Extracted PDF page text
??? ?
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
1
ሽግር ተ.ሓ.ኤ-ሰባ ካብ ስሩ ይቐላE
ብ በይሉል (ናይ ብርI ስም)
ራብዓይ ክፋል
ድሕሪ 3ይ ሃገራዊ ጉባኤ፣- ጉጅለ Eቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝበሃግዎ ስልጠን ስለ ዝጨበጡ፣
ሕጂ’ኸ ናበይ ዝብል ሕቶ ዘይውጻE ዓቐበት ኮኖም:: ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ዝኣመትክዎ
ናይ’ዚ ቀንዲ ምኽንያት፣ ሃሚ ናይዚ ኣንጃ ስልጠን ደኣ Eምበር ክዓኩኽ ዝኽEል ፖለቲካዊ
ራI ይኹን ምስ ጭቡጥ ኣህጉራዊን ኤርትራውን ሕብረ-ፖለቲካዊ ዝገጥም መደብ Eዮ ስለ
ዘይብሎም፣ ውድብ ደስከለ:: ንምEቡል ኣሰራርሓ ዝEድም መደባትን ራEን ብኣባላት ውድብ
ይኹን ብካልOት ምሁራት ዝቐረበ ተሓሰምዎን ነጸግዎን:: AማስይU ከኣ Eዚ ኩነታት Eዚ ነቲ
ውድብ ንሶም ብዝደልይዎ ኣገባብ ጥራይ Eንተዘይጸሪቦሞ፣ ተወጢሖማ ዘለዉ ስልጣን
ከምዘይተኣማምን ክበርሃሎም ጀመረ:: በዚ ምኽንያት ንዘይቅበልዎም ንምድስካል፣ ንጉጅለኣዊ
ኣባላቶምን ሳዓብቶምን ከኣ ብዝያዳ ኣገልግለቶም ከበረክቱ ዝከኣሎም ገበሩ:: ሓደ ካብቶም
ዘድልይዎም ድማ መንግስትኣብ ኣስመሮም ነበረ::
መንግስትኣብ ኣስመሮም ከምቶም ኣብ ጸቢብ ምድርኽ ውድብ ራሕሪሖም ውልቃዊ ጥቕሞም
ዝመረጹ፣ ንሱ’ውን መነባብርU ዓጢጥዎ ንሃገረ-ሽወደን ድሕሪ ምስዳዱ፣ ብ1989 ንሳልሳይ
ሃገራዊ ጉባኤ ክካፈል መጸA’ሞ፣ ኣባል መሪሕነት ንኽሕጸ ኣEጊቦም ከምዝምረጽ ገበሩ::
ድሕሪ 3 ይ ሃ.ጉ. ብቕጽበት ውድብ ኣብ ምጣነ-ሃብታዊ ጸገማት ኣሎ ብዝብል ምስምስ
ብዙሓት ተጋደልቲ ንኽውገኑ ተወሰነ:: Eዚ ከምዚሉ Eንከሎ ግን ንመግስትኣብ ምሉE ሰልፈኛ
ንክኸውን ደረኽዎ:: ንዘየድልይዎም ቁጠባዊ ጸገማት ስለዘሎ ክትውገኑ ተወሲኑ’ሎ ክበሃሉ
Eንከለዉ፣ ወዲ ኣስመሮም ከኣ ኣባል መሪሕነት ተመሪጽካ ናበይ.. ነዓ ደኣ ምሳና ተዋደቕ…
ዝብል ኩነት ገጠሞ:: መንግስ’ውን ፣ ኣብ ናይ ተመሃራይ ዓለም ስለ ዘሎን፣ 32 ሺሕ ናይ
ሸወደን ክራውን( ባጠርያ ሃገረ-ሽወደን) ልቓሕ ስለ ዝEወድ Eንተተኸፊልሉ ንኽፍረቕ
ፍቃደኛ ከምዝኾነ ኣብረሀ:: ውድብ ከኣ ዝገርም ምጣነ-ሃብታዊ ከቢድ ጸገማት ኣሎኒ Eናበለ፣
ንነዊሕ ዓመታት Eሞ ከኣ ብጀካ ቃልሲ ካልE ሞያ ዘይብሎም ገዳይም ናይ ስድራቤትንPDF page 2
