Extracted PDF page text
3010AT7-03AT.pdf
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
መበል 43 ልደት ዳዊት Iሳቕ
6 ዓመት ኣብ ትሕቲ ስዉር ምልካዊ ማEሰርቲ !
ዳዊት Iሳቕ ኣብ 27 ጥቅምቲ 1964 ተወሊዱ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 27 ጥቅምቲ 2007 ከኣ መበል 43
ዓመቱ መሊU። ዳዊት Iሳቕ ኣብ መበል 37 EድሜU ብዘይ ክስን፡ ቅኑE ፍርድን ፍትሕን፡ ተኣሲሩ
ከብቕE ኣብ ምልካዊ ማEሰርቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ Eግባይ ዘይበሉን፡ ዘይጣበቐሉን ይረከብ። Eዚ Eጫን ምረትን ኣብ
ዳዊት ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ፡ ናይ ዝተፈላልዩ፡ ጾታ፡ Eድመ፡ ሃይማኖት፡ ሞያ ዘለዎም
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ንጹሃት ዜጋታት’ዮም።
ዳዊት Iሳቕ ሎሚ ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ብፍላይ ኣብ ሽወደን መቓልሕ ምርካቡ፡ መቓልሕ ኩሉም
ኣብ ዘይፍትሓዊ ማEሰርቲ ዘለዉ ንጹሃት ኤርራውያን ዜጋታት ምዃኑ ዘይካሕድ ‘ዩ። ዳዊት Iሳቕ ሳላ
መንፍዓቱን ኣብ ሃገሩ ዝነበሮ ልUል ፍቕርን፡ ነቶም ቅድሚ ናብ’ቲ ጸልማት ማEሰርቲ ምልካዊ ስርዓት
ህ.ግ.ዲ.ፍ በጃ ዝዀነ፡ ዘጥረዮም መሓዙት፡ መሓዙት ናይ ብላE ስተ ዘይኰኑስ፡ መሓዙ ግዜ ሽግር፡ መሓዙት
ግዜ ጸገም፡ መሓዙት ሓቅን ዝዀኑ፡ Eሞ ብስጋ፡ ብዝምድና፡ ብዓዲ ብምንም ተኣምር ዝምድና ዘይብሎም
ጓኖት ህዝቢ ንስለ Eቲ መሰል ደቂ ሰባት፡ ንስለ Eቲ ህሩኩት ናይ ስራሕ ድሌቱ፡ ንስለ ጠባዩን፡ ልEሊ ኩሉ
ድማ ንሃገሩ ዘርኣዮ ቅሩብነት ተደማሚሮም ሎሚ ንዳዊት ዝጠበቕ ኣዝዩ በርኪቱ ይርከብ።
ሎሚ Eለት 29 ጥቅምቲ 30( ሳላላላላሳ) ዝተፈላለያ ጋዜጣታት ሽወደን ብዛEባ ዳዊት I ሳቕ
ንመንግስቲ ሽወደን፡ ብፍላይ ንጉዳያት ወጻI ሚኒተሪ ሽወደን ክሓታን፡ ተቃወሞታትን ከስማዓን ተገይሩ፡
ንሱ ጥራሕ መዓስ ኮይኑ 6 ኣባላት ባይቶ ሽወደን፡ ንባይቶ ሽወደን ዘቕረብዎ ብፍሉይ ንዳዊት I ሳቕ
ዝምልከት ሕቶ ተደሚሩ’ዩ።
መንግስቲ ሽወደን ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ናይ ወጻI ጉዳያት ሚኒስትሪ፡ ኣብ መስርሕ ከም ዘሎን።
ክሳብ’ቲ መስርሕ ዝውዳE ድማ ዝዀነ ይኹን ሰነድ ብዛEባ’ቲ ጉዳይ ድማ ምስ መራኸቢ ብዙሓት ከም
ዘይካፈሎ ገሊጹ።
Eዚ ንመራኸቢ ብዝሓት ወይ ህዝቢ ሽወደን ክንገር ዘይክEል ጉዳይ ኣብ ሽወደን ዘይተለመደ ጉዳይ፡
ጠለብ ናይ ምልካዊ ስርዓት ምኻኑ ርዱE’ዩ። Eዚ ድማ ኣብ ዓለም ከይፈሽልን፡ Eቲ ኣብ ሽወደን ንሕና
ንመንግስትና መንግስትና ንዓና E ንዳበለ ዝድብል ከይክEቦም፡ ንመንግስቲ ሽወደን ብዛEባ’ዚ ጉዳይ
