Extracted PDF page text
1509AH4-ASP3.pdf
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
(ሳሌሳይ ክፋሌ)
ብመጋዜ ዜተጨዯ ዜመስሌ ይተሊገበ ሓጺን መሌክት ስእሉ
ቀዲማይ ናይ ምህዲም ፈተነ
ኣብ ፎርቶ እታ ዜነበርኩዋ ሸሊ ብድሕሪት ብዜተማሓሊሇፈ ቀጢን ሓጺን ዜተሰርሔት ብዯገ ካብ ታሕቲ
ንሊዕሉ ዜኺፈት ናይ ለሕ ማዕጾ ልዋ ሞስኮት ነሩዋ ። ኣብ ሞንጎ እተን ሓጻዊን ል ኣዕንቲ ግፍሓቱ
ኣስታት 25 ብ 15 ሰንትመተር ይኾውን ። እቲ ብዯገ ል ማዕጾ ናይቲ ሞስኮት ኣጸብቆም ስላ ይከፍቱዎ
ኣማዕድኻ ክትጥሚት ዕድሌ ኣይህበካን ፡ ምስቲ መንዯቅ ተሊግቡ ል ቀረባ ወሰናስን ጥራሕ እዩ ዜረኣየካ ።
ስላዙ ካብኡ ንቅድሚት እንታይ ኣል ብርግጽ ንምፍሊጥ ይይካኣሌ እኳ እንተኾነ ገዚውቲ ይኹን ሰብ
ይብለ ባዶ ቦታ ይመስሌ ። ኣብ ማእከሌ ክሌተ ዓይኒ ናይቲ ሞስኮት ሊ ሓንቲ ሓጺን ኣብ መጨረሽታ
ብመጋዜ ሓጺን ዜተጨዯ ዜመስሌ ይተሊገበ ሓዯ ጎኒ ነሩዋ ። ርእስኻ እቱ ክፋት ቦታ ሰውነትካ የውጽእ
ዜብሌ ሓፈሻዊ እምነት ስላ ዜነበረኒ ርእሰይ ኣእቲየ ይፈታትን ነረ ። ብተወሳኺ እንተዲኣ ነታ ሞንጎ ሊ
ሓጺን ክዓጽፋ ክኢሇ ፡ ክሌተ ዓይኒ ብምጽንባረን ስላ ዜገፊሕ ከውጻኣኒ ይኽእሌ ዜብሌ ተስፋ ነሩኒ።
ድሕሪ ገሇ ማዓሌቲታት እቶም ኣብኡ ዜነበርና ኡሱራት ካብ ፎርቶ ናብ ቤት ማእሰርቲ ማርካቶ ስላ
ዜወሰደና ድማ እቲ ቀዲማይ ፈተነ ናይ ምህዲም ኣብዙ ተቋርጹ ።
PDF page 2
View this page in original PDF
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ማርካቶ
ኣብ ማርካቶ ካብሉን ኣነን ካሌኦት ኣርባዕተ ሰባት ወሲኾም ኣብ ሓንቲ ዓባይ ካመራ ኣእቲዮሙና ። እዚ
ዓባይ ካመራ (ገዚ) ከምቲ ዜፈሇጥኩዎ ቤት ማእሰርቲ ሰምበሌ ከይተሰርሔ ከል ቤት ትምህርቲ ናይ
ኡሱራት ዜነበረት እያ ። ስፍሓታ ካብ ዓሰርተ ኣርባዕተ ሜትሮ ብሽድሽተ መትሮ ይውሕድ እዩ ። ኣብ