View this page in original PDF
2
2
ቆልUን ሓላፍነት ዘለዎም ተጋደልቲ ብዘይድልየቶም ከፋንው Eንከሎ፣ ነዚ ብውድብ ዓቕሚ
Eሞ ከኣ በቲ መዋEል ከቢድ ዝኾነ ድምር ገንዘብ ክኸፍል ምስምምU፣ ውድብ ኣብ ቁጽጽር
Eዚ ጉጅለ ከምዝኣተወ ዘመልክት ተወሳኺ ኣብነት Eዩ::
Eዚ E ዳ Eዚ ነዚ ባEታ ትምህርትኻ ወዲEካ ውልቃዊ E ዳኻ ከፊልካን ተሰለፍ ክበሃል
ምስተኻኣለ:: ቁርብነት ዘለዎ ባEታ ነዚ ንምፍጻም ድሕር ኣይብልን:: ወይ ድማ Eንተ ደኣ
መንግሰትኣብ ፍሉይ ንውድብ ኣድላዪ ዝኾነ Eሞ ውድብ ዝጎደሉ ሞያ Eንተዝህልዎ ከም
ቅቡል መብረሂ (ምኸንያት) ምስተወስደ፣ ወዲ ኣስመሮም ግን ካብቶም ካልOት ካድራት ዝፍለ
ካልE ሞያ ይኹን ኣኽEሎ የብሉን፣ ስለዚ ንውድብ ዓይነታዊ ለውጢ ከልብስ ዘኽEል ባEታ
Eዩ Iልካ፣ EድU ይከፈል ዘብል ዘንተ-ሞጎት ቦታ የብሉን:: ብኻልE ሸነኽ Eንተረኣናዮ’ውን
ካብ ኣውሮፓ መጺU ዝስለፍ ተረኺቡስ… ደሓን EድU ተኸፊልሉ ይቃለስ ዘብል ቁጠባዊ
ትሕዝቶ ኣብ ዝቦኸረ መዋEል Eዚ ተረኽቦ ብምፍጻሙ፣ ነዚ ውሳነ ዝደረኸ Eንኮ መግለጺ
Eዚ ዝስEብ Eዩ፣ ንሱ ከኣ Eዚ ኣንጃ Eዚ ኣገደስቲ ትካላት ውድብ ብባEታታቱ መታን
ክመሓዳደሩን ኣማስይU ድማ ውድብ ብዘገልግሎም መንገዲ ክጸርብዎ ስለ ዝወሰኑ
መንግስትኣብ ኣስመሮም ሓደ ኣገዳሲ ቤት ጽሕፈት ክዓጽወሎም ስለ ዝደለይዎ Eየ:: ኮይኑ
ድማ ነዊሕ ከይጸንሐ Eዚ ባEታ ሓላፊ ስርIታዊ ቤ.ጽ. ኮነ::
መንግሰትኣብ ሓለፊ ስርIታዊ ቤ.ጽ. ካብ ዝኸውን ንነጀው ኣሎ Iልካ ክትዝክሮ EትኽEል
ንውድብ ዝጠቅም ዝገበሮ ኣስተዋጽO በፍጹም የሎን:: ብኣንጻሩ ስርርE ኣብ ምብታን ደኣ
ተሳሕለ:: ንኣብነት ገለ ካብ ዝተጻወቶ ተራ ንምጥቃስ ዝኣክል፣ ኣብ ሃገረ ነርወይ ዝነበረ
ስርርE ውድብ ዝነበሮም ውሽጣዊ ግርጭት ኣብ ክንዲ ዝኣለዮ ነዚ ከም ምኽንያት ተጠቒሙ
ኣደስኪልዎን ኣፍሪስዎን ደኣ ተመለሲ:: ኣብ ጀርመን ኣብ ዩትበሪ ዝነበረ ስርርE ን24 ኣባላት
ውድብ ሰሪዙ፣ ንክልተ ጥራይ ብምግዳፍ ኣፍረሶ:: ኣብ ሃገረ ሸወደን ዓዲ ጥልያንን ተመሳሳሊ
ስርሓት ኣሳለጠ:: ኣብ Iትዮጽያ ዝነበረ ስርርE ምስ Iብራሂም ብምትሕብባር ልEሊ 20
ጨናፍር ኣብ ምብታን ዓቢ ግደ ነበሮ:: ኣብ ጀርመን Eውን Eነተኾነ፣ ኣብ 2003 ዝተጻወቶ
በታኒ ግደ ብዝምልት ብዙሕ ስለ ዝተጻሕፈ ኣብዚ ምድጋሙ ኣድላይነት የብሉን:: Eሞ
