Eለት 07-02-2000 ጀሚረ
ነስታት ሽውዓተ ኣዋርሕ ካብ ኩሉ ሓላፍነትን መዓረግን ተላቒቐ ወይ ደስኪለ ኣለኹ፡፡ Eቲ ንምድስካለይ
ጠንቂ ዝኾነ ዝተገለጸለይ ናይ ብጻይ I ሳያስ ደብዳበ ከምዚ ዝስEብ I የ፡- Eጠቅስ “ደብደባ ቁ.5”
ተመልከት፡፡ Eዚ ደብዳበ Eዚ ምስ በፅሓኒ ናይ በሓቂ ገሪሙኒ፡፡ ምኽንያቱ፡- ኣብ ቀረባ ግዜ ዝበደልኩዎ
ወይ ናይ መንግስቲ ስራሕ ዝሃሰኹዎ ክዝክር ኣይከኣልኩን፡፡ ሓደ ዝዝክሮ ኣራሚ ኮይኑ ዝተሰመዓኒ ግዜ
Eንተወሲዱ ናብ ሕማቕ ዝደፍEን ኮፍ I ልና ክንዛረበሉ ግዚU ኮይኑ ዝተራኣየንን፡-ኣሳታፊ ኣገባብ
ኣሰራርሓ ዘይምህላው ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይምምEባልና ፖሊስታትና ንፁርነት ዝጎደሎም ምዃኖም
ቅዋማዊ ኣሰራርሓ ዘይምትEትታውና ዝብል ደብዳቤ ምፅሓፈይን ኣብቲ ዝሓለፈ ኣኼባና ኩላትኩም
ዝሰማEኩሞ ዘረባ ምዝራበይን Iዩ፡፡ Eዚ Eንተኾይኑ ድኣ ርEይቶ ናይ ምቕራብን መሰል የብለይን ማለት
ዲዩ I ለ ሓሰብኩ፡፡ ከምቲ ተባሂሉ ዘሎ ንነዊሕ Eዋን ከይቀንሰንኩ ምጽንሐይ ዝፍለጥ Eንተኾይኑ
ንምንታይ ካብ ሚኒስተር ናብ ሚኒስተር ካብU ናብ ጀነራል Eሰጋገር ነይረ ምርዳE ኣብዩኒ፡፡
ብዘይምቕሳነይ ዝበደልኩዎ ከኣ ኣይቀረበለይን Aነ Eውን ኣብ ዘተመደብኩዎ ተጊሀ Eስርሕ ነይረ Iየ
ዝብል፡፡ ብዛEባ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተኣሳሰረ ናይ ገንዘብ ጉዳይ Eንተኾነ Eውን ኣነ ዝሻቐለሉ ኣርEስቲ
የብለይን፡፡ ዝኽሰሰሉ Eንተልዩ ከኣ ስለምንታይ ሕጂ Eቲ ፍትሕን ርትEን ምኽሪ ሰባትን ንምንታይ ሕጂ
በኒኑ ምርዳE ኣብዩኒ፡፡ ባEልኻ ነቲ ጉዳይ ከተልEሎ ትፅቢት ነይሩውን ተባሂለ፡፡ ኣነ ብመርመርቲ
Eናተሓተትኩ Eንታይ ክብል ከኸይድ’ሞ ተጸዊAዶ ክሕተት ኣይነበረንን’ዩ ጉዳይ ዝፈልጥ’ዩ ክፈልጥ ዝነበሮ
ዝመስለኒ ገሪሙኒ ጥራይ፡፡
ደብዳቤ ቀ.1
ክቡር ፕረዚደንት ብመጀመርታ ሙሉE ጥEና Eምነየልካ፡፡ ድሕሪ ነዊሕ ምውራድን ምድያብን ናይ ሓሳባት ኣብ
መውዳEታ ክነግረካ ከምዘሎኒ ዝኣመንኩሉ ከካፍለካ መዲበ Eነሆ ክብሎ ናይ ዝደሊ ሓሳብ ኣቕርበልካ፡፡ Eዞም
ነጥብታት EዚOም ከቕርብ ከለኹ ኣብ ልEሌኻ ዘሎኒ ኣኽብሮት ኣብ ቦትU Eናሃለወ Iዩ፡፡ ካባይ ጀሚርካ ኩሉ ኣብ
ዝለዓለ ቦታ ናይ ሓላፍነት ዘሎ ዝዛረበሎምን ዝሓምየሎምን ብምዃኖምን Eናብኣሰ ይኸይድ ብምህላውን ነዚ ክቡር
ህዝብናን ሃገርናን ድሕሪዚ ኩሉ መስዋEትን በደልን AደራEን ናይ ፀላEቱ ብሰላምን ብስኒትን ክነብር፣ ሕማቕ ናይ
መራሕቱ ከይሰምE መፍቶ ፀላEቲ ከይንኸውን ምEንቲ ንኹሉ ብEቱብ ርIኻ ፍታሕ ከምትገብረሉ Eምነተይ Iዩ፡፡
ድሕነት ሃገርና ብኹሉ መዳያቱ ክሕሎ ስለዘለዎ፡፡ Eንታይ I ዮም Eቶም ኣርEስታት ካብዚ ቀፂለ ብዝተፀሞቐ
መልክE ከቕርቦ ክፍትን I የ፡፡ ምናልባት ገለ ሰባት ካብዚ ንላEሊ Eውን ይዛረቡ ይኾኑ Eቶም መብዛሕትና
ንሓምየሎም ኮይኖም ዝተሰምUኒ ግን በዞም ዝስEቡ ዝጠቓለሉ ኮይኖም ይረኣይኑ፡፡ 1. ብፃይ Iሳያስ ጠባይ ቀይሩ
ከም ቀደሙ ኣይኮነን: ንቐረባ መሳርሕቱ ምምኻር ገዲፍዎ ብዘይክU ካልE ነዚ ሃገር ዝሰርሓሉ ዘሎ ኣይመስሎን:
በይናዊ ውሳኔ ምውሳድ ኣማEቢሉ: ናይ ካቢነ ኣኼባ ንማለቱ Eዩ-- ወዘተ.. 2. ትካላዊ ኣሰራርሓ የለን: ንማለቱ Iዩ
ዝምደረሉ Eምበር ብመንግስቲ ተቐባልነት የብሉን: ትካላት ብመደበን ኣይሰርሓን ምትEትታው ይበዝሐን: ምድራትን
