Extracted PDF page text

Microsoft Word - Document1

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

“ቴድሮስ ገረዝጊሄር (ትሪባ) ፡ ሓለፊ ጸጥታ ኤየርፖርት Aስመራ 
ዝነበረ ተፈቲሑ” Eሙናት ምንጭታት 
Posted on March 12, 2008 by Arr  
ቴድሮስ ገረዝጊሄር( ትሪባ)፡ Aብ ዝሐለፈ ወርሒ ካብ ቤት ማEሰርቲ ከም ዝተፈትሐ Eሙናት 
ምንጭታት ይሕብሩ። 
ናይ ሽኮርያ ሕማም ከም ዘለዎን ብሰንኪ’ዚ ሕማም ይሰቐ ክም ዝነበርን ዝንገረሉ ትሪባ፡ Aብዚ 
ጊዜ’ዚ Aብ Aስምራ ምስ በዓልቲ ቤተን ደቁን ከምዘሎ ይሕበር። ሕክምና ይገበር ከም 
ዘሎ’ውን’ቲ ምንጫ ብተወሳኺ Aረጋጊጹ። 
ቴድሮስ፤ “ኣብ 1975 ካብ ኣዲስ-ኣበባ ዩኒቨርሲቲ Eዩ ትምህርቱ ኣቛሪጹ ተሰሊፍ። ኣብ ብዙሕ 
ጽፍሕታት ተመዲቡ’ውን ካብU ዝሕተት ዘበለ ኲሉ ፈጺሙ። ብፍሉይ ዝዝከር ኣብ 1977-78 
ኣብ ብርጌድ 44 ኣብ ስለያ ሰሪሑ። ኣብ 80ታት ከኣ ናብ Eንዳ 72 ተቐይሩ። ኣብ ሜዳ ዝፈልጥዎ 
ኲሎም መጋድልቱ ድማ፡ ንሓላፍነት ዝበቅE ሰብ ከምዝነበረ ይምስክሩሉ። 
ብድሕሪ ናጽነት ኣብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ተመዲቡ ክሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ናብ ሃገራዊ 
ድሕነት ተቐይሩ። ብድሕሪ’ዚ ከኣ ደረጃ ትምህርቱን ተሞክሮUን ኣብ ግምት ኣትዩ፡ ኣብ 
Iትዮጵያ ኬንያን ጅቡቲን ዝርከቡ ኤምባሲታት ኤርትራ ተመዲቡ ዘገለገለ ምኩር ናይ ስራሕ 
ሰብ Eዩ። ምስ ጅቡቲ ዝነበረ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ምስተበላሸወ ከኣ፡ ናብ ኣስመራ ተሳሂቡ 
ሓላፊ ጸጥታ ማEርፎ ነፈረቲ ኮይኑ ክሰርሕ ጸኒሑ።” ( ሓልዮት ሰብAዊ መሰላት-ኤርትራ) 
http://asmaragazette.wordpress.com 
 
2008/03/12