Extracted PDF page text
Microsoft Word - 1994.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ውግኣት ሓርነት ማይ ሓባር 1994
መንEሰይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዓዲ ኣበይቶ 2004
ዝኽሪ መበል 10 ዓመት ማይ ሓብር ?
ኣብ ሙሉE ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ከይወዓለ ከይሓደረ ኣውያት ንዓለም ከስምE
ኣለዎ። ድሕሪ’ዚ Eዚ ተርኽቦ ዓዲ ኣበይቶ ህዝቢ ናይ መጨረሻ ክጽውር ዘይክEል
ተግባራት ህ.ግ.ደ.ፍ ከቃልE ኣብ ዘዝነብረሉ ሃገር ጸሊምን ጻEዳን ጨርቂ ሒዙ፡
ሓዘኑን፡ ናቶም ዝሞቱ ከኣ ሰላምዊ ድሌቶምን ክገልጸሎም ክኽEል ክገብር በዚ
ኣጋጣሚ ኣብ ክንድOም ንኩሉ ደላይ ሰላም ኤርትራዊ/ኤርትራዊት ብትሕትና
ጸዋIት የቅርበሎም ኣለኹ።
ልክE ቅድሚ 10 ዓመት ብ11 ሓምለ 1994 Eቶም ንምEንታና ክብሉ ደሞም
ዘፍሰሱ፡ ዓጽሞም ዝሰበሩ፡ ምንኣስ ስውኣት ዝዀኑ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት፡ በቲ ኣብ
ማይ ሓብር ዝገበርዎ ኣድማ ምምሕያሽ ናብራን፡ ምEላይ ስድራ ቤትን ሰማI Eዝኒ
ስለ ዝሰኣነ፡ ሕግን፡ ስርዓትን፡ ፍትሕን ፍርድን ዘሎ መሲልዎም ንፕረሲደንት
ሕቶታቶም ክምልሰሎም ጸዊOም። E ንተዀነ ፕረሲደን ንማይ ሓባር ክኸይድ
ኣይመረጸን።
ውጉኣት ሓርነት ( ኣካለ ስንኩላት ብኣጸዋውዓ) ክንዲ ፕረሲደንት ዝደክም
ንሳቶም ንቤተ መንግስቲ ንኣስመራ ክኸዱ ኣብ ዝተበገስሉ፡ ብረት ዝዓጠቐ ሰራዊት
ኣብ ነፋሲት ከልከሎም።
ውግኣት ሓርነት ድማ ጉዳይ ኣብ ብረትን ምውጥዋጥን ካብ በጽሐስ ነቶ ሞት
ፍርቂ መነግዲ ከይድናዮ ዘሎና Eንታይ ከይተርፈና ብማለት ብትብዓት ጉEዝOም
ክቅጽሉ ኣብ ዝፈተንሉ ብብረት ተሃሪሞም ምውታትን ስውኣት ኮይኖም ተረፉ።
ነዚ ዘሕዝን ተርኽቦ ፕረሲደንት Iሰያስ ክምልስ E ንከሎ ከም’ዚ በለ’’ ንሕና
ንዓዲ ኪዱ ወይ ኣብ ዘለኹሞ ክትEለዩ ቢልና ምርጫ ሂብናዮም’ና፡ ካብU ሓሊፉ
ግን ንሕና ንግሆ ንግሆ በጊE ኣይንሓርድን’ና ” ብዓቕምና ንገብር ኣሎና ክብል
ብኣቃጫጭ መሊሱ።
ፕረሲደንት Iሰያስ ንውግኣት ሓርነት ንዝገብርዎ ሰላምዊ ሰልፊ ካብ ሕጊ
ወጻI’ዩ ክብል ክኸሶም E ንከሎ ነቲ ኮፍ’ልዎ ዝነበረ ስልጣን ብዋጋ ደሞምን
ዓጽሞምን መጻI Eድሎም ብሕድሪ ከም ዝተረከቦ ዝረሰA ነበረ።
ሎሚ ድማ 4 ጥቅምቲ 2004 መንEሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት ብሰራዊት
ምክልኻል ይኹን በቶም ነዚ ተግባራት ክፍጽሙ ዝተላEኹ ሰራዊት ሂወት 47
መንEሰይ ኤርትራ ከም ዘየነብረ ገቢሮሞ።
