Extracted PDF page text

nisheketi weshtawi.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ንሸቐጥቲ ውሽጣዊ ኣካላት መናእሰያትና
ዘይፈለጠ ይፍለጦ
እዚ ኣብዚ ጽሑፍ ሰፊሩ ዘሎ: ሓበረታ ድሕሪ ብዙሕ ጻዕሪን ምክትታልን ብጉዱሳት 
ኤርትራዉያን ተቃለስቲ ባእታታት ኣብ ዝተፈለለየ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ግዳይ ናይቲ 
ኣሪመናዊ ኢሰብኣዊ ተግባራት ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ዝኾኑ ዝረሓቐን ዝቐረበን 
ብኤርትራዉነቱ ሕልናኡ ዝሓመመ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን መንእሰያት ዝፊጸም ዘሎን 
ዝጸነሐን ሕጂዉን ዝቅጽል ዘሎን ዓበይቲ ገበናትተሳተፍቲ ዋናታቱን መሻረኽቶምን ንምፍላጥ 
ዓብይ ጻዕሪ ከነካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ዝተወሰነ ጭቡጥ ዝኾኑ ገለ ኣብዚ ተዋሳእቲ ዝኾኑ፡ 
ዝጸነሑን ዝቐጸሉዎ ዘለዉን ባእታታት ኣስማቶም ቀድሚ ምጽሓፍና ክንረጋግጾ ንደሊ 
ሓተታት ኣሎ።
ቀዳማይ፡ እዚ ኣብ ልዕሊ መናእሰይ ኤርትራ ጭካን ኣረሜናዊ ገበን ዝፍጽም ዘሎ ሰፊሕ ናይ 
ማፊያ መርበብ ምዃኑ ኩሉ ህዝቢ ዓለምና ዝፈለጦ ሓቂ’ዩ።
ሀ. ዝርገሐ ናይዚ ማፊያ ሓይሊ’ዚ ኣስመራ ብላዕለዎት ኮረነላት ህ.ግ.ደ.ፍ ሱታፈ ብኣሳሓት 
ዶላራት እናኽፈሉ ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን የሰጋግሩ።
ለ. ተሓባበርቶም ከኣ ምስ መርበብ ራሻይዳ ተዋሃሂዶም እቲ ናይ ምስግጋር ጉዕዞ ብሲናይ 
ኣብሉ ክሳብ እስራኤል ይቕጽል
ሐ. ገለ ሱዳናዉያን ኣዉን እንተኮነ ኣብዚ ገበናትዚ ተዋሳእቲ ኢዮም። እቲ ዘሕዝን ግን 
ኢርትራዉያን ንንብሶም ኣብ ክልተ ጉሩብ ተመቓቂሎም ምስ ሱዳናዉያንን ረሻይዳ  
ተወሃሂዶም እዚ ገበን ኣብ ምስልሳል ቀንዲ ተዋሳእቲ ባዕሎም ኤርትራዉያን ምዃኖም ኢዩ።
መ. ካብ ኢትዮጵያ ንሱዳን ዝሰጋግሩ ናይ ማፊያታት ዕላማ ዘሳልጡ ደላሎ ኣብ መዓስከር 
ስደተኛታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ኣብ ትግራይን ጎንደርን
ይርከቡ። እዚ ናይ ጥፍኣት መርበብ እዚ ተዘርግሁሉ ዘሎ ሃገራት 1) ኤርትራ፡  2) ሱዳን 3) 
ኢትዮፕያ 4) ግብጺ 5) እስራኤል ኢየን።
እቲ ዘሕዝን ንመናእሰያት ኤርትራ ጆሆ ብምሓዝ ኣሻሓት ዶላራት ብኣስግዲድ እንዳ ኣኽፈሉ 
ብቑጽሪ ሒሳብ ባንክ ኣብ ሱዑዲያ ኣብ ዱበይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ወዘተ ይቕበሉዎ።
ሕጂ እምበኣር ድሕሪ እዚ ሓፈሻዊ መቅድም፡ ብክልተ ዝተጻረዩ ቀንዲ ናይቲ ኣሬሜናዊ 
ተዋሳእቲ ዝኾኑ ክልተ ጉሩብ (ክልተ ጉጅለታት) ካብ ዝበጻሕናዮም ጭቡጥ ሓበሬታ 
ንህዝብናን ንፈተውትናን ነቶም ናይዚ ኣሬሜናዊ ግፍዕታት ግዳይ ዝኾኑ ስድራቤታት 
ኤርትራዉያን ከንቶ ከም ዘይጥፍእን ወዕሉ ሓድሩ ገበነኛታት ኣብ ፍርዲ ዝቀርብሉ ግዜ 
ሩሑቕ ከምዘይኮነ ከነረጋግግጸልኩም ንፈቱ።
እምበኣር እቶም ተወዳደርቲ ክልተ ናይ ማፊያ ጉጅለታት መራሕተን ኣስማቶም ክንጠቅስ 
እና።