ንኸይዛረቡ ስምዓታ ወይ ታህዲድ ዝሃቦም ከም ዝመስል ዘንጸባርቆ ጉዳያት ብዙሕ’ዩ።
ህ.ግ.ዲ.ፍ ዘምጽA ምኽንያት E ንተምጽA፡ ንፍትሓዊ መሰል ናይ ዳዊት I ሳቕን E ቶም፡ ንEU
ዝመስሉ ናይ ፖለቲካን ናይ ሕልናን Eሱራት ኣብ ቃልE፡ ኣብ ዋሕስ የግብE ዝብሃለሉ ባይቶ ወሪዱ ከም
ዘይረትE ፍሉጥ’ዩ፡ Eዚ ስለ ዝዀነ ድማ ንምንዋሕ ስልጣኑ፡ ነቶም ኣብ ቕድሚU ዝጸንሑ ተራ ህዝቢ
ዝፈልጦም፡ ጋዜጠኛታት፡ መራሕቲ፡ ተቃወምቲ፡ ሕሉፍ ሓሊፍዎ Eቶም መሳርሕቲ ክዀኑዎ ዝመረጾም ሰብ
ስልጣን ይኹኑ ካልOት ከይተረፉ በጃ ስልጣኑ ክገብሮም ስለ ዘይማታE፡ ካብ’ቲ ዝተበገሰሉ መደብ ንድሕሪ
ከምዘይብልን፡ ጌጋታቱ ከም ዘይEርመን ዝተፈልጠ’ዩ።
PDF page 2
View this page in original PDF
Eዚ ስለ ዝዀነ ድማ ህዝቢ ንመሰሉ፡ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ መሰሉ ክለዓል፡ ኽሓትት፡ ሎሚ ከም
ዝሓለፈ Eዋን ግዜ ይጠልብ ኣሎ። ዳዊት Iሳቕ ንስለ ዝተኣሰረ ኣይኮነካን ሎሚ ትሓትት፡ ጽባሕ ንስኻ
ከይትEሰር’ኻ ትሓትት፡ ስለ’ዚ ሕቶኻ ንድሕነት ዳዊትን ንድሕነትካን ንድሕነት ካልOትን የገልግል። Eቲ
ግደን ጸወታን ዲሞክራሲያዊ ፖለቲካ ከኣ ንሱ’ዩ።
መተሓሳሰቢ
ብሽም ዳዊት I ሳቕ ሓደ ፎንድ ተመስሪቱ፡ ብቀዳም 27 ጥቅምቲ ከኣ ዝተፈላልዩ ሰባት
ፖለቲካውያን፡ ጋዜጠኛታት ስድራ ቤት መሓዙት ዝተኻፈልዎ ኣብ ሓንቲ ቤት መጽሓፍቲ ኣብ ከተማ
ዮቶቦሪ ሽወደን (Iሳቕ ዳዊት ዝቕመጠሉ ዝነበረ ከተማ) ዝተፈጸመ ብስም ዳዊት ዝEደል ሽልማት
ተኻይዱ፡ ካብ’ቲ ኣዝዩ ዘማEርግ ድማ ሓንቲ፡ ጓል ኣንስተይቲ፡ ጋዜጠኛ፡ ኤርትራዊት ተኻፋሊት ምዃና’ዩ።
Eዚ ማለት ነቶም ሽወደናውያን ናይ ዝገብርዎ ኣስተዋጽO ንምቕላል ወይ ንምንኣኣስ ዘይኮነስ፡ ኣብ ሽወደን
ዓቢኻ ኣብ ፍትሒ ናይ ዘሎካ ኣረኣEያ ከም ኤርትራዊ ንምግላጽ ማለተትይ’ዩ።
Eዞም ኣብ ታሕቲ ኣስማቶም ተገሊጹ ዘሎ ኣብ ’ቲ ክፉት ዝካየድ ክትEን ናይ ምEዳል ሽልማት
ዝተኻፈሉ ፍሉይታ ሰባት ኣስማት’ዩ።
Publicistklubben och Reportrar utan gränser välkomnar till öppet möte (ingen entré)
• När: Lördag den 27 oktober kl 14.00
• Var: Göteborgs stadsbibliotek, hörsalen
I dag fyller Dawit Isaak 43 år. Samtal med:
• Cecilia Malmström, Sveriges EU-minister
• Semret Seyoum, eritreansk journalist bosatt i Sverige
• Björn Tunbäck, Reportrar utan gränser
• Lennart Jonson, Publicistklubben
• Esayas Isak, bror till Dawit Isaak
ሰላም ንዝህብና
ሰላም ንሃገርና
ፍትሒ ይንገስ
ክንEወት’ና
30 ጥቅምቲ 2007
ኣንቶንዮ ተስፋይ