የማናይ ጎና ንምብራቅ ዜጥምት ሓዯ ዓብይ ማዕጾ ናይ ሓጺን ኣሇዋ ። እቶም ምሳና ዜነበሩ ኣርባዕተ ሰባት ፡
ሓዯ ፍሳሃየ ዜባሃሌ ፖሉስ ዜነበረ ባዓሌ ምራራ ምስ ጀብሃ ትታሓባበር ኣልኻ ተባሂለ ተጠርጥሩ ዜተኣሰረ ፡
ካሌኣይ ክዲኔ ዜባሃሌ ሽማግላ ዓዱ ናይ ጀብሃ ዜነበረ ወዱ ሽዕብ ሰሇባ ፡ ሳሌሳይ ዑመር ዜባሃሌ ጀብሃ ኢኻ
ተባሂለ ዜተጠርጠረ ወዱ ዓዲርዯ ፡ ራብዓይ ድማ ብተስፋይ ዜፍሇጥ ብንእሽትኡ ኣብ ሑመራ ዜዓበየ ኣብ
ጀብሃ ወጺኡ ምስ ስዉእ ዓብዯሊ ጸጋይ ኣብ ከባቢ ዶብ እትዮጵያ ነሩ ምስ ብረቱ ሃዱሙ ፡ ከምቲ ንሱ
ዜብል ንጸሊኢ ኢደ ክህብ ሑመራ ዜኣተወ ። ንሱ ኢዯይ ክህብ ንኑቅጣ ( መዯበር ፖሉስ) ገጸይ ይኸይድ
ነረ ክብሌ ከል ወታሃዯራት እትዮጵያ ድማ ሕዜናካ ኢና ስላ ዜበለዎ ዜተኣስረ እዩ ። ኣነ ወዱ ጎንዯር እየ
ሽመይ ድማ ተስፋይ እዩ ይብሌ ነሩ ። ወዱ ጎንዯር እየ ስላ ዜበልም ድማ ሻምበሌ ቦልው ባዕለ ወዱ ጎንዯር
ስላ ዜኾነ ይመስሇኒ ሽምና ኣባሊሽኻና ኢለ “ የት ኣባትህ ጉንድር በሌ “ እለ ይጸርፎ ነሩ ። ናዓና ኤርትራዊ
ወዱ ባርካ ምዃኑ ይሓብኣሌና እኳ እንተይነበረ እንታይነቱ ብሙለኡ ይገሌጸሌና ኣይነበረን ። ዲሓር
ከምዜፈሇጥናዮ ግን ብንሽትኡ ብገሇ ዓመጽቲ ተወሲደ ኣብ ከባቢ ሑመራ ዜዓበየ እዩ ።
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሓዯ ማዓሌቲ ዲርጋ ወርሒ ኮይኑ ይስማዓካ ፡ ነፍስኻ እንተ ይኣዲዓዕስካ ትጭነቅ ፡
ዓቅሉኻ ይጸበካ ፡ ሇይቲን ማዓሌትን ንኡሱር ዲርጋ ሓዯ እዩ ። ኩለ ግዛ ብየማነ ጸጋም ብዜተወሰነ መንዯቅ
ወይ ነገር ተኸብብካ ስላ እትነብር ካብዙ ሓጹር ሙውጻእ እቲ ዜዓበየ ትምኒት እዩ ። ብፍሊይ ከምዙ ናትና
ካብኡ ዜኸፈኤ ከም ል ፍለጥ እኳ እንተኾነ ፡ መንጸፍካ ቶንኮቦት፡ ሙቀካ ክዲን ይብሌካ ፡ ሇይቲን
ማዓሌቲን ብግዛ ብሌዒ ይኹን ድቃስ ኣእዲውካ ብቀይዱ ሓጺን ክእሰር ከል ቀጻሉ ስቅያት እዩ።
PDF page 3
View this page in original PDF