PDF page 2

View this page in original PDF

ቀዳማይቲ ጉጅለ
ስም፡ የውሃንስ ማሕራይ ብጀን ( ብወዲ ማሕራይ) ዝፍለጥ። ዓዱ ዑና ዓንዶም (ጭዓሎ)። 
ተሓባበርቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምስርን እስራኤልን ኣሎዎም።
ካልኣይቲ ጊጅለ
ስም፡ ኣንገሶም ጠዓመ ኣከለ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ዓዲ ቐይሕ። ሑሉፍ ታሪኹ ምስ ጉጅለ 
ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ንጹሃት ኤርትራዉያን ዝገፍዕ ዝነበረ ሰብ ኢዩ። 
ተሓባበርቱ ድማ ኣብ ኤርትራ ሱዳን ኢትዮጵያ ምስሪ እስራኤል ይርከቡ።
እዞም መራሕቲ ገበነኛታት ክልተ ጉጅለ ደቂ ኣውራጃ! ኣከለ! ጉዛይ! ኮኖም! ብኸባቢ!
እንተኾነ’ዉን ተቐራረብቲ ኢዮም።
እቲ ናይ ማፊያ ስራሕ ኣብ ምጅማሩ ብሓባር ከም ዝነበሩ ድሕሪ ቁሩብ!ጉዕዞ!ግን!ኣብ!ከቢድ!
ናይ ገንዘብ ዉድድር ኣትዮም ኣብ መንጎ!ክልትኦም!ጽልኢ!እንዳ!ሰፈሐ!ክዕራቕ!ዘይኽእለ!
ምትህልላኽ ነጊሱ።! ብምኽንያት! ኣብ! መንጎ! ክልትኦም! ዝተፈጥረ! ዘይዕረቕ! ሽግር!
ኤርትራዉያን መናእሰያት ቁጽሮም!ብኣሽሓት!ህወቶም!ሓሊፉ!ኢዩ።!ኣካላት!መናእሰይ!
ኤርትራዉያን ተበታትኹ ኣብ ዕዳጋ ኣውዕሎም ኢዮም።
ንኣብነት ጉጅለ ወዲ ማሕራይ (ጆን) ካብ ጉጅለ ኣንገሶም ዝኣከቦም!ተሰጋገርቲ!መናእሰያት!
ኤርትራዉያን ብዘይ ፍቓድ ኣንገሶም ወሲዶም ኣብ ኒል!ባሕሪ!ብኣረጊት!ጀልባ!ክጥሕሉ!
ከምዘለዎም ይገብር። ብዙሕ ኤርትራዊ ህይወት ድማ የህሊቑ።
ጉጅለ ኣንገሶም ድማ ናይ ግብረ መልሲ ካብ ናይ ጆን ጉጅለ ዝተኣከቡ መናእሰያት ወሲዱ 
ኣብ ሓደ ዕጹው ቦታ!ብምእታው!ኣንገሶምን ተሓባበርቱ ራሻይዳ ኮይኖም ካብ ነብሲ ወከፍ 
እሱር 3j!ሽሕ!ዶላር!ብምሕታት እቲ ዝክፈል ክፊሉ እቲ ዘይከፈለ ድማ ኣካላቱ ከም ናይ 
በጊዕ!ስጋ!ተመቓቂሉ!ተሸይጡ።!ብዙሓት!ኤርትራዉያን!ድማ!ኣጥፊኦም።!ድሕሪ!እዚ ኣብ 
ልዕሊ ደቂሰባት ጭካኔ!ዝመልኦ!ኣሬሜናዊ!ዉድድርን ምትህልላኽን ኣብ ዝኸፈአ!ጠረዙ!
በጽሑ’ዩ። ክልተ መራሕቲ ጉጅለታት ንክቀታተሉ ተዳለዩ።
በዚ መሰረት ወዲ ማሕራይ (ጆን) ንኣንገሶም ንምቕታል ናብ ኢትዮጵያ መጽኡ ደልዩ 
ስእኑዎ ከም ተመልሰ ናብ ሱዳን ይሕበር።
ኣንገሶም ንሱ ዝመርሓ ጉጅለን ብወገኖም ንወዲ ማሕራይ ንምቕታል ብዙሕ ተንቀሳቒሶም!
ከይተዓወቱሉ ኣይተርፉን!ኢዮም!ይመስለና፡ ሃለዋት ወዲ ማሕራይ ካብ ሱዳንን ምስርን
ጠፊኡ ኣሎ። ንምዃኑ ኣንገሶም መን ኢዩ። ንኣንገሶም ጠዓመ ወጅሀ ጠዓመ ከሰተ ጠዓመ 
ነዚ ዝተጥቅሰ ኣንገሶም ኩሉ ባዕሉ ኢዩ። ካልእ እዉን ክህሉ ይከኣል ኢዩ።
እምበኣር እዚ ዝተጠቕሰ ማፊያ ሕጂ ቀንዲ መዋፈርኡ ኢትዮጶያ!ኮይኑ!ምስ!ተፈላለዩ!ሰባት 
ሽርክነት!ፈጢሩ!እቲ!ኣብ!በረኻታት!ሲናይ!ኤርትራውያን!መንእሰይ!ሸይጡ!ዘኣከቦ!ገንዘብ!
ዶላራት ቁጽረን!ብርክት!ዝበለ!ናይ!ጽዕነት!መካይን!ገዚኡ!የንቀሳቅስ!ከም!ዘሎ!ይፍለጥ። እዚ 
ጥራ ዘይኮነ እቲ ናይ ስራሕ ሕጂዉን ብዘይ ምቑራጽ ምስቲ ንሱ ዝመርሓ ጉጅለ ብዘመናዊ 
መሳረሒታት እንዳ ተሓገዘ (እንዳ ተራኸበ) ኤርትራዉያን ኢትዮጵያዉያን ሶማላዉያን 
መናእሰያት ብመንገዲ ሑምራ መተማ ኣብ ምስግጋር ይርከብ። ነዚ ናይ ማፊያ ስራሕ 