ንውልቃዊ Eዳ ዝተኸፍለ በቲ ግዜ Eቲ ልEሊ 32000 ናይ ሽወደን ክራውን ወለድ ከይጸንበርካ
ነዚ ድዩ!! ዘብልዶ ኣይኮነን? Eዚ ገለ ካብ ኣEናዊ ግደታቶም ክኸውን Eንከሎ፣ EላምU ከኣ
ውድብ Eቲ ጉጅለ ብዝደልዮ ኣገባብ ንምቅራጽን ንዝቅበልዎም ኣባላት Eንተዘይኮይኑ
ንካልOት ካብ ውድብ ንምልጋስ ዝሃቀነ ስርሒት Eዩ::
Eቲ መሪር ሓቂ፣ Eቶም መትከላዊ ጀብሃዊ መርገጽ ዘገድሶም ኣባላት መሪሕነት (ሰውራዊ
ባይቶ) ውሁዳን ቁጽሪ ዝኣተዊሉ ወቕቲ ካብ ሳልሳይ ሃ.ጉ. ንነጀው Eዩ:: ኣብቲ መዋEል ግናPDF page 3
View this page in original PDF
3
3
መሰረታት ውድብ ብዲምክራሲያዊ ኣገባብ ዝተመርጸት መሪሕነት ክሳብ ካብ መትከላት
ውድብ ብጋህዲ ዘይወጸት ደም Eናጠዓሞ ተቐይዱ ይኸይድ ነይሩ:: ብቃልሱ ከኣ ውድብ ናብ
ኣድማI ተር ግዲU ንምስግጋር ከምዝበቅE ብምትEምማን ግቡU ካብ ምፍጻም ከቶ
ኣይተቆጠበን:: የግዳስ ከምዚ ሎሚ ግሁድ ኮይኑ ዘሎ Eቲ መንሽሮ ውድብ ኣበይ ከምዘሎ
ንብዙሓት ብሩህ ብዘይምንባሩ፣ Eድመ Eዚ ኣንጃ ክናዋሕ ከኣለ::
ውድብ ከኣ ኣብ ከምዚ ኩነታት Eንከሎ ራብዓይ ሃገራዊ ጉባኤ ገበረ:: ኣብዚ Eውን Eንተኾነ
ዓይነታዊ ለውጢ ኣይተራEየን፣ ባሓጺሩ ጉጅለ፣ ስልጣኑን ናይ መሪሕነት ዓብላልነቱን
ደጊሙ ኣረጋገጸ:: ኮይኑ ግን ኤርትራውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ኩነታት ሓደስቲ ረቋሒታት
Eናሓዘ ብምምጽU Eዚ ክውንነት Eዚ ንኤርትራውያን ብሓፈሽU፣ ንውድባት ከኣ ብፍላይ፣
ክጸልወን ጀመረ:: ንሱ ከኣ ናይ ተጸዋዊረካን ተኸኣIልካን ሃገር ናይ ምድሓን ኣምር ተባሂሉ
ክግለጽ ይከኣል:: ውድባት ኣብ ክንዲ ዝነጻጸጋ፣ ዝተሓተ ናይ ሓባር መድርኻዊ መደብ Eዮ
ሓንጺጸን ብሓባር ክሰረሓ ተደላይነቱ ወዓል ሕደር ዘየድልዮ ኣምር ኮነ:: ስለዚ ክቀራረባ
ከምዘለወን ናይ ኣባላተን ቀንድን Eዋናውን ጠለብ ኮነ:: ኣባላት ተ.ሓ.ኤ-ሰ.ባ. ከኣ Eዚ ሓቅነት
ብኣግU ተገንዚቦም ንመሪሕነቶም ናብU ገጹ ክደፍE ደረኽዎ:: መሪሕነት ውድብ ብጉጅለ
ዝተዓብለለ ብምንባሩ Eንቅፋታት ክጓነፍ ናይ ግድን ነበረ፣ ምኽንያቱ ከኣ ውድብ ኣጽቢቡ
ብዘገልግሎ ኣገባብ ክጸርብ ዘንቀደ ጉጅለ፣ ኣብ ሰፊሕ ናይ ቃልሲ ሜዳ ክኣትው ምቕባል፣
ንEድሚU ዘሕጽር ረቋሒታት ከምዘስEብ ስለዝርዳE፣ ቅድሚ ስልጣኑ፣ ረብሓ ሃገርን ህዝብን