ኣብ ከምዙ ዜኣምሰሇ ናይ ጭንቀት ኩነታት ካብቲ ልኻዮ ኩነታት ናብ ካሌእ ከም እተድህብ ዜገብረካ
ዕሊሌ ፡ ትሰምዖ ዚንታታት እንታይነቱ ብይየግድስ ብዘሕ እዩ ዜስሕበካ ፡ ክትሰምዖ ትህንጦ ። ሕሌሚ
ምርኣይ ድማ ዜመስል የልን። ምኽንያቱ ምስቲ ብነጻ ትሪኦ ወይ ትኸዶ ዜነበርካ ባህሪያዊ ፍጥረታትን ካሌእ
ነገራት ስላ ራኽበካ ፡ ዋሊ እኳ ዯቂስካ ጸኒሕካ ብር ምስ በሌካ ዜበንን ነገር እንተኾነ ፡ ንግዛኡ ንሓንጎሌካ
የሕድሶ እዩ ። ይኹን እምበር ከምቲ ከይዯቀስካ እተሓሌሞ ሕሌሚ ኣይኮነን ። ማሇት ምስ ዯቀስካ ዜመጸካ
ሕሌሚ ከምድሊይካ ስላ ይኮነ ፡ ሕማቅ ፡ ኣጨናቂ ዜኾነ ፡ ድቃስ ጽሇኣካ ሕሌሚታት እውን ኣል ።
ስላዙ ጽቡቅ ሕሌሚታት ክታሓሉም ኢኻ ትምኔ ። ዋሊ እውን ድምጺ ናይታ ይትራኣየካ ነፋሪት ክትሰምዕ
ከልኻ ፡ ድምጺ ሬድዮ ፡ ናይ እንስሳ ድምጺ ናይቲ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ ወጻኢ እትሰምዖ ኩለ ካብቲ
ልኻዮ ዜተልከተ ሓጹር ስላ ውጻኣካ ፍለይ ስሚዒት ይበካ ።
ተስፋይ ድማ ብዘሕ ነገራት የዕሌሇና ስላ ዜነበረ ብዘሕ የፍኩሰሌና ነሩ ። ካብሉ እውን ብፍሊይ ናዓይ፡
ኣነ ብዘሕ ይሓቶ ስላ ዜነበርኩ ብዘሕ መሳጢ ዜኾነ ናይ ተጋዯሌቲ ዚንታታትን ካሌእ ዜተፈሊሇየ ባህሊዊ
ግጥሚታትን የንትወሇይ ነሩ ። ገሇ ካብቲ ሽዑ ኣጽንዔዮ ይረሳዕኩዎ ግጥሚታት ብቋንቋ ትግረ ኣብ
መዯምዯምታ ክጠቅሶ እየ ። ኣነ እውን ገሇ ይድርቢ ነረ እየ።
ተስፋይ መብዚሕትኡ ዕሊለ ናይ ዓመጽን ስርቂን ዚንታታት ነሩ ። ገሇ ካብቲ ዕሊሊቱ ኣብ ሱዲን ናይ
መንግስቲ ኣግማሌ ክበሌዓ ክሇቁወን ከልዉ ሌክዕ ከምቲ ኣብ ኢድ ካብሉን ኢዯይን ዜነበራ ዓብይ ፍለይ
ንኣግማሌ ዜተሰርሔ ቀይዱ ኣብ ክሌተ ኣእዲወን ኣሲሮም ከምዜሇቁወን ይነግረና ነሩ ። ሽም ናይዙ ፈሮ ወይ
ቀይዱ ድማ ፈሮ እንጊሇ እዩ ። ብቋንቋ ኢጣሌኛ ናይ እንግሉዜ ፈሮ ወይ ቀይዱ ማሇት እዩ ። እቶም
