Extracted PDF page text
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
اﻹرﻳﺘﺮﻳﺔ اﻟﻮﻃﻨﻲ اﻹﻧﻘﺎذ ﺟﺒﻬﺔ
Eritrean National Salvation Front
ዜና
ሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ንፓይሎት ዓብዱ ረሒም ኣሕመድ
ካብ ቤቱ ጨዊዮምዎ
Eለት 1 ሚያዝያ 2008 ሸጓጕጥ ዝዓጠቑን ቡኒ ሽፋን ገጽ ዝለበሱን ባEታት ሓይልታት ጸጥታ
ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ኣስመራ ንፓይሎት ዓብዱ ረሒም ኣሕመድ ካብ መንበሪU ኣስታት ሰዓት
8፣30 ምሸት ጨዊዮም ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከም ዘሰወሩዎ፣ ምንጪ ግሃድኤ ኣረጋግጹ።
ፓይሎት ዓብዱ ረሒም ትምህርቲ በረራ ኣብ ሶርያ ከም ተማሃረን፣ ብተደጋጋሚ ይEሰርን
ይፍታሕን ከም ዘነበረ፣ Eቲ ምንጪ ወሲኹ ሓብሩ።
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግሃድኤ
4 ሚያዝያ 2008