Eንታይ ገደሰንን ተሓታትነት ዘይምውሳድን ኣጋዲዱ 3. ዘይንፁርነት ፖሊሲ: ኣብ ዝተፈላለዩ ሜዳታት ነተኣታትዎ
ፖሊሲ ቀዋምነት ይስEን: ከም ሳEቤን ፈተውትናን ተሓባበርትናን የርሕቕ: ንኣውፈርቲ ርEሰማል ኣይተባብEን: ኣብ
ዝምድናታት ስራሕ ዘይንፁርነትን ምድርራብን የኽትል 4. ቅዋማዊ ኣሰራርሓ ዘይምህላው: ሃገራዊ ድሕነትን ሰብኣዊ
ክብርን ብሕጋውን ቅዋማውን መገዲ ዘይምሓዝ: ስሩE ሕጊ ዝገዝO ኣሰራርሐ ዘይምህላው EዚOም Eቶም ቀንዲ PDF page 4
View this page in original PDF
ኮይኖም ዝተሰምUኒ በዚ ንኸዶ ዘሎና Eንተኼድና ሕማቕ ሳEቤን ክኽትል ስለዝኾነን ብሕሜታ ስለዘይፍታሕን
ተራኺብና ክንፍውሶን ድሕነት ሃገርና ክንሕሉን ዘለና ኮይኑ ይስመዓኒ፡፡ ብወገነይ ዘሎኒ ርEይቶ፡- ሀ/ ሽሕ’ኳ ኣብ
ካቢነ ወሪዱ ክዝረበሉ ሕጋውን ኩሉ ኣባል ካቢነ በብመገዱ መምስ ዘቕርቦ ዝሓምየሉን Eንተኾነ ብወገነይ ብዙሕ Iዩ
ዘስክፈኒ፡፡ ክሳብ ክንደይ ንምEራምን ንቕኑE ኣተሓሕዛን ዝደሊ ይሀሉ ብኑፁር ስለዝፍለጥን EንተተወዓዊU ንረብሓ
ሃገር ስለ ዘይጠቅምን፡፡ ለ/ ከም ካልኣይ ኣመራፅን ዝሓሸን ኮይኑ ዝተሰመዓኒ ግዱሳት ዝበሃሉ ብፍላይ ገለ ካብቶም
ናይ ቀደም ኣባላት ፖለቲካ ቤት ፅሕፈት ዝነበሩ ተራኺብና Eንተንዝትየሉ Iየ ዝብል፡፡ Eዚ ሕቶታት Eዚ በገባብ
Eንተዘይተፈቲሑ ሳEቤኑ ሕማቕ ክኸውን ስለዝኽEል ዝኸበርካ ብፃይ Iሳያስ ርEይቶይ ከየEበርካ ዝስመዓና ዘሎ
ክትሰምEን ፍታሕ ጌርና ከም ቀደምና ብስኒት ክንቅፅልን ህዝብና ብሕጋውን ስሩEን መገዲ መሪሕና ናብ ዝሓሸ
Eብየት ክድይብ ክሳብ ዘሎናን ንትካEን ክንፅEር ምEንቲ ይሓይሽ ዝበልካዮ ኣገባብ ርIኻ ፍታሕ ክትገብረሉ Eፅበ፡፡
Eዚ ሕቶ’ዚ ከቕርብ ከለኹ ኣብ ሕማቕ ግዜ ምህላውና Eናተረደኣኒ Iየ Eዋን EንተበሊU ግን Aሉታዊ ሳEቤኑ
ክዓዝዝን ዝኸፍA ሕማቕ ነገር ከስEበልናን ኮይኑ ይረኣየኒ ስለ ዘሎ Iዩ፡፡ ኣብዚ መበል 50 ዓመተይ ዝኣተወሉ
ዘለኹ ሰሙናትን ብድሕሪUን ሕሜታ ክሰምEን ክሰምEን ስለ ዘይደሊ ምቕራቡ መሪፀ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ ብጻይካ Uቕበ
ኣብርሃ:
ደብዳቤ ቁ.2
ብ/Uቕበ ብEለት 27/11/99 ዝጻሕፍካለይ ውልቃዊት መልEኽቲ ርEየያ፡፡ ምስ ኣንበብኩዋ ሰገጥ ኣቢላትኒ፡፡ ህውኽ
Iለ መልሲ ከይህበላ ከኣ ነብሰይ ክምርምር ይሓይሽ ብምባል ነቶም ዘልዓልካዮም ጉዳያትን ትካል- ብትካልን ሰብ
ብሰብን ኣድቒቐ ምምርማር ይሕሸኒ Iለ ግዜ ወሲደ፡፡ ኣብ መወዳEታ ከኣ ኩሉ ነገር Aስደሚሙኒ ኣይተቐበልኩዎን፡፡
1. ጠባይ ቀይሩ ዝበለ መን’ዩ ? ካብ መዓስ’ዩ ምቕያር ጠባይ መጺU ? “ዘይምምኻር” ኣብ Eንታይን ምስ መንን
መዓስን? “ብዘይክU ዘሎ Aይመስሎን” ዝብል ዘለፋ ዋላ ስምIታዊ Eንተኾነ ብኸመይ ብጭብጢ ክግለጽ ይኸኣል?
ናይዚ ኩሉ በሃልቲ መነመን’ዮም ? 2. “ትካላዊ ኣሰራርሓ የለን” ኣበየናይ ትካል ወይ ትካላት ? ብኸመይ “ትካላት
ምትEትታው ኣይበዝሐን” ኣየኖት ትካላት ? መኣስን ብኸመይን ? ምድራትን Eንታይ ገደሰንን ዝበለ መን ?
ስለምንታይ ? 3. “ዘይንጹርነት ፖሊሲ” ወይ “ዘይቀዋምነት ፖሊሲታት” ኣበየኖት ፖሊስታት ? ብኸመይ ? ምርሓቕ
“ፈተውትናን ተሓባበርትናን” ኣየኖት ፈተውትናን ተሓባበርትናን ? መንን ብኸመይን ኣርሒቕዎም ? “ዘይምትብባE
ኣውፈርቲ” መነመን ? መን ኣየተባበOምን ? ብኸመይ ? “ዘይንጹርነትን ምድርራብን ኣብ ስራሕ” ኣበየናይ ስራሕ ?