PDF page 3

View this page in original PDF

ምስላጥ ዝኾና ናእሽቱ!ዘመናዊ!መካይናት!ከምዘለወኦ!ይግለጽ።!ሓንቲ!ከም!ኣብነት!ንምጥቃስ
ናይ ኢትዮጵያ ተርጋ ዘለዋ •–—˜j!ኮይና!ኣብ!ዶብ!ሱዳን!ምስ!በጸሐት!ናይ!ሱዳን!ተርጋ!
ትቅይር ምዅነን! ይንገር።! እዚዉን! ከይኣኽሎ! ኣብ! ውድባት! ኤርትራ! ከም! መሕበኢ!
ክጥቀመሎም ይፊትን ከም ዘሎ ሩጉጽ ሓበረታ ኣሎና። ነዚ ገበነኛ ክሕተት ምዅኑ!ክዝንጋዕ!
ኣይግባእን።
መልእኽቲ ንመንእሰያት ኤርትራ ብሓባር እቲ ኣብ ላዕሊ ጠቂስናዮ ዘሎና ዓበይቲ ሽግራት!
ጠንቅን ዋኡን ስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ ኢዩ። እዚ ስርዓት እዚ ኣብ ምውዳቕ እጃምካ!ኣልዕል!
ንሂወትካን ክብርኻን!ዋጋ!ሃቦ!ንስድራቤትካን!ኣሕዋትካ!ሃገርካን!ዝኽፊል!ዘሎ!መስዋእቲ!
ተረድእካ ቆላሕታ!ግበረሉ።!ተኸታተሎ!ድማ።
ካብ ጉዱሳት ኤርትራዉያን
ወዲ በርሀን
ዓንድኪኤል!ተወልድ
ካብ ተል ኣቢብ ኤስራኤል