ክዓጦ ከምዘይክኣል ርዱE Eዩ::
ንኩሉ ዝጸንበረ ሃገራዊ ሓድነት ተበግሶታት ምስተጀመረ ከኣ፣ ናይ ጉባኤ ውሳነ ማለት(ኣብ
3.ይ ሃ.ጉ.) .. ወድብ ምስ ትሕተ ሃገራዊ መደበ-Eዮ ዘለወን ውድባት ርኽክብ ክገብር ስለ
ዘየፍቅድ… ጉጅለ ነዚ ተሞረኪዙ ካብ Eዋናዊ ጠለብ ክኹብልል ሕጋዊ መንገዲ ረኸበ:: የግዳስ
Eዚ ውሳነ Eዚ ምስቲ ተፈጢሩ ዘሎ ውድEነት ከምዘይቃዶ ንመብዝሕትU ኣባላት ውድብ
ብሩህ ነበረ:: ጉጅለ Eውን ብሜላ ክEንቅፍ Eንተዘይኮይኑ ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኣምር E ረ
Eናጠዓሞ ኣጽደቖ:: ነዚ ብዝምልከት ዶ. ተስፋጽየን መድሃነ ዝተጸንAን Eዋናዊ መደረን
ጽሑፍን ኣብ መበል 12 ዓመታዊ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ- ኣብ ካስል ብ1997 ነሓሰ ኣቕረበ::
የግዳስ ድሕሪ Eቲ ፌስቲቫል በዚ ጉጅለ ኣንጻር ዶ. ተስፋጽየን ዘይሓላፍነታዊ ናይ ጸለመ
ወፍሪ ተኻየደ:: ንርEይቶ ናይ ዶክቶር ምቕባልን ምንቃፍን ወላውን ምንጻግ ናይ ነፍስ ወከፍ
ሰብ ይኹን ውድብ መሰል Eኳ Eንተኾነ፣ ዝተኻየደ ጸለመ ኣብ ልEሊ ርEይቶ ጥራይ ዘይኮነስ
ኣብ ውልቅU ከም ሰብ Eውን ብምንባሩ፣ ብሓቂ ዘሕንኽ Eዩ:: Eላማ ናይዚ Eከይ ወፍሪ ድማ
ተስፋጽየን ዘልዓሎ ወድዓዊ ትንተናን ፖለቲካዊ ኣድላይነትን ንውድብ ከይጸልውን ከየላEልን
ክኸውን Eንከሎ፣ Eቲ ውልቃዊ ጸለመ ከኣ፣ ናይዚ ጉጅለ ጸረ-ምሁራን ልሙድ መግለጺ’ዩ::PDF page 4
View this page in original PDF
4
4
Eዚ ጥራይ ዘይኮነ:- ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ Eቲ ቀንዲ Eላማ Eዚ ጉጅለ፣ ውድብ በዓቐን
ይኹን ብዓይነት ጥቕሞም ብዘይሕልው ንኸይዓቢ ስለዛኾነ፣ Eቲ ውደብ ብዓቐን ከመይ
ይድቆስ ንዝምልከት፣ ኣብ ላEሊ ከም ዝራኣናዮ ውድባዊ ስርIታት ምፍራስን ምብታን
ክኸውን ከሎ፣ ብዓይነት ንምድካዩ ድማ Eቶም ፣ምኩራት፣ ውፍያት፣ ምሁራት ዘበሉ
ኣባላትን ደገፍትን ብዝተፈላለየ መገዲ ካብ ውድብ ከምዝርሕቁ ምግባር Aዩ:: ስለ ዝኾነ ድማ
ከም በዓል ተስፋጽየን ዝኣምሰሉ ውድብ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ ዘድልዮ ክEለት ዝውንኑ
ምሁራት፣ ከምዚ ዓይነት መኸተ ክገጥሞም በዚ ጉጅለ’ዚ፣ ባህርያዊ ጌረ Eየ ዝወሰዶ ::.