ብኸመይ ? 4. “ቅዋማዊ ኣሰራርሓ ዘይምህላው” ኣየናይ ቅዋማዊ ኣሰራርሓ ተጋሂሰ ? መዓስን ብኸመይን ? “ሃገራዊ
ድሕነትን ሰብኣዊ ክብርን ብሕጋውን ቅዋማውን መገዲ ዘይምሓዝ” ዓቢ ገበን ስለዝኾነ ሃገራዊ ድሕነት ብኸመይን
መዓስን Eዩ ተጎዲU ? ሰብኣዊ ክብሩ ዝተጋህሰ መንን ? ብኸመይን ? Eዚኣቶም Eቶም ብዝወሓደ ኣብ ኣEምሮይ
ዝተላEሉ ሕቶታት Eዮም፡፡ ሓመይቲ መነ መን Eዮም Iለ ክግምት Eውን ኣሸጊሩኒ ሕሜታ ዘይሰኣን’ኳ Eንተኾነ፡፡
“ሕማቕ ሳEቤን” ናይ’ዚ ገና ክምለሽ ዘለዎ ጉዳያት ወይ ሕቶታት ብሩህ ኣብ ርEሲ ዘይምዃኑ ካብ መልሲ መመልሱ
ሕቶታት ዘልEል Eዩ፡፡ ዝሰማEካዮን ዝተዓዘብካዮን ምቕራብካ Aመስግነካ፡፡ ከኖ’ቲ ኣቕሪበዮ ዘለኹ ውሑድ ሕቶታት
ኣEሚቑ ከመራመር ሓጊዙኒ፡፡ ኮፍ Iለ ክዛረበሉ ከኣ ሕጉስ Iየ፡፡ ቅድሚ ምብጋሰይ ክሳብ ንራኸብ ኣሰላሲልካዮ
ንኽትጸንሕ ዘቕርቦ ዘለኹ Iዩ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ! ብጻይካ Iሳያስ 09/12/99
ደብዳቤ ቁ.3
Eለት11/12/99 ብጻይ I ሳያስ ምስ ምሉE ጥEና ብሰላም ክትምለሰና Eትምነ፡፡ ብEለት 09/12/99 ንናይ E ለት
27/11/99 ውልቃዊ ደብዳበይ ዝጻሐፍካለይ መልሲ በጺሑኒ ከምቲ ድልየተይ ቀልጢፍካ መልሲ ብምሃብ ሕጉስ Iየ፡፡
ከምቲ ዝጠቐስካዮ ብወገንካ ኣይትቕበሎን ትኸውን ምኽንያቱ ኣብ ቅድመኻን ኣብ ኣኼባን ብዛEባ’ ዚ ኣርEስቲ
ዝተዛረበካ ስለዘይህሉ፡፡ ገለ ሰብ ብዙሕ ዝዛረብ: ገለ ምጡን: ገለ’ውን ሰማI ይኹን Eምበር ብወገነይ ዝይሓሚ ኣሎ
Iለ ኣይኣምንን (ሰሚEካ ስቕ ምባል’ውን ካብ ምሕማይ ስለዘየድሕን) Eዚ ክብል ከለኹ ምስኩሉ ተዛሪበ ኣረጋጊጸ
ማለትይ ኣይኮነን፡፡ ዝወናጨፍ ዘረባታት ስለዘሎ Eቲ ህሉው ሓቂ ንሱ ኮይኑ Iዩ ዝረኣየኒ /ሰብ ይሓሚ ኣሎ፡፡/ ከምቲ
ዘርዚርካዮ ዘሎኻ ሕቶታት Eከለ Eዚ Iሉ Eከለ ከኣ Eዚ Iሉ ክብለካ ኣይክEልን ምኽንያቱ ከምቲ ዝገልጽኩልካ
ኩላትና ንሓምየሉ Iና Iለ ስለዝኣምን ናይ ሰባት ዝርዝር ክህበካ ኣይትጸበየኒ፡፡ ነጥብታት ዘርዚረ ከቕርብ ከለኹ
Eቲ ዓበይቲ ዝብሎ ኮይኑ ዝተሰመዓኒ ብዝርዝር ክት Eዮን ክትሓስበሉን ብማለት Iዩ፡፡ ናይ ጎረሓት ኣቀራርባ
ኣይሓሰብኩን ብሓንቲ ሓረግ Aጠቓሊለ ምጻፀኹ ዋላ ሕቶታት ዝስሕብ’ ውን Eንተኾነ ከምቲ ዝዘርዘርኩዎ ነጥብታት
ዝስሕቦ ሕቶታት ኣይምኾነን፡፡ ብወገነይ ሕማቕ ሳEቤን ከኽትል ይኽEል Iዩ ክብል ከለኹ ናይ ብሓቂ ከምU ኮይኑ
ስለዝተራAየኒ I የ፡፡ ምኽንያቱ Eዚ ዘረባታት’ ዚ ብቕኑE ኣገባብ ደው Eንተዘይሉ ከምU Eናበለ ናብ ታሕቲ
ክወርድን ንሓድነትናን ሓድነት ህዝብን ዝሃስን ኮይኑ ስለዝረኣየነንን Iዩ ናይ ውልቀይ ትንታነ Iዩ፡፡ ንሕና ብፍላይ
ኣብቲ ላEለዋይ ጽፍሒ ዘሎና ከም ውሳነ ሃገር ንወስድ መጠን ብሓደ ክንሓስብ ኣወንታውን ኣሉታውን ውጽIት
ስራሕና ናይ ሓባር ሓላፍነት ክንወስደሉ’ምበር ክንተሓማመየሉ ዘሎና ኮይኑ ኣይረኣየንን፡፡ ብፍላይ Eኳ ደኣ ኣብዚ PDF page 5
View this page in original PDF
ሕጂ ዘለናዮ Eዋን ውግEን ሽግርን ዝያዳ ሓድነት ናይ ኣተሓሳስባ ዘድልየና ኮይኑ ስለዝተራEየኒ Iየ ንምEላዩ ግዜ
ክወስድ የብሉን ዝብል Eምነት ዘሎኒ፡፡ ነፈታትሕU ዝምልከት ከምEንደገና ሓሲበሉ ከምቲ ዝበልኩኻ ብገለ ሰባትዶ
ምሓሸ Iለ ነይረ ከምዚ ጌርና ከምዚ ፈጢርና ካብ ምባል ውሕስነት ዝህብ ዘይብሉ ኮይኑ ስለዝተራኣየኒ ኣብ ሓንቲ
ኣኼባ ናይ ካቢነ ከም ኣጀንዳ “ነሰራርሓና ብዝምልከት ክመሓየሽን ክEረምን ዝድለ Eንተልዩ ርEይቶ ክንህብ
Eንተዝቐርብ” ሽU ዝዝረብን ዝቐርብ ሓሳብንዶ ምርኣይ ምሓሸ ዝብል ሓሳብ’ውን Eመጻኒ፡፡ ብዝኾነ ዝሓይሽ
ዝበልካዮ ኣገባብ ርIኻ ምውድU ጽቡቕ Iዩ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ! ብጻይካ Uቕበ:
ደብዳቤ ቁ.4
ብጻይ U ቕበ ሰላምታ ምስ ሰናይ ትምኒት፡፡ ብ11/12/99 ዝጸሓፍካያ መልEኽቲ በጺሓትኒ፡፡ ብዛEባ’ቲ ብሕሜታ
ዝዝረበሉ ዝበልካዮ ጉዳያት ካብ ምስድማም ሓሊፈ ዝኾነ ካልE መግለጺ ክረኽበሉ ኣይከኣልኩን፡፡ ኣብ ናይ Eለት
09/12/99 ዘልዓልኩዎ ሕቶታት’ውን ገና ተመራሚረ መልሲ ክረኽበሎም ኣይክኽEልን I የ፡፡ መን ክብሎም