ብርግጽ ገገለ ካብ E ዞም ግዳይ መቕዘፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ ዝዀኑ መንEሰያት፡
ኤርትራ ነጻነት ኣብ ዝወጻትሉ ጎልጎሎም ዘይወድU ለይለይ Eሸላት Eግሪ ተኽሊ
ከም ዝነበሩ ፍሉጥ’ዩ። በዚ ሞትን ሓደጋን ዝተዛዘመ EድመOም፡ Eቲ ኣቦታቶም
ሓው-ኣቦታቶም፡ ኣደታቶም ሓውቲ-Eኖታቶም ሂወቶም ከፊሎም ዘምጽEሎም ነጻነት
ኣብ ምንታይ ይቁጸር። ነዞም ህጻናት Eቲ ነጻነት Eንታይ Eዩ ? ነጻነት ንሞት ፡
ነጻንት፡ ንጥሜት፡ ንራEዲ፡ ንማEሰርቲ፡ ነጻነት ንስደት ኮይንዎም ኣሎ።
ኣብ ሙሉE ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ከይወዓለ ከይሓደረ ኣውያት ንዓለም ከስምE
ኣለዎ። ድሕሪ’ዚ Eዚ ተርኽቦ ዓዲ ኣበይቶ ህዝቢ ናይ መጨረሻ ክጽውር ዘይክEል
ተግባራት ህ.ግ.ደ.ፍ ከቃልE ኣብ ዘዝነብረሉ ሃገር ጸሊምን ጻEዳን ጨርቂ ሒዙ፡
ሓዘኑን፡ ናቶም ዝሞቱ ከኣ ሰላምዊ ድሌቶምን ክግልጸሎም ክኽEል ሰላማዊ PDF page 2
View this page in original PDF
ተቓውሞ ክገብር በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ክንድOም ኮይነ ንኩሉ ደላይ ሰላም
ኤርትራዊ/ኤርትራዊት ብትሕትና ጸዋIት የቅርበሎም ኣለኹ።
Eዚ ዝፈሰሰ ደም ንከንቱ ኣይኮነን። E ዚ ዝፈሰሰ ደም ተግባርት ህ.ግ.ደ.ፍ
ዘቃልEን ኮይኑ ኣይኮነን፡
Eዚ መቕዘፍቲ ሓያል መቓልሕ፡ ሰላምን፡ ስኒትን E ውን E ዩ።Eዚ ጸዋIት
ሓድነትን ሰላምን ስኒት ኤርትራውያን’ውን Eዩ።Eዚ ጸዋIት ፍትሕን ስርዓትን፡ Eዚ
ጸዋIት ሰላምን ምርግጋEን’ዩ።
Eዚ ብሞት ዝተፈለየ ስጋ፡ ንዘልኣለም ዘየቋርጽ ድምጺ ሓርነት ዘቃልሕ Eዩ።
Eዚ ካብ ዓይኒ ዘይክወል ትርIትን ምስልን ጎምበለታት ኤርትራ Eዩ።
ንሕና ነዚ ሕነ ኣይንፈድየሉን ግን ፍትሕን፡ ሕግን ስርዓትን ሰላምን
ከንምጽኣሉ’ና።
Eዚ ተግብራት ከም’ቲ ባEዳውያን ኣብ ልEሊ ጸልምቲ ኣፍሪቃ ዝገብርዎ ዝነበሩ
ጨካን ፍትሒ ዘይብሉ መቅጻEቲ ዘይፍለ Eዩ። Eዚ ምስ ሰማEኹ ልክE ከም’ቲ ኣብ
1969 ኣብ ናሽቪለ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ልEሊ ጸለምቲ ደቂ ሃገር ዝተፈጸመ
ኮይኑ ተሰሚUኒን ኣዘኻኺሩንን። ወዲ ሃገር ኣብ ልEሊ ደቒ ሃገር ዶ ኸ
ብዘይምቝራጽ ከም’ዚ ዝበለ ጨካን ተግባራት ይፍጽም’ዩ ቢለ ድማ ነዛ ንEሽቶይ
መልEኽቲ ንህዝቢ ክጽሕፍ ደፊUኒ።
Eቶም ብተደጋጋሚ ንምEንቲ ሰላም E ዛ ሃገር፡ ሂወት ደቕኹምን ደቂ
ደቕኹምን ዝሰኣንኩም ጽንዓት ይሃብኩም። ንዓኣቶም ድማ ምንጽህናOም ኣምላኽ
ኣብ መንግስቱ ይቀበሎም።
ሰላምን ስኒትን የውርደልና
7 ጥቅምቲ 2004
ኣንቶንዮ ተስፋይ