Eንተኾነ ዶ ተስፋጽየን የኹን ካልOት ሓለይቲ ሃገር ብባህርያቶም ንኽትቃለስ’ሲ ቃልሲ
ከምዝሓትት ኣንጊሁ ኣብ ሓንጎሎም ከምዝቐረጸ Eኣምን:: ስለዝኾነ ድማ ኣብዚ ዝተኻየደ
ውድብ ናይ ምድሓን ታሪኻዊ ቃልሲ፣ ኣብ ጎኒ መሰረታት ደው ብምባል A ገዳሲ ተራ
ተጻዊቶም Eዩም::
ናብ’ቲ ቀንዲ ተሕዝቶ ንምምላስ ድማ፣ Eቲ ዘገርም ብዙሕ ከይጸነሐ ውድብ ብሳላ
ተጽEኖታት ኣባላቱ ነቲ ዶ. ተስፋጽየን ዝኣመቶ ብEሊ ደኣ ተቐበለ:: ውድብ ድማ ምስቶም
ብሓውና ስዮም ኣገላልጻ ´ … ምስ ጨሓማት…` ከይተረፈ ኮፍ በለ:: ከም ኣመሉ ድማ ሕንኽ
ከይበለ … ብሳላ ጻEርናን ተበግሶናን ዝተረኽበ መኽሰብ … ክብል ጨደረ:: የግዳስ ብግብሪ ነቲ
ዝካየድ ዝነበረ ልዝብን ኣብ ሓባር ነጥቢ ንምብጻሕ ዝሰላሰል ዝነበረ መስርሕ ካብ ምትEንቃፍ
ኣይተቆጠቡን:: ምስ ምሕዝነት ኣብ ዝግበር ዝነበረ ርኽክባት ንከይEወት ዝከEሎም ገበሩ:: ኣብ
ውሽጢ ውድብ Eውን ኣባላት ንምድንጋርን ኣንተተኻIሉ ምስ መርገጾም ዝሳነ ኣረዳድኣ
ክሰፍን ብምሉE ዓቕሞም ጸዓሩ:: ንኣብነት ፣-
1. መስከረም 11 1998 ኣብ ፍራንክፈርት ብዓብደላ Eድሪስ ኣብ ዝተገብረ ናይ
ምሕዝነት ኣኼባ፣ ንጉሰ ጸጋይ ብሕሹኽሹኽ ኣባላት ውድብ ንከይካፈሉ ዝከኣሎ
ገበረ::
2. ጥሪ 21 2001 ኣብ ፍራንክፈርት ብተወልደ ገብረስላሰ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት
ኣኼባ ስዩም ብጋህዲ ኣድማ ገይሩ ወዓለ::
3. ለካቲት 2 2001 ኣብ ከተማ ካስል ብስዮም ዝተመርሐ ናይ ውድብ ሰሚናር ከምዚ
ዝስዓብ ማለት፣ ` … ምሕዝነት ከም ዝፈረሰ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክትሰምU Iኹም
….. ´ ክብል ሓውና ስዩም ኣስመA::
ስለዚ Eዚ ጉጅለ ይኹን ስዩም E ማም ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ኣጀንደOም ከም መታለሊ
Eንተዘይኮይኑ ብEቱብነት ዝጥምትዎ ጉዳይ ከምዘይኮነ ብኣግU ብሩህ Eዩ ንይሩ::PDF page 5
View this page in original PDF
5
5
ድሕሪ 3ይ ሃገራዊ ጉባኤ ብሕልፊ ከኣ 4ይ ሃ.ጉ. ኣባላት ኣንጃ ስጥምነቶም ክብተን ጀመረ::
በዚ ከኣ ነፍስ ወከፍ ጥቅሙ ጥራይ ከም ቀዳማይ E ማም ብምውሳድ ገሊOም ውድብ
ጠንጢኖም መነባብረOም ጥራይ ክገብሩ Eንከለዉ፣ ገሊOም ግን ውድብ ተሞኽሊዮም
ጥቅሞም ዘደልድልሉ ኣገባብ ኣናደዩ:: ሓደ በዚ ኩነታት ውልቃዊ ረብሓታቱ ዘደልደለን
ምናልባት Eውን ውድባዊ ቦትU ንረብሓ ካልOት ዘውዓለ ንጉሰ ጸጋይ Eዩ:: ገለ ነዚ ጠቒሰዮ
ዘለኹ ሓቅታት ንምEማት ተግባራቱ ንምጥቃስ ዝኣክል‹፣-
1. ካብ 1997 ክሳብ 2000 Eዚ ባEታ ብቐጥታ ብEብራሂም ትEዛዝ ሓላፊን ብተወሳኺ
ተሓዝ ገንዘብን(ኣብ ውድብ ዘይልሙድ ኣገባብ) ክለብ ሓደ መስከረም ኣብ
ፍራንክፈርት ኮይኑ ኣብ ዘተዋሳኣሉ Eዋን፣ ጸብጻብ ገንዘብ ንኣባላት ውድብ ከቕርብ
ብተደጋጋቢ ተሓቲቱ ፍቓደኛ ኣነበረን፣ ክሳብ ሎሚ ጸብጻባቱ ንመሰረታት ውድብ
ኣየቕረበን:: Eቲ ገንዘብ ክሳብ 200 ሽሕ ማርክ ይግመት::
2. ብ 2000 ኣብ መበል 15 ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ኣብ ካስል ዝተቐድሐ ኣገዳሲ ንህ.ግ.