ኣግማሌ ዜሰርቁ ሰባት ነቲ ቀይዱ ናይ ኣግማሌ ንምፍታሕ ተሪር ፈትሉ ኣዲሉዮም ፊሒሶም ዓይኒ ይገብሩለ
እሞ ኣብታ መፍትሕ ዜኣትዎ ኣብ ጎኒ ል ኖዃሌ ኣእቲዮም ነታ ዓይኒ ኣብ ሌዕሉ እቲ ከም ሰጋጥ ዜሰሪሕ
ኣብ ማእከሌ ናይቲ ኖኻሌ ል ሓጺን ፡ ጠምጥሞም ሸጥ ኣቢልም ይስሕቡዎ እሞ ንድሕሪት ክሳሓብ ከል
እተን ክሌተ ዜተሊገባ ክፋሊት ናይቲ ፈሮ ይኽፈታ እሞ ነተን ኣግማሌ ይወስደወን ይብሇና ነሩ ። እዙ ነገር
ናዓና ብዚዕባ እተን ኣብ ኣእዲውና ሇይቲን ማዓሌቲን ልዋ ሳቀያና ፈሮታት ንምኽፋት ከም እንሓስብ ስላ
ዜገበረና ኣዙዩ ጠቃሚ ነሩ ። ካሌእ ናይ ማእሰርቲን ኣብያተ ፍርዱን ተሞክሮ ስላ ልዎ ድማ ፡ ቅድሚ ቤት
ፍርዱ ኣብ ኣስከባር ሕጊ ከቅረቡኻ ከልዉ ነቲ ቃሌካ ምስ ወሰደ ዜኣመንካለ ገበን ፡ ኣነ ምስ ተሳቀኹ ምስ
ተሃረምኩ ብይድሌየተይ ተገዱዯ ዜበሌኩዎ እዩ ኢሌካ፡ ልካ በሰሊ፡ ቁስሉ ፡ ስምብራት ኣርኢኻ ፡
ኣይዋዓሌኩዎን እሌካ ምክሓደ ይካኣሌ ይብሇና ነሩ ። እዙ እውን ኣብ ሕጊ ልዎ ሃገር ዓማጺ ስርዓት ነቲ
ሕጊ ምጥሓስ ኣብ ኢዶም ል ነገር እኳ እንተኾነ ሓዯሓዯ ግዛ ሙለእ ብሙለእ ስላ ይየፍርስዎ ንጹህ
እንተኾይንካ ብገሇ ጎኒታቱ ጠቃሚ ዜኾነለ እዋን ኣል ። ኣነ ንምሳላ ኩለ መርመራታት ተወዱኡ ጠጠው
ምስ በሇ ፡ ሻምበሌ በሇጠ ካብ ተማሃራይ ከልኹ ጀሚሩ ነዊሕ ግዛ ዜወሰዯ ቃሌ ወስደሇይ ክታመይ እውን
ኣስፍረለ ። ንሰምበሌ ይኹን ናብ ካሌእ ከሕሌፉኒ ወይ ኣብ ቤት ፍርዱ ከቅርቡኒ ምስ ሓሰቡ ይመስሇኒ ፡
መጀመሪያ ኣብቲ ንጎዲይፍ ገጽካ ትኸዯለ መገዱ ዯቡባዊ ወገን ናይ ግቢ ዜነበረ ፈዯራሌ ቤት ፍርዱ ዜባሃሌ
(ኣስከባር ሕጊ) ዜርከቦ ኣብያተ ጽሕፈታት ይመስሇኒ ምስ ቃሇይ ወስዶሙኒ ። ኣብኡ ክወስደኒ ምስ
ዯሇዩ “ እንተዲኣ እዙ ቃሇይ ኣይኮነን ዜብሌ ረባ ኣውጽእካ ከምብሓድሽ ኣብ መርመራ ክትምሇስ እኻ “
ኢልም ድማ ኣጠንቅቆሙኒ እዮም ። ኣነ ድማ ነቲ ምዕዶ ናይ ተስፋይ ኪረ ኣብ ቤት ፍርዱ እንተቀረብኩ
ክጠቅመኒ እሇ ፡ እዙ ቃሌካ ድዩ ምስ በሇኒ ፡ ኣነ ቃሌካ እንተቀይርካ ኣብ መርመራ ክንመሌሰካ ኢና ስላ