ከምዝኽEል’ውን ሃሰስ ክብልን ክግምትን ኣይደለኹን፡፡ Eቶም ዝሓምዩ ውሑዳት ክኾኑ ይኽEሉ? ምርቁሖም’ውን
ኣሸጋሪ ከይከውን ይኽEል፡፡ “መንን? ስለምንታይን ?” Iለ ናብ ዘይደልዮ መደምደምታ ክበጽሕ ወይ ንግዚU ምስ
ካልE ጉዳያት ከተኣሳስሮ ኣይመረጽኩን፡፡ ንዓይ’ውን ክሕግዘኒ ምEንቲ Eቲ ጉዳያት ብጭብጥታት ክፈልጦ፣ ነቶም
በሃልቲ’ውን ክፈልጦም ግቡE Iዩ፡፡ ብጽሑፍ ዝቐረበ “ከቢድ” ጉዳያት ስለዝኾነ ከኣ ኣEሚምካ ምሕላፍ ዘይቅኑE
ንምEራም Eውን ሓጋዚ ኣይኮነን፡፡ መን ከምዝበለን? Eንታይ ከምዝበለን? Eቶም ጉዳያት ብጭብጢታት Eንታይ
ከምዝኾኑን ? ከይፈልጥኩ ከኣ “Eንታይ ትሓምዩ ኣኹም” ብምባል ኣብ መትሓዚ ዘይብሉ ጉዳይ ኣኼባ ምEዳም
ንግዚU ጠቓምነቱን ኣድላይነቱን ስለዘይረኣየኒ ኣኼባ ክጽውE ኣይኮንኩን፡፡ ኣብ ወረቐት ምምልላስ ክኣቱ’ውን ቁሩብ
ኣይኮንኩን፡፡ ሓድነት ህዝቢ ዝሃሲ ዝገበርኩዎ Iባሳ Eንተልዩ ከኣ ሓላፍነቱ ተሰካሚ Iየ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ! 24/12/99
ደብዳቤ ቁ.5
ብ/Uቕበ ሰላምታ ኣብዚ ቀረባ Eዋን ኩነታትካ ጽቡቕ ከምዘየለ ተገንዚበ፡፡ ትEዝብተይ ግን ናይዚ ቀረባ Eዋናት
ጥራይ ከምዘይኮነ ይርደኣኒ Iዩ፡፡ ንነዊሕ Eዋናት ከይቀንሰንካ Iኻ ጸኒሕኻ፡፡ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተኣሳሰረ ጉዳይ
ገንዘብ ከምዘሎ ትፈልጥ ትኸውን፡፡ Aና’ውን ብዙሕ ነገር Eናፈለጥኩ Eቲ ጉዳይ ብኸመይ ከምዝተሓዝ ከይተሃወኽኩ
ክሓስበሉ ብምባል ዓቕሊ ገይረ Iየ ፀኒሐ፡፡ ፍትሕን ርትEን በቲ ሓደ ወገን ምኽሪ ሰባት ከኣ በቲ ካልE ኣብ ግምት
ኣEትየ፡፡ ባEልኻ ነቲ ጉዳይ ከተልEሎ’ውን ትጽቢት ነይሩኒ ይኸውን፡፡ ኣብ መወዳEታ ግን ሓደ ምርጫ ክወስድ
ግቡE ኮይኑ ተራEዩኒ፡፡ ስለዚ ክሳብ’ቲ ጉዳይ መEለቢ ዝገብረሉ፡፡ ካብ ኩሉ ሓላፍነትን ማEርግን ተላቒቕካ ከምዘሎኻ
ከፍልጠካ Eፈቱ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ብፃይካ Iሳያስ 08/02/2000 ቅዳሕ፡- ንብ/ስብሓት ኤፍረም:
ደብዳቤ ቁ.6
ብፃይ Iሳያስ ሰላምታ ብEለት 07/02/2000 ዝጻሓፍካለይ ደብዳቤ በጺሑኒ፡፡ ብወገነይ ናይ ቀረባ ይኹን ዝጸንሐ
ዘይቅሳነት የብለይን፡፡ ደብዳቤ ስለዝጻሓፍኩን ኣብ ባይቶ ስለዝተዛረብኩን Eንተኾይኑ ካብ ጽቡቕ ናይ ምEራም
ድሌት Eምበር ከምቲ ዝተርጎምካዮ ስለዘይቀሰንኩ ኣይነበረን፡፡ ብዛEባ ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዝተኣሳሰር ገንዘብ ትፈልጥ
ትኸውን ዝበልካዮ ብወገነይ ዝሻቐለሉ ጉዳይ የብለይን ቅድሚ ሕጂ’ውን ተሓቲተ ዝመለስኩሉ Iየ፡፡ Aለካ ትብሎ
ክሲ Eንተልዩ ከኣ ካብ ሓቅን ሕግን ስለዘይክወል ምስ ቀረበለይ መልሲ ክህበሉ ድሉው Iየ፡፡ ስለቲ ካብ ኩሉ
ሓላፍነትን መዓረግን ምልቓቐይ ዝወሰድካዮ ምርጫ ናትካ ስልጣን ስለዝኾነ ዝብሎ የብለይን የቐኒየለይ፡፡
ዓወት ንሓፋሽ ! ብጻይካ Uቕበ Aብርሃ 08/02/2000 ቅዳሕ፡- ንብጻይ ስብሓት ኤፍሬም:
ሎሚ Eለት 25.08.2006 ዘሕዝን ዜናን ክድዓት ፕረዚደንት Iሰያስን ብዓቢU ሰሚEና፣
Eቶም ብጉጂለ 15 ዝፍለጡ ላEለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ህግደፍን ዝነበሩ: ድሕሪ 5 ዓመት ኣብ ጸልማት ቤት
ማEሰርቲ ድምጾም ካብ ህዝቦምን ዓለምን ተሓቢU ድሕሪ ምጽንሑ: ሎሚ ብመገዲ ናይ ወያነ ማEከናት ዜና ሞቶም
ንርዳE ኣለና: ድርብ ሓዘን’ዩ ንህዝቢ ኤርትራ !!! ብድሆ ንገፋI ዘጋታቱ መንግስቲ ሻEብያ Eናበሉ ዝርዝር ኣስማት
መወትን ዝሞቱሉ Eለትን ቦታን ኣከታቲሎም ይገልጹ ኣለዉ:: ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ስድራ ቤት
Eሱራት ዝፈልጥዎ ብዛEባ’ዞም ሓርበኛታቱ ስለዘይብሎም ካብ ድርብ ሓዘን ሓሊፎም ዝምስክርዎ ኮነ ዝምልስዎ ዋላ
ሓንቲ የብሎምን::
Eወ ድርብ ሓዘን ንኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ !!
PDF page 6
View this page in original PDF
ኣብ ኤርትራ IራIሮ ግፍዓዊ ቤት ማEሰርቲ ህግደፍ ብዛEባ ዝርከቡ ኣባላት “G-15” !!