ዘሰንበደ ፌስቲቫል ንዝተቐርጸ ቪድዮ ካሴት ተበላሽዩ ብምባል ከምዘይዝርጋሕ
ገበረ:: ነቲ ቪድዮ ዝቐረጸ ሰብ ከምዘረጋግጾ ግን ኣባህላ ንጉስ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ
ምኻኑ ጥራይ ዘይኮነስ፣ Eቲ ካሴት ብዓይነቱን ኣቀራርጽUን ካብተን ዝሓሻ ሓደ
ምኻኑ Eዩ ዘረጋገጽ:: Eቲ ዘገርም ድማ፣ ፍልማዊ ቕዳሕ ቪድዮ ( ብዘየገድስ
ኩነታቱ) ኣበይ ከምዘስፈሮ ኣይፍለጥን::
3. ካብ 1996 ክሳብ 2000 ብIብራሂም ዝተዋሀቦ ስልጣን ተጠቂሙ Eዚ ባEታ ገባርን
ሓዳግን ናይ ሰፍሕ በዓል ኤርትር ካስል ኣብ ዝነበረሉ Eዋን፣ ከምቲ ልሙድ
ንመሰረታት ጸብጻባቱ ክቅርብ ዝግበO ክነሱ፣ ብተደጋጋሚ ተሓቲቱ ኣሻፈረኝ ምባሉ
ጥራይ ከይኣክል፣ መሪሕነት ውድብ Eውን ነዚ ብተደጋጋሚ ተሓቢሩ ጸማም Eዝኒ
ደኣ ተዋህበ:: ንጉሰ ከኣ ድማ Eንታይ ጸብጻባት ኣቕሪቡ ኣየቕረበን ( ብፍላይ
ገንዘባዊ ጠቀስ) ክሳE ሕጂ ዝፈልጥ የሎን::
4. ንጉሰ ጸጋይ ካብ 1998 ክሳብ 2001 ቅቡልን ልሙድን ብዘይኮነ ኣገባብ ናይ ምሉE
ኣውሮፓ ፣ ኣስያን ኣሜሪካን ተሓዝ ገንዘብ ጥራይ ዘይኮነስ ብተወሳኺ ተቖጻጻሪ
ገንዘብን ንብረትን ናይውድብ ኮይኑ ምስተሸመ፣ ብተዳጋጋሚ ንውድብ Eዚ ኣገባብ
ንብልሽውና ዝEድም Eዩ ተባሂሉ ብመሰረታት ውድብ ንዝቐረበ ለባዋ ፣ መሪሕነት
ጸማም Eዝኒ ክህብ መሪጹ::
5. ኣብ ልEሊ Eዚ ኩሉ ስልጣን፣ ንጉሰ ብተወሳኺ ኣብ ኣውሮፓ ሓላፊ ክፍሊ ባህልን
ዜናን ንክኸውን ብIብራሂም ምስተመረቀሉ፣ Eዚ ባEታ Eዚ ንኣባላት ክፍሊ ባህሊPDF page 6
View this page in original PDF
6
6
ነንሕድሕዶም ብሕሹኽሹኽ ብምግጫው ክሳብ ሰላምታ ብጻይ ከምዝተሓራረሙ
ገበሮም ክወሃቦም ዝግባE ዝነበረ ገንዘብ Eውን ሓረሞም:: ንክፍሊ ሬድዮ ድማ ናብ
ናይ ሓሶቶም ልሳን ለወጣ::
6. ካብ ኩሉ ዘሰንብድ ከኣ፣ Eዚ ባEታ ብውድብ ምስ ገለ ሰባት ኣብ ኤርትራ
መባEታዊ ርኽክባት ንኽገብር ንዝተዋህቦ ሓላፍነት ድሕሪ ምርካቡ፣ Eቶም ንሱ
ዝፈልጦም ዝነበሩ ባEታትት ኩሎም ድሕሪ ገለ Eዋን ብጸጥታ ህ.ግ.ድ.ፍ.