ዜበለኒ ኣይቃሇይን ክብሌ ኣይክእሌን እሇዮ ። እንታይ ከም ዜጻሓፈ ኣይፈሌጥን ዲኣምበር ይጽሕፍ ነሩ ።
ካብኡ ንቤት ማእሰርቲ መሉሶሙኒ ክሳብ ንወጽእ ድማ ኣብቲ ማርካቶ ነርና ። PDF page 4
View this page in original PDF
ከምቲ ዜበሌኩዎ ንሕጊ ይገዜኡዎ ዲኣምበር ሕጊ ስላ ይገዜኦም ከምድሊዮም ክፈርደኻ ይኽእለ እዮም ።
ኣብ ዓይኖም ንስኻ ሽፍታ ካሓዱ ዲኣምበር ፡ ናጽነት ፡ መሰሌ ዜሓቲት ሰብ ፡ ተጋዲሊይ ኣይኮንካን ። እቲ
ገርም ግን ዜገበሩዎ ሕጊ ስላልዎም ሕጊ ዜባሃሌ ዋሊ ብሙለኡ እንተይኣኽበሩዎ ከምዜፈርሁዎ ኣብ
ሓንጎልም ገሇ ተጸዕኖ ከምዜገብረልም ይራኣየካ ። በዙ ኣጋጣሚ ካብ ማእሰርቲ ድሕሪ ሙውጻኤይ
ብ1983 ብጊዛ ኑመሪ ኣብ ሱዲን ከሰሊ ብጾት ባዓሌ ስዉእ ዓብዲሊ ዑመር ናስር ፡ እብራሂም ሙሓመድ ዓሉ
፡ ሙሓመድ ኑር ዓብደ ካሕሳይ፡ መግስትኣብ ኣስመሮም፡ ራማዲን ሳሌሕ ፡ ተኽላ ማሊኪን ፡ ወሌዯ የሱስ
ዓማር፡ ብርሃነ ተወሌዯመድህን ፡ ኣማንኤሌ ሃብተን (መንግስቱ) ብጸጥታ ሱዲን ዜተታሕዘለ እዋን
ተመሳሳሉ ነገር ኣጋጥሙኒ ። ንሱ ድማ እቶም ጸጥታ ንጎሆ ጻሓይ ከይበረቀት ንስዉእ ዓብዯሊ ዑመር ናስር
ክኣስሩ ኣብቲ ዜነበሮ ገዚ ኣብ ከሰሊ ምስ መጹ ምስኦም ካብ ጎዯና ክሌተ ሰባት ኣምጽኦም ኣብቲ ውሽጢ ገዚ
ኣእቲዮም ነቲ ገዚዊቲ ፈቲሾምዎ ። ገሇ ናይ ጀብሃ ሰነዲት ዜነበሮ ሻንጣታት ተማሌኦም ንዓብዯሊ ጥራሕ
ወስዶምዎ ድማ ከደ ። ኣነ ሽዑ ኣብቲ ገዚ ምስኡ ነረ ። እቶም ክሌተ ካብ ጎዯና ምጽኡዎም ሰባት እቲ ሓዯ
መስተ ልዎ ከባቢ ሓዱሩ ሰንከሌከሌ እንዲበሇ ንጎሆ ንጎሆ በቲ ጎዯናታት ክሓሌፍ ዜረኤ እዩ ።እቲ ካሌኣዩ
ድማ ኣብቲ ከባቢና ዜነበረ ሓንጎለ ጥዑይ ይኮነ ሰብ እዩ ። ኣነ ነዝም ሰባት ንምንታይ ኮን ኣምጽኦምዎም
ይብሌ ነረ ። ዲሓር ከምዜተሓበርኩ እንተኾይኑ ግን ኣብቲ ሕጊታቶም ገዚ ናይ ሓዯ ሰብ ክፍተሽ ከል ገሇ
ሕጋዊ ይኮነ ነገራት ምስ ዜርከብ እቲ ባዓሌ ገዚ ኣብ ቤት ፍርዱ ምስ ቀረበ ፡ እዙ ነገር ኣብ ገዚይ