መEተዊ: ድሕሪ ኩናት ኤርትራ - Iትዮጵያ ኣብ መሪሕነት ጊዚያዊ መንግስት ኤርትራ ብዝተፈጠረ ፖለቲካዊ
ኣፈላላይ ምኽንያት ብምግባር ናይ ምEሳር ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ናይ ህግደፍ ኣንጃ ዝተብሃሉ ኣባላት
ኣመራርሓ ምንባሮም ዝዝከር Eዩ፡፡ Eዞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ህግደፍ ዝኣተው ኣባላት ኣንጃ ኣብ ሕቡE ቤት
ማEሰርቲ ተዓፊኖም ካብ ዝተኣሰርሉ Eለት ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ናብ ሕጊ ኣብ ልEሊ ዘይምቕራቦም ኣበይን
ብኸመይን ከምዘለውን ከምዝነብሩን ንህዝብን ሰራዊትን ከምU Eውን ንቤተሰቦምን ዝተሰወረ ጉዳይ Eዩ፡፡ ይኹን
Eንበር ንዞም ን5 ዓመት ዝኣክል ኣብ ሕቡE ቤት ማEሰርቲ ኤርትራ ዝርከቡ ተቓወምቲ ኣበይ ቦታን ኣብ
ከመይ ዝበለ ኩነታትን ከምዝርከቡ ሓበሬታ ነቕርብ፡፡
1. ቤት ማEሰርቲ IራIሮ ዝርከበሉ ቦታን ኣመሰራርትUን: 1.1. IራIሮ ዝርከበሉ ከባቢ፡- - IራIሮ ኣብ
ኤርትራ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንUስ ዞባ ሽEብ ዝርከብ በረኻ ኮይኑ ኣብ ኣስመራ ንባፅE ብዝወስድ ሰረጀቓ -
ጋሕቴላይ ሓዱሽ ፅርግያ ገይርካ ክትወርድ ኣብ ከባቢ ፍልፍል ሰሎሙና ምስትበፅሕ ፀሓፍ ላም ኣብ ትበሃል ቦታ
ምስበፃሕኻ ንፀጋም ገፅካ ማለት ንሰሜናዊ ምEራብ ኣንፈት ተዓፂፍካ ብEግሪ 2 ሰዓት ናብቲ ቦታ ንምEታው
ዝተሰርሐ ፅርግያ ድማ 15 ኪ.ሜትር ኣግሊስካ ዝርከብ በረኻ Eዩ፡፡ Eዚ ቦታ ኣብ Eዋን Eጥቂ ቃልሲ ህ.ግ.ሓ.ኤ
ንቤት ትምህርቲ ካድረን ንሕክምናን መዋፈሪ ዝተጠቐምሉ ጊዜ ምንባሩ ይሕብሩ፡፡ Eዚ Eስር ቤት ዝርከበሉ ከባቢ
ምላሽ ብEግሪ ናይ 2 ሰዓት ርሕቐት ብምኻድ ነባሪ ህዝቢ ይርከብ፡፡ ናይዚ ቦታ ኩነታት ኣየር ፀባይ መብዛሕትU
Eዋን ልEሊ 40 ዲግሪ ሰንት ግሬድ ሙቐት ዘለዎ Eዩ፡፡
1.2. Aመሰራርታ ሕቡE ቤት ማEሰርቲ IራIሮ - ቤት ማEሰርቲ IራIሮ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ሰኔ 2003 ዓ/ም
ተሰሪሑ ብምውዳE ንህግደፍ ዝተረከበ Eንትኾን ቅድሚ ምስርሑ ፕረዝደንት Iሳያስን ካልOት ሰበስልጣንን
ናብቲ ቦታ ብምውራድ ኮለላ ገይሮም ክስራሕ ምስወሰኑ ዝተሰርሐ ምኻኑ ይፍለጥ፡፡ ነዚ ዝሰርሑ ኮንትራክተር
ሰንበል ናይ ተገጣጣሚ ናይ ገዛውቲ ስራሕ ዘካይድ ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ ካንፓንን ናይ 32 ኛ ክ/ሰራዊት ኣባላትን
Eንትኾኑ ክስራሕ Eንተሎ ንምንታይ Eላማ ምኻኑ ንምሽፋን ንሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ከምዝኾነን ብዛይዳ
ንክEመን ክሳብ ንቲ ቤት ትምህርቲ ዘድሊ ተመሳቓሊ ዓራውቲ ኣEትዮምሉ ምንባሮም፤ Eቲ ስራሕ ተወዲU
Uሱራት Eንትኣትው Eቲ ዓራውቲ ካብቲ ቦታ ተፃIኑ ከምዝኸደ ይፍለጥ፡፡
- ኣሰራርሓ ገዛውቲ ናይዚ Eሱር ቤት ኣብ ዓሚቕ ቦታ ኮይኑ ዝላዓለ 27 ክፍልታት ዝተሓተ ድማ 4 ክፍልታት
ዝሓዘ ብ5 ብሎካት ዝተሰርሐ Eዩ፡፡ ሓንቲ ክፍሊ 3 ብ3 ስኬር ሜትር ስፍሓት ሒሳብ 62 ናይ Uሱራት ክፍልታት
ኣለዎ፡፡ ሓንቲ ክፍሊ ድማ ንሓደ Uሱር ጥራሕ ትፍቀድ ኣብ ውሽጢ Eታ 3 ብ3 ስኬር ሜትር ስፍሓት ዘለዋ ናይ
ሓደ Eሱረኛ ክፍሊ ሻወር፣ ሽንቲ ቤትን መደቀሲት ምድርቤትን ኣላታ፡፡ ካብ ሓደ ክፍሊ ናብ ካሊE ክፍሊ
መፈላለይን ናይቲ ብሎክ ግቢ /ካንሸሎ/ ድማ ብ3.5 ሜትር ቁመት ዘለዎ ብብሎኬት ዝተሰርሐ Eዩ፡፡ ኣብ ውሽጢ
Eዚ ዝተጠቐሰ ብሎካት ወይ ድማ ናይ Uሱራት ክፍልታት ወፃI ናይ ሓለውቲ፣ ናይ ኣዛዚ ቤት ፅሕፈትን
መንበሪን፣ ናይ ሕክምናን መንበሪን፣ ናይ ቁጠባን መንበሪOምን … ወዘተ ከምU Eውን ናይ ዳቦ መሰንከቲ