ተለቒሞም፣ ኣብዚ Eዋን ሃለዋቶም ኣይፍለጥን::
ስለዚ Eዚ ባEታ Eዚ ኣብ ልEሊ ውልቃዊ ጥቕምታቱ ምEዋቱ፣ ንመን Eዩ ዘገልግል ነይሩ
ዝብል ሕቶ ክለዓል ናይ ግድን ይኸውን.. ግዜ ዘየጋልጾ ስለ ዘየሎ መዋል ከቃልO Eዩ::
ኣባላት ውደብ ድማ ኣብ 5ይ ሃገራዊ ጉባኤ፣ ናይ Iብራሂም ከም ኣቦ መንበር ዝተጻወቶ
ኣሉታዊ ግደ ድሕሪ ምEዛብ ድምጾም ሓረምዎ፣ የግዳስ ንሱር ናይዚ ጉጅለ ወሳኒ ተራ
ንምድኻም ብዝምልከት፣ ንመብዝሕትU ኣባል ብሩህ ስለዘይነበረ መሪሕነታዊ ዓብላልነቶም
ብመጠኑ ከEውቱ ክIሎም:: ነዚ ኩነታት ዘንበበ Iብራሂም ውጽIት ጉባኤ ብትEግሰቲ
ተቐቢሉ፣ ባይታታቱ ጌና ከምዘይቀሃመ ስለዝፈለጠ፣ ብድሕረይ ሳEሪ ኣይብቆላ መደባቱ ዳኣ
ተዓጥቀ:: ድሕሪ Eዚ Eዋን ጉጅለ ብመሰረቱ ከም ቀደሙ ክኸይድ ከም ዘይክEል ስለ
ዝተረደA፣ ንገለ 20 ዓመታት ዝነበሮ ምትEስሳር ለውጢ ከተኣታትውሉ ተገደዱ፣ Eቶም
ብቅጥI ዝሰኣነ ብዝኾነ መንገዲ ናይ ስልጣን ሕቶ ዘቀደሙ ባEታታት፣ ዝሓለፈ ጎንጽታቶም
ንግዚU ንጎኒ ገዲፎም ብዘራኽቦም ዝምባሌታት ክጨናነዉ ጀመሩ:: ኮይኑ ከኣ ካብU ዝለወጠ
ንስሙ ብስዩም ዝምራሕ ኣንጃ ከምቲ ሓደ ሓው ዝገለጾ፣ ”ምሕዝነት ግንጢታት” ( The
alliance of the odds ) ኣብ ካልኣይ ስሩሕ ኣኼባ ሰውራዊ ባይቶ ብ2002 ብጋህዲ
ተቐልቀለ:: ነዚ ብዝምልከት ብዙሕ ስለ ዝተጻሕፈ ደጊምካ ምጥቃሱ ኣድላይነቱ ኣይርኣየንን::
የግዳስ ክዝከር ዘለዎ ጉዳይ Eንተሎ፣ምሕዝነት ግንጢታት ጥቅሞም ጥራይ ስለ ዘቐድሙ ኣብ
ዝሓለፈ ግዜ ብውድብ በቲ መዋEል Eውን Eነተኾነ ባኣኣቶም ብብልሽውና ዝተጠላቐየ Eዩ
Iሎም ንዝገልጽዎም Eውን ብዘይ ሕንከት ክመሓዘዉ ከምዘየጸግሞም ብሩህ Eናኾነ መጸ:: ነዚ
ብዝምልከት ጉዳይ ኣሰፋው በርሀ ዓቢ ኣብነት Eዩ:: ኣሰፋው በርሀ ትማሊ ዝገልጽዎ ዝነበሩ
ረሲOም ከም ውፉይ ተቓላይ ከላልይዎ ዝፍትኑ ዘለዉ ሓቂ ድዩ !! ? ብብልሽውና ኸ
ኣይተጠላቐየን ዶ …? … ኣብ መጻI ክፋለይ Eስከ ንርኣዮ::
ይቕጽል