ኣይተረኽበን ኢለ ከይክሕድ ክትፍትሽ ከልኻ እቲ ዜተረኽበ ነገራት ኣብ ገዚ ናይቲ ዜተፈተሸ ሰብ ዜተረኽበ
ምዃኑ ዜምስክሩ ክህለዉ ኣሇዎም ስላ ዜብሌ እዩ ኢልሙኒ ። እሞ ብፍሊይ ነቲ ሰኽራም ካሌእ ጊዜያት
ንጎሆ ንጎሆ ክሪኦ ከልኹ ሳሓቅ ይመጸኒ ነሩ ። ምኽንያቱ እዝም ሰባት ሕጊ ንይምሰሌ ከማሌኡ ዲኣምበር ናይ
ብሓቂ ናይ ሕጊ ኣኽብሮት ከምይብልም ይራኣየካ ። ይኹን እምበር ዋሊ ሓቐኛ እምነት ኣይይኹን ፡ ሕጊ
ዜባሃሌ ክኸብር ዜግብኦ ነገር ከምል ኣብ ሓንጎልም ዜተሰርጸ ሰባት እዮም ይመስሇኒ ። ስላዙ ዋሊ ሙለእ
ኣይዩኹን ምስዙኣቶም እንተዋሓዯ ሞትካን ህሊወኻን ዜፍሇጠለ እዋን ስላል ፡ ከምርእይቶይ ካብቶም
ዋሊ ንይምሰሌ ሕጊ ይኹን ኣስከባር ሕጊ ወይ ቤት ፍርዱ ይፈሌጡ ከም ኣራዊት ዊን ዜበልም ዜገብሩ ሽሕ
ግዛ ይሕሹ ክባሃሌ ይካኣሌ።
ማርካቶ ኣብታ ዜኣቶናያ ገዚ ከልና ገሇ ናይ መንግስቲ ኣካሊት ፡ ፖሉስ ፡ ባሕረኛ ልዉዎ ፡ ካብ ጀብሃ
ዜተታሕ ኣል ምስ ተባህሇ ናዓይ ክሪኡ ዜመጹ ነሮም ። ማዕጾ ተኸፊቱልም ኣብታ ገዚ እቱው ምስ በለ ፡
ንኣብነት ሓዯ ባሕረኛ ሞኮነን ኣብኡ ዜነበርና ምስ ራኣየ ፡ ኣነ ብዕድመ ይኹን ብጉሌበት ዜናኣሰ ስላ
ዜነበርኩ የሄ ነው የሄ ነው ? እንዲበሇ ናብቶም ገፍቲ የመሌክት ነሩ እሞ ፡ ኣይኮነን እዙ እዩ ኢልም ናባይ
ከመሌክቱ ከልዉ “ኤረ ኤረ ትንሽ ሌጅ ነው እባክህ” ይብሌ እሞ ናዓ ኢልም ጸዊዖሙኒ ምስ ቀረብኩዎ
ንእሽቶ ምዃነይ ምስ ራኣየ ፡ ተማሃራይዶ ነርካ ስሇምንታይ ናብዝም ወንበዯ ከይድካ ? ኢለ ይሓተኒ ፡ ኣነ
ድማ እቲ ናይ ምህዲም ዕድሌ ይርክብዶ ኮን ይኾውን ዜብሌ ተስፋ ኣብ ሓንጎሇይ ስላ ል ፡ እወ ተማሃራይ
ነረ ብጾተይ ምስ ተኣሰሩ ፈሪሄ ወጺኤ ይብል ። ሓዯ ዉሩይ ኤርትራዊ ናይ ፖሉስ ሞኮነን ድማ ኣርእዩኒ
ኢለ መጺኡ ምስ ራኣየኒ ካብቶም ነፍሶም ዜጥርጥሩ ይመስሇኒ ዜቀተሌኩዎ ኮይኑ ግዱ ተሰምዑዎ “ እዙስ
እንተ መጸኒስ እንታይ ኢሇ ክጥርጥሮ ? “ ኢለ ።
ይቅጽሌ