ፎርኖን ዘለዎ ብሎካት ኣሎ፡፡ - Eዞም Uሱራት ቅድሚ ናብዚ ናይ IራIሮ ቤት ማEሰርቲ ምEታዎም ኣብ
Eንባኣትካላ ነይሮም፡፡ Eዚ ቦታዚ ኣብ Eዋን ደርግ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ቤት ፅሕፈት ድሕሪ ውድቀት ደርግ ድማ
ህግደፍ ንናይ ሕርሻ ኮለጅ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ቦታ Eዩ፡፡ 2. ዝርዝር መንነትን ኩነታትን Uሱራት 2.1. ዝርዝር
መንነት ተኣሰርቲ - ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2001 ዓ/ም ንደሓር ኣብ ኣመራርሓ ህግደፍ ፖለቲካዊ ናይ ኣረAEያ
ኣፈላላያት ብግልፂ ናብ መድረኽ ምውፃE ምስጀመረ ንቶም ካብ ፕረዝዳንት Iሳያስን ሰዓብቱን ዝተፈለየ ኣቋም
ዝነበሮም ኣመራርሓን ካድረታትን ብናይ Eሱራት ስጉምቲ ንቲ ተቓውሞ ክEፍንዎ ከምዝፈተኑ ጋህዲ Eዩ፡፡
ኣብዚ ጊዜ Eዚ ንናይ ፕረዝደንት Iሳያስ ኣካይዳ ብምቅዋም ኣብቲ ምንቅስቓስ ኮር ተራ ዝነበሮም 17 ናይ
ህ.ግ.ደ.ፍ ማEከላይ ኮሚቴ፣ 9 መዳለውቲ ውልቀ ጋዜጣን 5 ናይ Iንባሲ ሰራሕተኛታትን ኣብ መጀመርያ
ዝተኣሰሩ Eንትኾኑ ብምስዓብ Eውን ኣብ ዝተፈላለየ ጊዜ 5 ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ዝሰርሑ
ዝነበሩ ካድረታት ዝነበርዎም ጠቕላላ 36 ሰባት ከምዝተኣሰሩ ሓበሬታ ኣሎ፡፡ (ኣብ ካሊE ቤት መEስርቲ ዝተኣሰሩ
ብዙሓት ንፁሓን ኤርትራውያን ዝሓወሰ ኣይኮነን)፡፡ - ካብዚOም ንጊዚU ሽም ዝርዝሮም ዝተፈለጡ Eዞም ዝስEቡ
Eዮም፡፡ ስም ዝነበሮም ሓላፍነት ቁፅሪ ዝተኣሰሪሉ ክፍሊ:
1/ ኣቶ መሐመድ ሸሪፎ ሚኒስትሪ ዞባታት ሓላፊ 27 2/ ኣቶ ሃይለ ወልደትንሳኤ / ድሩE/ ወፃI ጉዳይ
ሚኒስትሪ 4 PDF page 7
View this page in original PDF
3/ ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ 2
4/ ጀ/ል Eቑባ ኣብርሃ ሓለቃ ስታፍ ምክልኻል -
5/ ሜ/ጀ/ል ብርሃነ ገ/ኣብሄር ምክ/ሎጅስቲክስ ሓላፊ 7
6/ ኣቶ ባራኺ ገ/ስላሴ ሚኒስትሪ ዜና 33
7/ ኣቶ ሳሊሕ ከክያ ሚኒስትሪ መጓዓዝያ 6
8/ ብ/ጀ/ል ስቲፋኖስ ስዩም ፋይናንስ ምክልኻል 32
9/ ኣቶ ጀርማኖ ናቲ Aማሓዳሪ ዞባ ደ/ቀ/ባሕሪ 20
10/ ኣቶ ተስፋገርግስ Aማሓዳሪ ንUስ ዞባ ፆሮና 14
11/ ወ/ሮ Aስቴር Eስቲፋኖስ ዞባ ዓንሰባ ሃ.ማ.ደ.ኤ 11
12/ ኣሕመድ ሑሞድ ሰራሕተኛ Iንባሲ Aሜሪካ 30
13/ Aቶ ዓሊ Iንባሲ ኣሜሪካ ተሓጋጋዚ 3
14/ ኣቶ ፎርOን /ሰብኣይ ጓል ኣንከረ/ - 13
15/ Aቶ ኣልኣዛር - 1
16/ ኣቶ ኪዳነ /Aፕሬተር ጴጥሮስ ሰሎሙን ዝነበረ 5
17/ ኣቶ መሓሪ /ሹፌር ” ” ” 15
18/ Aቶ ተስፋይ ጎሞራ ናይ ህግሓኤ ሓኪም ዝነበረ 16
19/ ዶ/ር ስራጅ ሓኪም 26
20/ Aቶ ስዩም መዳላዊ ውልቀ ጋዜጣ 10
21/ Aቶ ዳዊት መዳላዊ ውልቀ ጋዜጣ 12
22/ ኣቶ ዮሴፍ መዳላዊ ውልቀ ጋዜጣ 9
23/ Aቶ መድሃንየ ተወልደ መዳላዊ ውልቀ ጋዜጣ 8
24/ ኣቶ ሳህለ 21
25/ ኣቶ ተመስገን መዳላዊ ውልቀ ጋዜጣ 23
26/ ኣቶ ሲIድ መዳለዊ ውልቀ ጋዜጣ 24
27/ ኣቶ Aማንኤል መዳለዊ ውልቀ ጋዜጣ 25
28/ ወ/ሮ ሚርያም - 28
29/ ኣቶ Eድሪስ /ኣካለ ስንኩል/ - 29
30/ ኣቶ ኪሮስ - 31
31/ ኣቶ Iሳያስ - 34 ... Eዮም፡፡
2.2. ህሉዊ ኩነታት Uሱራት IራIሮ· ካብዞም ብስም ዝርዝሮም ኣብ ላEሊ ዝተጠቐሱ Uሱራት ኣብቲ Uሱር
ቤት ዝሞቱ Eዞም ዝስEቡ Eዮም፡፡ ኩነታት ኣማውትOም ብዝተፈላለዩ ሕማማት፣ ፀቕጢ ኣየርን ብምኽንያት
ዓርሰ ቅትለት ምኻኑ ይፍለጥ፡፡ ስም ሞዋቲ ዝነበሮ ሓላፍነት ዝሞተሉ ገዜ ዓ/ም/ፈ
1. ጀኔራል Eቕበ ኣብርሃ ሓለቃ ስታፍ ምክልኻል
13/07/2002
2. ኣቶ መሓመድ ሸሪፎ ሚኒስትሪ ዞባታት ሓላፊ
6/6/2003
3. ኣቶ ሳሊሕ ከክያ ሓላፊ ሚኒስትሪ መጓዓዝያ
9/6/2003
4. ወ/ሮ ኣስቴር ፍስሃየ ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ዓንሰባ
13/6/2003
5. ኣቶ ተስፋ ገርግሽ ሓላፊ ንUስ ዞባ ፆሮና
14/3/2004
6. ኣቶ ዮሴፍ መዳለዊ ውልቀ ጋዜጣ 13/6/2003
7. ኣቶ መድሃንየ ተወልደ መዳለዊ ውልቀ ጋዜጣ
የካቲት 2006
8. ኣቶ ስIድ መዳለዊ ውልቀ ጋዜጣ መጋቢት
2005
9. ኣቶ ሳህለ - ጥሪ 2005
- ጀ/ል Eቕበ ኣብርሃ ኣብ Eንባትካላ ተኣሲሮም ኣብ ዝነበርሉ ጊዜ ኣብታ ዝተኣሰረላ ክፍሊ ውሽጢ ብዝነበረ ናይ
መስትያት ቢትሮ ሰይሩ ባEሉ ሂወቱ ንምሕላፍ ጎረርU Eንዳሓረደ ኣርኪቦምሉ ብቐጥታ ናብ ከባቢ ከረን ግላስ
ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ናይ ሓይሊ ምድሪ ሕክምና ብሕቡE ወሲዶም ንኽልተ መዓልቲ ሓኪሞም Eኳ
Eንተመለስዎ ብምኽንየት Eዚ ሙኮራ ነዊሕ ተሳቒዩ በቲ ዝተጠቐሰ Eለት ኣብ Eንባኣትካላ ሞይቱ ብቶም ሽU
ብሕቡE ዝተመልመሉ ሽፌር ዝርከቦም 5 ቀበርቲ ድማ ብለይቲ ተቐቢሩ፡፡ ብድሕሪ Eዚ Eዩ ድማ መንግስቲ
ህግደፍ ካብ Eንባኣትካላ ናብ IራIሮ ክሓልፉ ናይ ንዓርሰ ቅትለት ንምግባር ዘመቻቹ ዝኾነ ዓይነት ኣቕሓ
ዘይብሉ ክስራሕ ኣዚዙ ኣስርሑ፡፡ - ኩነታት ኣተሓሕዛን መሰልን Uሱራት ዝምልከት Eዞም ኣስማቶም ኣብ
ላEሊ ዝተገለፁ Uሱራት Eንባኣትካላ ኣብ ዝነበርሉ ጊዜ ንሓለውቶም “ጉዳይና ተፃሪዩ ናብ ፍርዲ ኣቕርቡና”
ዝብል ተደጋጋሚ ሕቶታት የቕርቡ Eኳ Eንተነበሩ ሰማI ኣይረኸቡን ካብ Eንባትካላ ናብ IራIሮ ድሕሪ
ምውራዶም Eውን Eንተኾነ ዘጋጠሞም ናይ ፀቕጢ ኣየርን ካሊE ሽግራትን መሰረት ብምግባር ኣብ ከክፍሎም
ኮይኖም የEውዩ ነይሮም ዝሰምOም ኣይረኸቡን ኣብ መጨረሽU ተስፋ ቖሪፆም ዘቕርብዎ ዝኾነ ዓይነት ሕቶ
ይኹን ዋይታ የለን፡፡ - ኣተሓሕዝOም ንዝምልከት ካብ 18/09/2002 ዓ/ም/ፈ ክሳብ ሓምለ 2006 ዓ/ም/ፈ ዝኾነ
ይኹን ዓይነት ምርመራ ይኹን መርማሪ ከምU Eውን ብዘይካ 2 ጊዜ ሕሙም ክጉብኒ ተባሂሉ ዝተመላለሰ ዶ/ር
ሃይለ ሙሕፁን ዝኾነ ዓይነት ሓላፍነት ዘለዎ ሰብ ኣይረAዮምን፡፡ ኩነታት ኣነባብረOም ድማ ቅድም Iሉ ኣብ
ናይ ለይቲ ጊዜ ክልተ ኣEዳዎም ንድሕሪት ኣብ ናይ ቀትሪ ጊዜ ድማ ክልተ Iዶም ንቕድሚት ብሰንሰል
ይEሰሩ ነይሮም፡፡ ኣብ ቀረባ Eዋን ግን መብዛሕትOም ለይቲ ይኹን ቀትሪ ክልቲU ኣEዳዎም ንቕድሚት
ብምEሳር ዝተመሓየሸሎም Eንትኾን ሓደ ዓመት ኣቢሉ ይገብር ድማ Aቶ ሃይለ ወልደትንሳኤ /ድሩE/፣ ኣቶ
ኣልኣዛርን ኣቶ ፎርOንን ዝተብሃሉ Uሱራት ካብ ምEሳር ሰንሰለት ነፃ ኮይኖም ኣለው፡፡ - ምግቢ ኣብ መዓልቲ
/ንቑርሲ፣ ምሳሕን ድራርን/ 6 ዳቦ ብሓደ ጊዜ ይወሃቦም ፀብሒ ልክE ከምቲ ኣባል ኣብ Aውደኣመት ስጋ፣ PDF page 8
View this page in original PDF
ዝተረፈ መብዛሕትU ኣደስ፣ ሓምሊን ድንሽን ይቐርበሎም፡፡ - መደቀሲ ኣብ ምድርቤት ናይታ መEሰሪቶም
ክፍሊ ኮይና ሓዲU መንፀፎም ሓዲU ድማ ክዳኖም ዝኾነ 2 ኮቦርታ ይEደሎም፡፡ - ማይ ምሕፃብ ኣብ ሰሙን 3
ጊዜ ሰሉስ፣ ሓሙስን ሰንበትን ኣብ ሕድሕድ መዓልቲ ን10 ደቂቓ ጥራሕ ነናብ ክፍሎም ማይ ቦምባ ካብ ባስካ
ይፍነዎሎም ነብሶምን ክዳኖምን ድማ ክሓፅቡ ይንገሮም፡፡ - ካብ ወርሒ የካቲት 2006 ዓ/ም/ፈ ንደሓር ኣብ
መዓልቲ ን1 ሰዓት ኣብታ ናይ መEሰሪት ክፍሎም ብራንዳ ወፂOም ፀሓይ ክፅለው ይግበር፡፡ - ቴሌቪዥን፣
ሬድዮ፣ ጋዜጣን ካልOት ዓይነት ሚድያ ይኹን ፅሑፋት ከንብቡ፣ ከዳምፁ፣ ክፅሕፉ ፍፁም ኣይፍቀድን፡፡ ዝኾነ
ናይ ሓለዋ ኣባል ኣብ ከባቢOም ኮይኑ ሬድዮ ከይኸፍት Eውን መምርሒ ኣሎ፡፡ - ኣብ ዓመት ክልተ ቕያር ክዳን
/ቱታን ሓፂር Oፔራን/ ይፍቀደሎም፡፡ - ኣብ ወርሒ ሓደ ጊዜ ናይ ጭሕሞምን ርEሶም ፀጉሪ ይላፀየሎም፡፡
Eንትሕፀቡ ሰንሰሎም ንክፍተሐሎም ይኹን ንኽEሰረሎም፣ ፀጉሮም ንክላፀዩ፣ ምግቢ ክወሃቡን ኩሉ ጊዜ Eቲ
ሓደ ዋርድያ Eንትሰርሕ ካልኣይ ዋርድያ ብረቱ ወዲሩ ሓለዋ ይምደበሉ፡፡ ዝኾነ ሓላዊ ዝኾነ ዓይነት ቃል ምስ
Uሱር ኣይዛረብን Eሱራት ሕቶታት Eንተቕሪቦም Eውን ሰሚU ብኮድ ቁፅሪ /ቁፅሪ ኮድ መEሰሪ/ መሰረት ናብ
ብልEሊU ሪፖርት የቕርብ፡፡ - ዝኾነ Uሱር ነንሕድሕዱ ኣይረAAን፣ ኣይራኸብን ንኣብነት ካብ Eንባኣትከላ
ናብ IራIሮ ኣብ ዝተገብረ ናይ ቦታ ሎውጢ 6 መካይን ብምምዳብ Uሱራት ዘመላለሳ Eንትኾና ሓንቲ መኪና
ንሐደ ዓይኑ ዝተሸፈነ Uሱርን 2 ዋርድያ ሒዛ ብምምልላስ ኣብ 2 መዓልቲ ኣመላሊሰን ወዲኤን Eየን፡፡ - Eዞም
Uሱራት ካብ Eንባትካላ ናብቲ ሐዚ ዝርከብሉ IራIሮ Uሱርቤት Eንትሓልፉ ንቲ ጉEዞ ዝመርሑን መኪኖOም
ሒዞም ዘመላለሱ ሰበስልጣናት፡- ኮ/ል ሚኪኤለ ሓንስ /ወዲ ሓንስ/ ኣዛዚ ክ/ሰራዊት 32 · ኮ/ል ወዲ ወለላ ኣዛዚ
ስለያ ስርሒት ዞባ 05 · ሌ/ኮ/ል Iሳቕ ኣርAያ /ወዲ ሓኪም/ ሓላፊ Uሱርቤት IራIሮ ነይሮም፡፡ ብተወሳኺ 3
መኪና Eየን፡፡ 3. Aመላምላ ሓለውትን ናይ ኣተሓላልዋ መምርሕን::
3.1. ኣመላምላ ሓለውትን ኩነታቶም - ኣብዚ Eሱር ቤት ህግደፍ ሐዚ ንሓለዋን ሹፌራትን ሓኻይምን Aዘዝቲን
ዝርከቡዎ 150 ኣቢሉ ናይ ሰብ ሓይሊ ይርከብ፡፡ ካብዚOም ወፃI ናብቲ ትካል ዝኣቱን ዝወፅEን ሰብ የለን፡፡ -
ናይዚ ትካል ሓለዋ ሓይሊ ኣመላምልU ንዝምልከት ድማ ሚስጥራዊነቱ ዝሕሉ፣ ካብ ዝኾነ ዓይነት ወልፊ ነፃ
ዝኾነ፣ ኣካላዊ ብቕዓቱ ጠንካራን ብኣካዳሚያዊ ትምህርቱ ትሕት ዝበለን ወዘተ ረቋሒ ብምውፃE ናብ
ዝተወሰና ኣሃዱታት መምርሒ ወሪዱ ዝተመልመሉ ሰባት Eንትኾኑ በዚ መሰረት ካብ 32ኛ ክ/ሰራዊት፣ ካብ
ስለያ ስርሒት ዞባ 05፣ ካብ ናይ ሜ/ጀ/ል ውጩ ሓለዋ ተውፃፂOም ዝተኣከቡ 110 ሓለዋ ኣባላት ከምዝተቋቖሙ
ይፍለጥ፡፡ ድሕሪ ጊዜ ግን ካብዞም ተመልሚሎም ዝኣተው 14 ናብ ሓለዋ ሚ/ጀ/ል ውጩ ተመልሶም ከይዶም
ካብ መጀመሪያ ክሳብ ሐዚ ድማ 14 ኮብሊሎምን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከይዶምን ኣለው፡፡ - ሌ/ኮ Iሳቕ ኣርኣያ
/ወዲ ሓኪም/ ኣብ 29 ኛ ክ/ሰራዊት ኣዛዚ 2 ይ ብርጌድ ዝነበረ Eዩ፡፡ Eዚ ብጠቕላላ በይኑ ንዚ ትካል ዝመርሕ
Eንትኾን ቀጥታ ርክቡ ቅድም Eንትብል ምስ ሜ/ጀ/ል ውጩ ይራኸብ ዝነበረ Eንትኾን ድሕሪ ምቕያር
ሜ/ጀ/ል ውጩ ግን ርክቡ ምስ ፕሬዚደንት Iሳያስ Eዩ፡፡ ናይ ኣተሓላልዋ መምርሕን ኣብቲ ኣባል ሓይሊ ሓለዋ
ዘሎ ስሚIትን - Eዞም ኣባላት ሓይሊ ሓለዋ መጀመርያ ዝተውሃቦም መምርሒ ምስጢር ከየውፅU፣ ስርሖም
ከይገልፁ፣ ዘለውዎ ቦታ ንማንም ሰብ ከይሕብሩ፣ ናብ ቤተሰቦም ኣድራሻ Eንዳቐያየሩ ክልEኹ ከምዘለዎም፣
ማንም ኣባል ሓለዋ ምስ ማንም Uሱረኛ ከይዘራረብ ዝብሉ Eንትኾኑ Eዚ መምርሒ Eዚ ዝጠሓሰ ካብቶም
Uሱራት ፈሊና ኣይንሪOን Iና ዝብል ከቢድ ትEዛዝ ተዋሂብዎም Eዩ፡፡ ይኹን Eንበር Eዚ ኣባል ሓይሊ ሓለዋ
ካብ መራሒ ሓይሊ ንታሕቲ ዘሎ ኩሉ ብስርሑ ሕጉስ ከምዘይኮነ Eንትኾነ ግን Eንተኾብሊሉ ስድራይን
ባEለይን ከጥፍUኒ Eዮም ዝብል ኣብ ከቢድ መዋጥር ከምዘሎ ይገልፁ፡፡ ምኽንያቱ ሓደ ሰብ ን30 መዓልቲ
Eረፍቲ ተዋህብዎ ናብ ገዝU ከይዱ 5 መዓልቲ Eንተሕሊፉ ኣብ መበል 35 መዓልቲ ካብቲ ኣሃዱ ናብ ገዝU
ወታደራት ተላIኾም ተታሒዙ ይውሰድ፡፡ ኣብ መብዛሕትU ኣባል ሓለዋ ድሕሪ Eዞም Eሱራት EዚOም
ምህላቖም Eቲ መንግስቲ ሚስጢር ክድብቕ Iሉ ንዓና Eውን ከጥፈAና Eዩ ዝብል ከቢድ ስግኣት ኣለዎም፡፡
ምኽንያቱ ን30 ዓመታት መሪሖም ብምቅላስ ሃገር ነፃ ዘውፅU መራሕቲ ዘይመሓረ ንዓና ኣይምሕረናን ይብሉ፡፡
ምንጪ ሓበሬታ:
ካብ ኤርትራውያን ዝተረክበ ብመገዲ ዓይጋ ፎርም !!